Extracted PDF page text
Microsoft Word - DE-89-Central Council meeting.doc
Machine-extracted derivative; not a transcript or translation. Reading order, spacing and characters have not been editorially verified. PDF page numbers are file positions, not printed page labels. No OCR has been added.
Open unchanged original PDF · Download unchanged PDF
Extraction status: extracted-unverified.
PDF page 1
View this page in original PDF
ማEከላይ ባይቶ ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራ ኣኼባU ዛዚሙ
ክፍሊ ዜናን ባህልን
ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራ
01.08.2008
ካብ 31 ሓምለ ክሳብ 1 ነሓሰ 2008 ዓ.ም ክካየድ ዝጸንሐ ቀዳማይ ስሩE ኣኼባ ማEከላይ መሪሕነት
ብዓወት ተዛዚሙ። ማEከላይ መሪሕነት፡ ኣብ ናይ ሎሚ ኣኼባU ብፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ክትግበር
ዘለዎ መድረኻዊ መደብ Eዮ ሓንጺጹ። ከምU ውን፡ መሪሕነት ሽማግለ ቍጽጽርን ምክትታልን
መዚዙ።
ብዛEባ’ታ ኣብ ዝመጽE ጕባኤ ሕጹያት Eተቕርብ ሽማግለ ሕጹያት መሪሕነት ሰልፊን ብዛEባ ማEከል
ምርምርን መጽናEትን ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ዘድሊ መጽናEትን መምርሒታትን ክገብር ወኪልዎ።
ቀዳማይ ኣኼባ ማEከላይ ባይቶ፡ ኣገደስቲ ለበዋታት ብምቕራብ ስርሓቱ ብዓወት ዛዚሙ።
መብዛሕትOም ካብ ሃገራት ምEራብ ዝመጹ ወከልቲ፡ ናብ’ቲ ካልኣይ ውራይ፡ ማለት መበል 23 ሰፊሕ
በዓል ኤርትራ ገጾም የምርሑ ኣለዉ። ናይ ሎም ዘበን ፈስቲቫል ኤርትራ፡ ብሓድሽ ሓበሬታን
ብሓድሽ ራEይን ተሰንዩ ብድሙቕ ኣገባብ ክሰላሰል ሰፊሕ ምድላዋት ተገይርሉ ኣሎ።