Extracted PDF page text
????? ???? - 17 ??? ?? ?? ?...
Machine-extracted derivative; not a transcript or translation. Reading order, spacing and characters have not been editorially verified. PDF page numbers are file positions, not printed page labels. No OCR has been added.
Open unchanged original PDF · Download unchanged PDF
Extraction status: extracted-unverified.
PDF page 1
View this page in original PDF
Message ህይወት ቃል ኣሰና ዜና ኣተኵሮ ኣብነት ኪዳን ምስ መን? ደብዳቤታት Eቡሳት ጋዜጠኛታት ዋዛን ኣዋዘን
Home ትግርኛ ኣብነት ቢትወደድ ኣብርሃ - 17 ዓመት ኣብ ሸላ ዝተዳጎነ ሓርበኛ ተጋዳላይ!
ስርዓት ህግደፍ ኣብ ማEሰርቲ የሕቅቖም ካብ ዘሎ ኤርትራውያን ጀጋኑ ሓደ ተጋዳላይ ቢተወደድ ኣብርሃ Eዩ። ቢተወደድ ኣብርሃ
ንውልቀመላኽነት Iሳይያስ ብኣግU ስለዝተቓወመ ንልEሊ 17 ዓመት ዓመታት ኣብ ቤትማEሰርቲ ይሓቅቕ ኣሎ። ነዚ ጸሓይ ናጽነት
ኣምጺU ጸሃይ ንጽነት ዘይረኣየ መትከላዊ ተጋዳላይ ስርዓት ህግደፍ ክርሳE Eዩ ዝደልዮ፡ ንሕና ግን ወትሩ ክንዝክሮ ይግባE።
ቢትወደድ ካብ ኣቡU ኣቶ ኣብርሃ ኣስፍሃን፡ ካብ ኣዲU ወ/ሮ ቅድስቲ
ተወልደመድህንን ብ1953 ኣብ ኣስመራ Eዳጋ ሓሙስ ተወሊዱ። ክሳብ 5ይ ክፍሊ
ኣብ ኣስመራ ተማሂሩ። ካብ 6ይ ስጋብ 12 ክፍሊ ድማ፡ ኣብ መንደፈራ ሴንት-
ጆርጅ ናይ ካልኣይ ደረጃ ቤት ትምህርቲ ቀጺሉ። ብድሕሪU ብዝሓደሮ ሃገራዊ
ስሚIት ቅድሚ ንሜዳ ምውጽU ኣብ ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኤርትራ
ተወዲቡ ይሰርሕ ኔሩ።
ኣብቲ Eዋንቲ ብ1972 ኣቢሉ ምዃኑ Eዩ፡ ኣብ ከተማ ተወዲቡ Eንዳሰርሐ ከሎ፡
ኣብ ጊዜ Eረፍቲ ክረምቲ ትምህርቲ ምስተዓጸወ፡ ኣብ ድባርዋ ብEንዳ ጃፓን
ዝፍለጥ ናይ ነሓስ Eደና ይካየድ ስለዝነበረ፡ ናብU ንክሰርሕ ሓቲቱ። Eንተኾነ
Eቲ ስራሕ ብሰበ-ሰብ ይወሃብ ስለዝነበረ Eቲ ኣብU ዝነበረ ሓላፊ ከEትዎ
ኣይክኣለን። ብU ምኽንያት ነቲ ሓላፊ ሓንቲ ደብዳቤ ጽሒፍ ኣብ Iዱ ሂብዎ።
Eቲ ትሕዝቶ ናይቲ ደብዳቤ ኣዝዩ ዘሰምብድን ዘፍርሕን ከምዝነበረ፡ ናይ ቀደም
ዓርኩን መማህርቱን ዝነበረ ዘEለሎም ሰባት ይዛረቡ። ዓርኪ ቢትወደድ፡ ነቲ
ደብዳበ ነቲ ሓላፊ ንከይህቦ ብዙሕ ከምተማህጸኖን ግደፍ ከይትEሰር ከምዝበሎን
ይነግር። ንሱ ግን “ኣነ Eንተተኣሰርኩ ሓቂ ኣይEሰርን Eዩ። ድሓር ድማ ንዓይ
ዘEሰረ ሰብ ብሰላም ክነብር ከምዘይክEል ክትፈልጥ ኣለካ” ከምዝበሎ ይንገር።
ቢትወደድ ካብ ኣቡU ኣቶ ኣብርሃ ኣስፍሃን፡ ካብ ኣዲU ወ/ሮ ቅድስቲ
ተወልደመድህንን ብ1953 ኣብ ኣስመራ Eዳጋ ሓሙስ ተወሊዱ። ክሳብ 5ይ ክፍሊ
ኣብ ኣስመራ ተማሂሩ። ካብ 6ይ ስጋብ 12 ክፍሊ ድማ፡ ኣብ መንደፈራ ሴንት- ጆርጅ ናይ ካልኣይ ደረጃ ቤት ትምህርቲ ቀጺሉ። ብድሕሪU ብዝሓደሮ ሃገራዊ
ስሚIት ቅድሚ ንሜዳ ምውጽU ኣብ ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኤርትራ ተወዲቡ ይሰርሕ ኔሩ።ገለ ትሕዝቶ ናይቲ ደብዳበ ከምዚ ይብል “Eዚ መሬት
መሬትና መሬት ኤርትራውያን ምዃኑ ዘንጊEካ ዘሎዃ ይመስለኒ። ምናልባት ንግዚU Eሱብ ባEዳውያን ኰንካ ክትሰርሕ ትኽEል ትኽውን፡ Eቲ ሓቂ ግን ጽባሕ
ክትርEዮ Iኻ፡ ወዘተ….” ይብል ነበረ።
ብድሕሪዚ ንኣስታት ክልተ ሰሙናት ተኣሲሩ፡ ብቖጸራ ብዋሕስ ወጺU። ይኹን’ምበር ምስቲ ዝነበሮ ሃገራዊ ስሚIትን ስራሓት ምውዳብን፡ ገና መዓልቲ
ቆጸርU ከይኣኽለ፡ 21 ተመሃሮ ናይ ሴንት-ጆርጆ ናብ ሜዳ ንኽጋደሉ ኣብጺሕዎም ንኽምለስ ሒዝዎም ምስከደ፡ ክልተ ካብOም ካብ ጥቓ ዓላ ንደቀምሓረ
ተመሊሶም Iዶም ስለዝሃቡን፡ ቢትወደድ ኣብርሃ ዝበሃል Eዩ ሒዙና ከይዱ Iሎም ስለዝሓበሩን፡ ጌና Eቲ ናይ ከተማ ስርሓትን ዝነበሮ ቆጸራን ከይወድE ብU
ጌሩ ብወርሒ ጥሪ 1973 ናብ ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኤርትራ ተሰለፈ።
ኣብ ሜዳ ታEሊም ምስወድA፡ ኣብ ሳሕል ኣብ ተዋጋI ሰራዊት ተመዲቡ ይጋደል ኔሩ። ኣብ 1974 መወዳEታ ካብ ሳሕል ንኸበሳ ደይቡ ኣብ ካባቢ ዞባ ደቡብ
ኣብ ሰራዊት ተመዲቡ ይሰርሕ ነይሩ። ኣብ መጀመርታ 1977 ናይ ሓንቲ ሓይሊ ናይ ፖለቲካ ኮሚሽነር ኮይኑ ሰሪሑ። ኣብU Eንዳሰርሐ ከሎ፡ ኣብ ቀዳማይ
ውድባዊ ጉባኤ ድሕሪ ምስታፉ፡ ቅያር ኣባል ማEከላይ ሽማግለ ኰይኑ ብጉባኤ ተመርጸ። ካብU ንደሓር ኣብ ክፍሊ ቁጠባ ሓላፊ ጨንፍር መጉዓዝያ ኮይኑ
ተመዲቡ ክሳብ መወዳEታ 1979 ጸኒሑ።
ኣብ መወዳEታ 1979 ናብ ጨንፍር ትምህርቲ ተመዲቡ ምኽትል ሓላፊ ኮይኑ ይሰርሕ ኔሩ። ኣዝዩ ክIላ ወዳቢ Eዩ፥ ኣብ ክንዲ ኣብ ወተሃደራዊ ዲስፕሊንን
ሓይልን መቕጻEትን ኣብ ትምህርትን ምንቕቓሕን ክቱር Eምነት ኔርዎ። ተጋዳላይ ካብቲ ልሙድ መዓልታዊ ስራሕን ትምህርትን ወጻI፡ ብባህልን
ብስፓርትን ክዘናጋEን ኣተሕሳስባU ክሰፍሕን፡ ስፓርትን ባህላዊ ጎስጓስን ብዝሰፍሐ መልክE ክተኣታቶ ከይተሓለለ ይቃለስ ኔሩ። በዚ ገስጋሲ ባህርያቱን
ተግባራቱን ድማ ኣብ ተጋደልቲ ብፍላይ ድማ ኣብ መንEሰያት ቅልጡፍ ተቐባልነት ኣጥርዩ። ኣብ ሓጺር ጊዜ ህቡብ ክኽውን በቒU። ንኣብነት ኣብ ቤት
ትምህርቲ ሰውራ ተመዲቡ ኣብ ዝመጸሉ Eዋን ተመሃሮ ቤት ትምህርቲ ሰውራ፡ ካብቲ ዝነበሮም ካብ ቤት-ትምህርቲ ወጺEኻ ናብ ሓይልታት (ተዋጋI ሰራዊት)
ናይ ምኻድ ድልየትን ሕልምን፡ ኣብ ሓጺር ግዜ ናብ ፍቕሪ ትምህርትን ስፖርትን ሙዚቃን ከምዘሕድሩ ገይሩዎም። ብፍላይ ከኣ ኣብ መንጎOም ንዝነበረ፡ ኣብ
ፖለቲካን ነቐፌታን ነብሰ-ነቐፌታን ዝተመርኮሰ ነንሕድሕዶም ዘጻልEን ዘባEስን ኣተሓሕዛ ናይ ቅድሚU ዝነበረ ኣመሓዳድራ፡ ብመሰረቱ ከምዝቕየር ዝገበረ
በሊሕ መራሒ Eዩ። በዚ ኸኣ ንተጋዳላይ ቢትወደድ ዘይፈቱን ዘየኽብርን ተመሃራይ ቤት ትምህርቲ ሰውራ ኣይነበረን።
ምቕሉል ጠባያቱ፡ ክፍት ማEጾ ምምሕዳራዊ ስልቱን፡ ኣብ ምልዋጥን ምምEባልን ተጋዳላይ ዘተኮረ ገስጋሲ ኣተሓሳስባኣUን፡ ኣብ ኩሉ Eድመ፡ ኣብ ክልቲU
ጾታታት ህቡብ ጌርዎ ነይሩ። ካብ ምቕጻEን ወትሃደራዊ ዲሲፕሊንን ምጥቃም፡ ምርዳEን ትምህርትን መሰረታዊ ናይ ጠባይ ለውጢ የምጽE Eዩ ዝብል
መትከሉ፡ ናብ ኩሉ ክዝርግሖ ብሓቂ ተቃሊሱ Eዩ።
ብ1983፡ ህዝባዊ ግንባር ዘመተ ምጥፍE መሃይምነት ምስ ኣወጀ፡ ሓላፊ ናይቲ ወፍሪ ኮይኑ ኣብ ዓዲ-ጸጸር ቤት ጽሕፈት ኣቑሙ ንነዊሕ ግዜ ተቐሚጡ። ኣብቲ
ብወተሃደራዊ ኩነታት ዝጸንረ ድሕሪ መስመር ጸላI፡ ንማEከላይ ሽማግለ ወኪሉ ነተን ኣብ ውሽጢ መስመር ጸላI ዝነጥፋ ዝነበራ ትምህርታዊ ይኹን ካላOት
ኣሃዱታት ዘወሃህድን ዝመርሕን ዝነበረ Eንኮ ላEለዋይ ሓላፊ ዝነበረሉ Eዋን ውን ኔሩ Eዩ። ኣብቲ Eዋን’ቲ ተጋዳላይ ቢትወደድ፡ ብዙሓት መዛኑU ሓለፍቲ ካብ
ዝገብሩዎ ናይ ማEዶ መሪሕነት ፍልይ ብዝበለ ትብዓት ነቶም ናብ ኣፍንጫ ጸላI ኣብ ዝቐረበ ከባቢታት ዝሰርሑ ተጋደልቱን ንጥፈታቶምን ብጸብጻባት ጥራይ
ዘይኮነ ብግብሪ ንምEዛብ፡ ኣብ ክንዲ ሽጉጥ ካላሽን ዓጢቑ ንመላE ድሕሪ መስመር፡ በቲ ናይ ሽU ኣጸዋውዓ፡ ንዞባታት ምEራብ፡ ሰሜን፡ ደቡብን ምብራቕን
ከምዝበጽሐን ናይ ብዙሓት ተጋደልቲ ስምIት ከምዘለዓዓለን‘ውን ኣብቲ ቦታ ተዋፊሮም ዝነበሩ ተጋደልቲ ዝዝክሩዎ ፍጻሜ Eዩ።
ቢትወደድ፡ ካብቶም ካልOት መራሕቲ ብEድመ ዝነኣሰ ኮይኑ፡ ኣተሓሳስብU ገስጋሲ፡ ምስ ጊዜ ዝኽይድ፡ ምኽርን ምEዶን ናይ ተራ ተጋደልቲ ከይነዓቐ
ዝሰምE ትኩር መራሒ Eዩ ነይሩ።
ትግርኛ
ዜና
ቃል ኣሰና
ኣተኵሮ
ህይወት
ኣብነት
ናEታ
Eቡሳት ጋዜጠኛታት
ደብዳቤታት
ዋዛን ኣዋዘን
ኪዳን ምስ መን?
ሰነዳት
Saturday Jan 02nd Search Text size
HOME ASENA RADIO ትግርኛ ENGLISH ብዛEባ ኣሰና CONTACT US
FRIDAY, 14 NOVEMBER 2008 09:22
ቢትወደድ ኣብርሃ - 17 ዓመት ኣብ ሸላ ዝተዳጎነ ሓርበኛ ተጋዳላይ! http://assenna.com/2009-05-31-15-35-36/%E1%8A%A3%E1%89%A5...
1 of 4 02/01/2010 10:36
PDF page 2
View this page in original PDF
ቢትወደድ ካብ ጨንፈር ትምህርቲ ናብ ተዋጋI ሰራዊት ተቐይሩ ከም ሓላፊ ክፍለሰራዊት፡ ካብU ድማ ከም ሓላፊ ክፍሊ ቁጠባ ጨንፈር Eጥቅን ስንቅን
ተመዲቡ። ናብ ክፍሊ ቁጠባ ድሕሪ ምቕያሩ’ውን ጽልውU ሓያልን ዓብን ኔሩ። ኣብ ክፍሊ ቁጠባ፡ ነብስኻ ምኽኣል ዝብል ጭርሖ ብምብርባር፡ ኣባጊEን ዶርሁን
ብምፍራይን ናብ Eዳጋታት ሱዳን ከምዝሽየጥ ብምግባር፡ ንተጋደልቲ መምሃሪ ዝኽውን ጥራዝ፡ ርሳስን ቀለምን ብምEዳግ፡ ሰፈሕ ትምህርታዊ መደባት
ኣተኣታትዩ። ብፍላይ ድማ ነቶም ኣብ ደረጃ ሓላፍነት ዝሰርሑ ዝነበሩ ተጋደልቲ ክፍሊ ቁጠባ ብዘይ ትምህርቲ ኣድማI ስራሕ ክሰርሑ ከምዘይክEሉ
ብምግንዛብ ካብ ምዱብ ስርሖም ደው ኣቢሉ ጽUቕ ኣካዳምያዊ ትምህርቲ ከም ዝመሃሩ ብምግባር ደረጅOም ኣመሓይሹዎ Eዩ። ክሳብ ሕጂ ድማ ሳላ ቢተው
ተማሂርና ዝብሉ ብዙሓት Eዮም።
ብዘይካዚ ባህላዊ ደረጃ ተጋደልቲ ክፍሊ ቁጠባ ንምምሕያሽ ቪድዮን ቲቪን ካብ ናይ ወጸI Eዳጋታት ብገንዘብ ናይቲ ኣሃዱ ብምEዳግ መምሃሪ ፊልምታት ካብ
ክፍሊ ዜናን ካልEን EናምጽA ተጋደልቲ ዝዘናግUሉ ባህላዊ ደረጅOም ዘመሓይሽሉን መድረኽ ከፊቱ።
ብ1990 ካብ ክፍሊ ቁጠባ፡ ናብ ሰራዊት ከምEንደገና ተመዲቡ። በቲ ልUል ናይ ምውዳብ ክEለቱ ኣብ ሰራዊት ብብቕዓት ኣገልጊሉ፣ኣልዩ፣መሪሑ፡ ከምU’ውን
ብጅግንነት ተዋጊUን ኣዋጊUን Eዩ። ክሳብ Eለት ናጽነት ኣዛዚ ኮማንዶን ክፍለሰራዊትን ብምዃን ምስ ውጩ ኮይኑ፡ ነቲ ሰፊሕ ናይ ምድረበዳ ውግE ብዓወት
ዝዛዘመ ጅግና ህዝባዊ ሰራዊት ሓርነት ኤርትራ መሪሑ ንወደብ ዓሰብ ሓራ ኣውጺU ዝኣተወ፡ ክሳብ ናይ ሜጄር ጀነራል መዓረግ ዝበጽሐ ሓርበኛ Eዩ።
ኣብ ዓሰብ ኣብ ዝነበረሉ Eዋን ከም ምኽትል ኣማሓዳርን ሓላፊ ክፍለ ሰራዊትን ኮይኑ የገልግል ኔሩ። ዋላኳ ምኽትል ኣመሓዳሪ ናይ ዓሰብ Eንተነበረ፡ ብግብሪ
ግን ከም ቀንዲ ኣማሓዳሪ ኮይኑ ይሰርሕ ኔሩ። ኩሉ ኣብ ደቡባዊ ደንከልያ ዝርከብ ሰራዊትን ህዝብን ከኣ ኣብ ትሕቲ ምምሕዳሩ ኔሩ። Eዚ ክኾነሉ ዝኽኣለ
ምኽንያት ከኣ Eቲ ቀንዲ ሓላፊ ግንባር ዓሰብ ውጩ ስለዝነበረ Eዩ። ውጩ ወተሃደራዊ ክEለት Eንተዘይኮይኑ፡ ናይ ህዝቢ ይኹን ቁጠባ ምምሕዳር ተሞክሮ
ይኹን ክEለት ስለዘይነበሮ Eዩ።
ቢትወደድ ተባE፡ ዝተራEዮ ዝዛረብ ሰብ፡ ንማንም ዘይምብርክኽ ሰብ Eዩ። Eዛ ጠባዩ ድማ Eያ ምስ Iሳያስ ኣብ ረጽሚ ዘEተወቶን ንሕልፈት ስቓይ ጠንቂ
ዝኾነትን።
ድሕሪ ነጻነት ቢትወደድ ምኽትል ኣመሓዳሪ ዓሰብ ኣብ ዝነበረሉ Eዋን፡ ዋና ጸሓፊ ዝነበረ Iሳያስ ኣፈወርቂ፡ ብዘይ ሰፊሕ ምይይጥ ናይ ዝምልከቶም ኣካላት
ዓሰብ ከም ነጻ ወደብ ንIትዮጵያ ከተገልግል ኣወጀ። ተጋዳላይ ቢትወደድ ከኣ፡ Eቲ ኣብ Eዋን ቃልሲ ኣብ 1984፡ ባድመ ንወያነ ኣሕሊፍካ ብምሃብ ዝተፈጸመ
ጌጋ ከይድገም ንዋና ጸሓፊ Iሳያስ ብግልጺ ኣጠንቀቐ።
ቀጺሉ ውን ካብ Iሳያስ ናብ ቢትወደድ ሓደ መምርሒ ይልኣኽ። Eዚ ድማ ኩሉ ኣብ ዓሰብ ዝተትሓዘ ንብረት ንIትዮጵያ ክትወስዶ ኣፍቅዱላ ዝብል ነበረ።
ቢትወደድ ግን “Eዚ ህዝቢ ኤርትራ ደም Eሸላት ደቁ ከፊሉ ዝማረኾ ንብረቱ Iዩ፡ ናብ Iትዮጵያ ድማ ዝወጽE ንብረት የለን” Iሉ ናይ ተቓውሞ መልሲ
ይልEኽ። Eዚ ብዓይኒ Iሳያስ ትEቢት ኮይኑ ስለዝተራEየ ድማ ንቢትወደድ ንምጥፋE ዝተዋደደ
መጻወድያ “ሀ” Iሉ መስርU ሒዙ ክሰርሓሉ ይጅምር።
ብድሕሪዚ ጊዜያዊ መንግስቲ Iትዮጵያ ሓደ Eማመ ናብ ምምሕዳር ዓሰብ የቕርብ። Eዚ ድማ ንሰራሕተኛታት ወደብን ሪፋይነሪን (መጻረዪ ነዳዲ) ደሞዝ
ንሕና ክንከፍሎም ዝብል ነበረ። መልሲ ብትወደድ ነዚ Eማመ ድማ፡ “ኤርትራ ነብሳ ዝኽኣለት ነጻ ሃገር Eያ። ሰራሕተኛታት ድማ ባEላ ትኽፍሎም Eምበር ዶብ
ሰጊራ ትመጽE ሃገር ክትከፍሎም ኣይግባEን። Eዚ Eማምናዩ፡ ናባና ግደፍዎ” ዝብል ነበረ።
ኣብቲ ግዜቲ ግዚያዊ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ Eግሪ ተኽሉ ብምንባሩን ሕጽረት ገንዘብ’ውን ስለዝነበሮ፡ ነዛ ዝገጠመቶ ብድሆ ንምፍታሕ ቢትወደድ ሓንቲ
ደብዳበ ኣብቲ Eዋን ሚኒስትር ናይ ዞቦዊ ምምሕዳር ንዝነበረ ሮመዳን መሓመድኑር ይልEኽ። Eታ ደብዳበ ድማ ኣብ መኻዚኖታት ወደብ ዓሰብ ብብዝሒ
ውስኪን ካልE ንብረትን ስለዘሎ፡ Eቲ ውስኪ ናብ Iትዮጵያ ተሸይጡ ደሞዝ ሰራሕተኛታትን ወደብን ሪፋይነሪን ንክልተ ሰለስተ ወርሒ ክሽፍን ይኽEል Eዩ።
ካብU ድማ ነብስወከፍ ትካላት ስለዝንቀሳቐሳ፡ ብEቶተን ሰራሕተኛታተን ክኽፍላ ይኽEላ Eየን ዝብለ ነበረ።
ሮመዳን ነዚ ሓሳብ ሙሉE ብሙሉE ከምዝተሰማማዓሉን ኣብ ዝቐልጠፈ ግዜ Eቲ ሓሳብ ኣብ ግብሪ ክትርጎም ከም ዝግባEን Eትገልጽ ደብዳበ ናብ ቢትወደድ
ይልEኽ። ከምቲ ዝተባህሎ ድማ፡ ቢትወደድ ኩሉ ዊስኪ ብዘይካቲ ኣብ ዓሰብ ንዝነበሩ ተጋደልቲ ንነብስወከፍ ከክልተ ጥርሙዝ ዝተዓደለ ዊስኪ ካልE ክሽየጥ
ከምዘለዎ ብምግባር፡ ወደብ ዓሰብን ሪፋይነሪን ብዘይ ጸገም ባጀት ስርሓን ከምዝጅምራ ይገብር።
ብድሕሪU’ውን ዋና ጸሓፊ Iሳያስ ኣፈወርቂን፡ መለስ ዜናውን፡ Iትዮጵያ ንወደብ ዓሰብን መጻረይ ነዳዲ (ሪፋይነሪ) ብዘይ ገደብ ክጥቀሙሉ ተባሂሉ ውEል
ኣትዮም ምስተፈራረሙ፡ ቢትወደድ ነቲ ውEል ብክትEን ምምይያጥን ናይቶም ካልOት ሓለፍቲ ስለዘይተገብረ፡ ብፍጹም ኣይተቐበሎን። ብናቱ ኣረኣEያ
መንግስቲ Iትዮጵያ Eቲ ዝግባE ናይ ወደብ ይኹን ናይ መጻረይ ነዳዲ ታሪፍ ክኽፍሉ፡ ብUU መሰረት ከኣ ኤርትራን Iትዮጵያን ነብሰን ዝኽኣላ ሃገራት
ኮይነን፡ ከም ኩለን ሃገራት ናይ ቁጠባዊ ይኹን ምምሕዳር ዝምድና ጌረን ከም ጎረባብቲ ሃገራት ክከባበራ፡ Eቲ ዝምድናና ኽኣ ብU መሰረት ክምስረት ይድግፍ
ከምዝነበረ ብውልቂ ነቶም ዝቐርቦም ዝነበረ ሰባት ይዛረብ ከም ዝነበረ ይንገረሉ።
ብዝኾነ Iትዮጵያውያን ብናይ ቢትወደድ መርገጽን ኣከያይዳን ሕጉሳት ኣይነበሩን። ከምቲ ዝበሃል፡ መለስ ዜናዊ ንኤርትራ ኣብ ዝመጸሉ ግዜ’ውን ቢትወደድ
Eንቅፋት ኮይኑዎም ከምዝነበረን ብU ምስ Iሳያስ ኣፈወርቂ ከምዘEለሉ ዝሰምU ይዛረቡ። ብዝኾነ መንግስቲ Iትዮጵያ ምስቲ ዝጸንሖም ግጭት፡ ቢትወደድ
ነቲ ሽያጥ መስተ ንውልቁ ከም ዝተጠቀመሉ ጌሮም ብምቕራብ ንዋና ጸሓፊ Iሳያስ ኣፈወርቂ ንቢትወደድ መEሰሪ ምኽንያት ሃቡዎ። ነዚኣ ምኽንያት
ብምግባር ድማ ቢትወደድ ብወርሒ ጥቅምቲ1991 ከም ዝEሰር ተገብረ። ምስተኣሰረ’ውን ንኣስታት 6 ኣዋርሕ ዝኽውን ንስድራቤቱን ነቶም መራሒOም ዝነበረ
ኣባላት ኮማንዶን ማለት ክፍለሰራዊት 07፡ ንትምህርቲ ንወጻI ከይዱ ዝብል ሓበሬታ Eዮም ሂቦሞም፡ Eምበር ማEሰርቱ ብወግI ኣይሓበሩዎምን።
Eንተኾነ ደሓር ከምዝተጋህደ፡ Eቲ ቀንዲ ምኽንያት መEሰሪ ተጋዳላይ ቢተወደድ Eቲ ዘጥርዮ ዝነበረ ህቡብነት ኣብ መጻI Iሳያስ ኣፈወርቂ ንስልጣኑ
ስለዘስግO ምዃኑ ሕጂ በሪሁ ይረኣ’ሎ። ንማEሰርቱ ክሓብUሉ ዝፈተኑሉ ምኽንያት ድማ Eዚ Eዩ። ምስ ተኣስረ ብዛEቡU ወረ ብኹሉ ወገን ክውሕዝ ጀሚሩ።
ኣብ ትሕቲ ማሕዩር ስለዝነበረ ኽኣ ንነብሱ ክከላኽል ኣይክኣለን። Eቲ ጸለመ ኽኣ ንነዊሕ Eዋን ቀጺሉ። ግና Eቲ ሓሶት Eዳጋ ምስ ሰኣነ፡ ቀልጢፍ ሃሲሱ።
ዳርጋ ንሓደ ዓመት ዝኽውን ምስተኣሰረ፡ ኣቡU ንቢትወደድ፡ ኣቶ ኣብርሃ ኣስፍሃ ንIሳያስ ኣፈወርቂ ብዛEባ ማEሰርቲ ወዶም ሓቲቶም ኔሮም። Eቲ ዝረኽቡዎ
መልሲ ግና “ደሓን ክፍታሕ Eዩ” ዝብል ናይ ኣሽካEላል ዘረባ Eዩ ኔሩ።
ኣብ ሓደ Eዋን’ውን ኣቡU ንቢትወደድ ናብ ናይ ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት Iሳያስ ኣፈወርቂ ብምኻድ ንፕረዚደንት “ወደይ ገበነኛ Eንተኾይኑ፡ ከም ዓለሙ
ፍረዶ። ወድኻ ገንዘብ ሰሪቑ ትብለኒ ተኾንካ ድማ፡ ንቢትወደድ ወደይ ሳላቲ ጽቡቕ ግብሩ ዘይፈልጦ የለን። ህዝብና ድማ ብሩኽ Eዩ። ነጸላይ ገቲረ ቕለቱኒ Iለ
Eተን ትብለን ገንዘብ ከምጽEን Eየ። ግዳስ ከምዝሰረቐ ኣረጋግጸለይ Eንበር” Iሎም ኣጥቢቖም ምስ ኣዋጠሩዎ፡ “ውጻE” Iሉ ኣጋፊU ከም ዘባረሮምን፡ ነቲ
ደጋጊሞም ናብ ቤት ጽሕፈት ተመላሊሶም ክኣትው ዝገበርዎ ፈተነ ብዋርድያታትን ወተሃደራትን ከምዘምከኖን ይንገር።
ኣብ 1992, ወላዲU ንቢትወደድ፡ ኣቶ ኣብርሃ ኣስፍሓ፡ ንጴጥሮስ ሰለሞን (ኣብቲ ግዜ Eሱ Eዩ ናይ ቢትወደድ ጉዳይ ዝከታተሎ ዘሎ ይበሃል ስለዝነበረ) ረኺቦም
ብዛEባ ኩነታት ወዶም ምስ ሓተትዎ፡ ንሱ “ድሓን ኣቦ ንግዚU Eዩ Eምበር፡ ሕጂ ክወጽE Eዩ” Iሉዎም። ንሶም ድማ፡ “ስማE ዝወደይ፡ ሰብ ኮይኑ ዘይጋገ
የልቦን፡ በጃኻ በደሉ ግለጸለይ። ብዝደለኹሞ መንገዲ ኣነ ክጽEር። ሓንቲስ Eዝን Eዝን በደል ኣለዎ በለኒምበር። ኣነ ይኹን ወደይ ኣሽሓት ፈተውቲ ኣለውና።
ዋሕስ Eንተደሊኹም፡ ዋላ ብህይወት ዝዋሓሱ ዓሰርተ ሰባት ከምጽኣልኩም” ምስበልዎ ብዙሕ ክዛረብ ኣይክኣለን፡ “ድሓን ኣቦይ ኣብU ዘብጽሕ ጉዳይ የብሉን፡
ብዙሕ ኣይትጨነቑ፡ ሕጂ ክወጽE Eዩ” Iሉ ኣፋኒዎም።
ቀጺሎም ድማ ኣብቲ ግዜቲ ናይ ውሽጣዊ ጉዳያት ናይ ጸጥታ ሓላፊ ንዝነበረ ዓሊ ሰይድ ዓብደላ ረኺቦም ጉዳይ ወዶም ንኽገልጸሎም ተወከሱዎ። ዓሊ ድማ
ከምዚ ዝስEብ በሎም “ኣቦ ቢተው Eኮ ካባኻ ንዓና ይቐርበና። ካብ ቢተው ንላEሊ ንሃገሩ ብተወፋይነትን ብጅግንነትን ዝተጋደለ ካባይ ጀሚርካ ዋላ ሓደ የለን።
ኣጆኻ ኣቦ ሕጂ ክወጽE Eዩ። ምናልባት ዓይንኻ ርIኻ ስለዘይጸገብካዮ ከሻቕለካ ንቡር Eዩ። Eንተዘይኰይኑ ኣብ ጽቡቕ ቦታ Eዩ ዘሎ። ደይ ንማለቱ Eዩ
ተኣሲሩ ዝበሃልምበር ከም Eሱር ኣይኮነን ተታሒዙ ዘሎ። ዋላ ሓንቲ ጸገም የብሉን። Eንተ Eቲ ድርቅና ግን ናትካ ዝወሰደ Eዩ ዝመስል። ኣጆኻ ኣይትሻቐል
Iሉ ኣፋኒዎም (Eዚ መበሊU Eቲ ንIሳያስ ዝበሉዎ ሰሚU ስለዝነበረ Eዩ).
ኣቶ ኣብርሃ፡ “ወደይ ካብቲ ኹሉ መዓት ወጺU ዓይነይ ርEየ ከብቕE፡ ገና ሳልሳይ ግዜ ከይረኽብኩዎ (ድሕሪ ናጽነት ቢትወደድ ኣብ ዓሰብ ስለዝነበረ፡ ቅድሚ
ምEሳሩ ክልተ ግዜ ጥራይ Eዮም ሪOሞ)፡ ከምዚ ክረክብሲ….. ዓሕ! Eሞ ድማ በታ ዝተቓለሰላ ባንዴራ? ፡ ዘEበኻዮ ከልቢ ኣይንከስካ” Eናበሉ፡ Eናስተንተኑን ጓሂ
ኣብ ከብዶም ኣቲዎም ብሕማም ተሳቕዮም ብወርሒ መስከረም 1993 ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም።
ቢትወደድ ብ1995 ሓደ ካብቶም ዝፈትውዎ ተመሃሮ ናይ ቤት ትምህርቲ ሰውራ ካብ ቤት ማEሰርቲ ንኽሞልቕ ተሓባቢርዎ ኔሩ። ሞሊቑ ድማ Eንዳ ባሊግU
ከይዱ ተዓቑቡ። ዶብ ጥሒሱ ንደገ ክሃድም ተኽEሎ ነይርዎ Eዩ። ብዝነበሮ Eምነት
ን ምትEምማንን ሃገራዊ ፍቅርን ግን ኣይገበሮን። ንፕሬዚደንት Iሳያስ ኣፈወርቂ ብቴሌፎን ደዊሉ ረኽቦ። ምሳኻ ንሰለስተ ስዓት ዝኽውን ክረዳዳE ስለዝደለኹ
ዝጥEመካ ጊዜ ክትፈልየለይ በሎ። ከምU’ውን ንገለ ሓለፍቲ ከም፡ ማሕሙድ ሸሪፎ፣ጴጥሮስ ሰሎሞን፣ ሃይለ ወልደትንሳኤን (ድሩE) ካልOትን ኣብU ጸዊU
ንኣስታት 2-3 ሰዓታት ዝኽውን ድሕሪ ምዝታይ፡ ማለት ጉዳዩ ብንጹር ንኽፈልጥዎ ከምዝሓበሮምን፡ ካብU ምስወድE፡ ሕጂ ክትወስዱኒ ትኽEሉ Iኹም Iሉ፡
Copyright © 2010 Eritrean News -
assenna. All Rights Reserved.
Assenna
ቢትወደድ ኣብርሃ - 17 ዓመት ኣብ ሸላ ዝተዳጎነ ሓርበኛ ተጋዳላይ! http://assenna.com/2009-05-31-15-35-36/%E1%8A%A3%E1%89%A5...
2 of 4 02/01/2010 10:36PDF page 3
View this page in original PDF
ንቤት ማEሰርቲ ከምተመለሰን Iሳያስ ግን ንኽመጽE Eድመ ተጌሩሉ ’ኳ Eንተነበረ ብፍርሒ ዝኣክል ክርከብ ከምዘይከኣለ Eዩ ዝፍለጥ።
ቢትወደድ ዋላ ኣብ ቤት ማEሰርቲ ሕልንU ኣይተንበርከኽን ኔሩ። ኣብ ማEሰርቲ ከሎ ዝጸሓፈን ክልተ መጻሕፍቲ፡-
1. ዲሞክራሲ ኣብ ኤርትራ፡ ብሓፈሻ ኣብ ኤርትራ ምልካዊ ስርዓት ተኣልዩ፡ ዲሞክራሲ ክነግስ ህዝቢ ክቃለስ ከም ዘለዎ Eትጉስጉስ፡
2. ውግE ሓድሕድን ሳEቤኑን Eትብል፡ ብዛEባ ህልቂት ኣሕዋት ኩሎም ንናጽነት ኤርትራ ዝተሰለፉ፡ ብሰንኪ ብስልጣን ዝዓበዱ፡ ኣብ ክልቲU ውድባት ዝነበሩ
ደመኛታት ዝፈጠርዎን ዝወልEዎን ኩናት ሓድሓድን፡ ኣብ ህዝቢ ኤርትራ ዝወረደ ሞራላውን ሰብኣውን ቁጠባውን ክሳራ Eትርኽ።
ሓንቲ ካብቲ ኣብ ውሽጢ መጽሓፍ ብዛEባ ውግE ሓድሕድ ማራኺት ጥቕሲ ከምዚ ትብል “Eታ ናይ መጀመርታ ስውEቲ ጓል ኣንስተይቲ ተጋዳሊት ብጥይት
ሓዋ ኣብ ማይላባ ወግE ሓድሕድ ዝተሰውEት Eያ። መስዋEታ ኣንጻር ዓመጽቲ ገዛEትና ተዝኽውን ክንደይኮን ምጸበቐ” ይብል።
ቢትወደድ ኣብቲ መጀመርታ ዝተኣስረሉ ጊዜ፡ ንኽበጽሕዎ ዝኽዱ ዝነበሩ ፈተውቱ “ኣነ ዝፍታሕ ምስ ወያነ ምስ ተባዓስና Eዩ” Iሉ ከምዝEለሎም ይነግሩ።
ከምቲ ዝበሎ ድማ፡ ዶባዊ ምፍሕፋሕ ኤርትራን Iትዮጵያን ገንፊሉ ኣብ ኣጋ ምንታጕ ውግE ባድመ ካብ ማEሰርቲ ከምዝወጽE ተገብረ። Eቲ Eዋን’ቲ ወርሒ
ግንቦት 1997 Eዩ ነይሩ። ንኽወጽE ናብ ፍሉይ ቤት ፍርዲ . . . ምስ ቀረበ ኣብU ዝጸንሕዎ ደያኑ፡ ኰረኔላትን ብርጋዴር ጀነራላትን፡ “ ሎሚ ንኽትወጽE
ተወሲኑ ኣሎ “ ምስ በልዎ፡ መጀመርያ፡ “ ኣነ ከልቢ ኣይኮንኩን Eቶ ውጻE ዝበሃል። ሓደ ሓርበኛ ተጋዳላይ Eየ። ንኣብነት ንዓኻ መራሒ ሓይልኻ Eየ ነይረ
(ንሓደ ካብቶም ኣብU ዝነበሩ ደያኑ ዝበሃሉ ብርጋዴር ጀነራል)፡ ንስኻ Eቶ ወይ ውጻE ክትብለኒ ሕጊ ኣየፍቅደልካን Eዩ። ንዓይ ክፈርደኒ ወይ’ውን ካብ ቤት
ማEሰርቲ ንኽትወጽE ተወሲኑልካ ኣሎ ክብለኒ ዝኽEል፡ ብሓላፍነት ካባይ ንላEሊ Eንተወሓደ ናይ ሜጀር ጀነራል ማEረግ ዘለዎ ክኽውን ኣለዎ። Eዚ’ውን
ብሕጋዊ መንገዲ Eዚን Eዚን ስለዝበደልካ፡ መቕጻEትኻ ወዲEካ ኣሎኻ፡ ወይ ድማ ዝዀነ ገበን ይኹን በደል ስለዘይተረኽበካ ናጻ Iኻ ዝብል ብጽሑፍ
ምስዝኽውን ጥራይ Eየ ክቕበሎ ዝኽEል፡ ስለዚ ሕጂ ወይ ካልOት ደያኑ ክመጹ ኣለዎም ወይ ናብቲ ዝነበርኩዎ ምለሱኒ። “ ምስበሎም፡ “ ሕራይ ሓንሳብ ኣብ ደገ
ጽናሕ “ Iሎም፡ ብቴሌፎን ምስ መን ከምዝዀነ ተዘራሪቦም ከም Eንደገና ጸዊOም ሕጂ ካልE ሰብ ክመጽE ስለዘይክEል ከም ምርጫኻ ስለዝበሉዎ ናብቲ ዝነበሮ
ቤት ማEሰርቲ ተመልሰ።
ብድሕሪዚ ማለት ብEለት 24 ታሕሳስ 1997 ንጉሆ ሰዓት 9፡00 ቅድሚ ቀትሪ ኣቢሉ ይኽውን፡ ንቢትወደድ ናብቲ ፍሉይ ቤት ፍርዲ ጸዊOም፡ ሜጀር ጀነራላት
ምዃኖም Eዮም፡ ካብ ቤት ማEሰርቲ ክወጽE ምዃኑን ምስ ሚኒስተር ምክልኻል ስብሓት ኤፍሬም ከምዝራኽብ ሓቢሮሞ። ብU መሰረት ድማ ንበለዛ ብምኻድ
ምስ ስብሓት ኤፍሬም ተራኺቡ ፡ ከምቲ ዝበሎ ዝኾነ ይኹን በደል ከምዘይተረኽቦ፡ ናይ ዝሓለፈ ሙሉE ደሞዙን ናይ ዝተኣሰሮ ካሕሳን ከምዝወሃቦ ዝገልጽ
ደብዳቤ ተጻሒፉ ካብ Iድ ስብሓት ኤፍሬም ተዋሂብዎ። … ኣብ ሓማሴን ሆቴል ከEርፍ ድማ ሓበሮ ።
ድሕሪ ቁሩብ መዓልታት፡ ኣብ ኣስመራ ዝነበሩ ቤተሰቡን ፈተውቱን ዓጂቦሞ
ንመቓብር ናይ ኣቡU ንምብጻሕ፡ ንዓዲ ሞንጎቲ ከደ። ነቶም ርEዩን የEሊሉን ዘይጸገቦም ኣቡU ኣብ መቓብሮም Eንባባ ኣንበረሎም። ህዝቢ ዓዲ መንጎንቲ ድማ
ጽንዓት ይሃብካ ንኽብልዎ ተኣኪቦም መጹዎ። Eንተኾነ ግን ቢትወደድ ነቦታትን ኣዴታትን ዓዲ መንጎቲ Eዚ ዝስEብ መደረ ኣስምA፡-
“ዝኽበርኩምን ዝኽበርክንን፡ መቓብር ኣቦይ ንምብጻሕ ንዓይ ኣሰኒኹም ጽንዓት ይሃብካ ክትብሉኒ ዝመጻEኩም፡ ብጣEሚ የመስግነኩም፡ ሕሰም ኣይትርከቡ።
ካባኹም ፈሪና ተቓሊስና፡ ደገፍ ኮይንኩምና፡ ጻማኹም ግን ኣይረኽብኩምን። ህዝባዊ መንግስቲ ንምትካል ከም ትጽEሩ Eሙንቶይ Eኳ Eንተኾነ፡ ገና ጻEሪ
ዝሓትት Eዩ። ብፍላይ መንEሰያት፡ ዝመጸኩም ዘሎ ከቢድ ሓላፍነት ከተተኩሩሉ ይግብኣኩም። ከይትደናገሩ ተጠንቀቑ። ብዙሓት ንረብሖOም ብጉዳይ ሃገር
ኣምሲሎም ከየዳህልሉኹም ክትጥንቅቑ ኣለኩም” በለ። ንክልተ ደቓይቕ ዝኽውን ብርቱE ጣቕIት ካብ ህዝቢ ኣንጐድጐደ። ቀጺሉ ድማ ብኸምዚ ዝስEብ
ዘረብU ቀጸለ፡ “Eምበኣር ኣነ ከምቲ መንግስቲ ዝብሎ ሰሪቐ ዘይኮንኩ Eዚ Eላማ ከም ዘለኒ ኣጽኒU’ዩ ኣሲሩኒ። ብዛEባይ መንግስቲ ኤርትራ መኽሰሲ
ስለዘይብሉ፡ ድሕሪ ሓሙሽተ ዓመት ማEሰርቲ ወጺEኻ ኣለኻ ጥራይ Eዩ Iሉኒ። መልሲ’ውን የብሉን። ንህዝቢ ኤርትራ’ውን ኣብ ሬድዮ፣ቴሌቪጅን ይኹን ኣብ
ካላOት ማEከናት ዜና፡ ብዛEባ ማEሰርተይ ይኹን ብዛEባ ካብ ቤት ማEሰርቲ ምውጽEይ ዝሃቦ መግለጺ የለን። ምኽንያቱ ድማ ክህቦ ዝኽEል ዋላ ሓንቲ ክሲ
ይኹን ምኽንያት ስለዘይብሉ Eዩ። ብዛEባ ጉዳየይ ካብ ሰበ ስልጣናት ኤርትራ ዝተዛረበ ወይ ዝሓተተ የለን። ብጀካ ተጋዳላይ Uመር ሃኪቶ ንIሳያስ ኣፈወርቂ
ዝተዛረበ ኣይነበረን። ስለዚ ኣይንዓሹ። ዝጽበየና ዘሎ Eማም ሓያል’ዩ። ከምቀደምኩም ተቓለሱ” Iሉ ኣግሂዱን ደፊሩን ከምዝተዛረበ ብEዝኖም ዝሰምUዎ
ይምስክሩ።
ብድሕሪ’ዚ ወለዲ ሰለስተ ስውኣት ዝፈልጦም ከምUው’ን Eድመ ናይቶም ዝፍትውዎ ተመሃሮ ቤት ትምህርቲ ሰውራ ብምኽባር ንደቀምሓር ከደ። ብዝተገብረሉ
ግብጃን ብዝሒ መንEሰያት ቤት ትምህርቲ ሰውራን ካልOት ከቢቦሞ ምስ ረኣየ፡ ሓጐሱ ብምግላጽ ብተመሳሳሊ ከም ናይ ዓዲ ሞንጎንቲ መደረ ኣስምA።
ብድሕሪU ንዝረኽቦ ሰብ ኣብ ኤርትራ ኣምባገነንነት ( ውልቀመላኽነት) ናይ Iሳያስ ይገንን ከምዘሎን፡ ዘይሕክኽ ሳEቤናት ኣብ ሕብረተሰብ ኤርትራ
ከምዝህልዎን ዓው Iሉ ይጉስጕስን፡ ህዝቢ ንዲሞክራሲያዊ መሰሉ ክቃለስ ከምዝግባE ይምህርን ኔሩ። ምኽንያት መEሰሪU ድማ ከምቲ ዝውረ ዘይኮነ፡ መለስን
Iሳያስን ኮነ Iሎም ዘጻወድዎ መጻወድያ ምዃኑ ክፍለጥ ጀሚሩ። ነዚ ኽኣ ብምስናይ ዶክመንትታት ካብ ሽU ዝሓዞ ንሰብ ከርI ጀመረ።
ሽሙ ሓቅነቱ ንምርኣይን Eቲ ዝኽሰተሉ ዝነበረ ውልቀመላኽነት ናይ Iሳያስ ኣፈወርቂ ንምቅላE ብጋህዲ ጐስጓስ ክገብር ስለዝጀመረ ኽኣ፡ ንፕሬዚደንት
Iሳያስ ኣካይድU ስለዘይማEምO፡ ሓደጋ ከምዘምጽኣሉ ክበርሃሉ ስለዝጀመረ፡ “ ህዝቢ ከነዓEብ Eዩ” ተባሂሉ ክልተ ወርሒ ድሕሪ ምፍትሑ፡ ንቢትወደድ ምስ
ገለ ምስU ዝስEቡ ዝነበሩ ዳግማይ ተኣስሩ።
ብድሕሪ ሞት ኣቶ ኣብርሃ ወላዲቱ ንቢትወደድ ወይዘሮ ቅድስቲ ሓላፍነት በዓል ቤተን ተረኪበን፡ ብዛEባ ሃለዋት ወደን ክሓታ ጀመራ። ንሰን ኣቐዲመን’ውን ጌና
ቃልሲ ኤርትራ ኣብ ከበሳታት ከይተዋዓወE ከሎ ኣትሒዘን ንወደን ክርEያ Iለን ካብ 1974 ጀሚረን ንሜዳ ይመላለሳ ስለዝነበራ፡ ምስ ተጋደልትን ሓለፍትን
ጽቡቕ ፍልጠት ኔሩወን። ብፍላይ ድማ ኣብ 1976/77 ስብሓት ኤፍሬም ኣብ ከባቢ መንደፈራ ኣብ ዝንቀሳቐሰሉ ዝነበረ Eዋን ጽቡቕ ገይረን ይፈልጥO
ስለዝነበራ፡ ብU ድማ’የን ኩነታት ማEሰርቲ ወደን ንምፍላጥ ወ/ሮ ቅድስቲ ናብ ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም ብምምልላስ ንቤትጽሕፈቱ መንገዲ ኣውጺኤናሉ
ዝነበራ። Eሱ’ውን “ኣጆኽን ክወጽE Eዩ፡” Eንዳበለ ሙሉE ተስፋ ይህበን ነበረ።
ብ1998፡ ንፕሬዚደንት Iሳያስ ኣፈወርቂ ኣብ ቤት ጽሕፈቱ ከይደን ረኺበንO ኔረን፡ ብዛEባ ቢትወደድ ምስሓተትO፡ ከምዚ Iልወን “ኣደ ቢትወደድ ጅግና
Eዩ። ኣነ Eፈትዎ’የ። ንናጽነት ኤርትራ ብኽብዲ Iዱ ጥራሕ ዘይኮነስ፡ ብዝባን Iዱ ክይተረፈ ሰሪሑን ተቓሊሱን Eዩ። ግን ንዓና ስለዘየኽበረና፡ ብUU Eዩ
ተኣሲሩ። ብዝኾነ ብዙሕ ኣይትሻቐሊ ኣደ፡ ኣብ ቐረባ Eዋን ከምዝፍታሕ ክገብር Eየ” Iሉ ከምዘፋነወን ዘEለልOም ሰባት ይዛረቡ። ወይዘሮ ቅድስቲ ግን፡
ፕሬዚደንት Iሳያስ የታልለን ከምዘሎ Eኳ EንተተረድOO፡ ከምዝኣመንO ኣመስጊነንO ንገዝEን ከምተመልሳ ይንገር። ድሕሪ ሽድሽተ ወርሒ ድማ ተመሊሸን
ናብ ቤት ጽሕፈት ፕሬዚደንት Iሳያስ ከዳ። ፕሬዚደንት Iሳያስ ንቤት ጽሕፈቱ ክኣትው ከሎ ኣብ ኣፍ ደገ ጠጠው Iለን ምስረኣየን፡ ነቶም ዝሕልውዎ
ወትሃደራት፡ ንኽየEትውወን ይEዝዞም። ሓደ ካብቶም ወትሃደራት ድማ ብሓይሊ ደፊU ከውጽEን ፈተነ። Eሰን ድማ ብጣEሚ ሓሪቐን “ከይትትንክፈኒ ኣንታ
ደንቖሮ፡ ወደይ ከማኹም ኣይኮነን” Iለን መለሳሉ። ሓደ ካብቶም ወትሃደራት ድማ “በጃኻ ግደፈን ኣደ ቢትወደድ Eኮ Eየን። ፈትየን ምዓስ ኮይነን፡ ወደን
Eኮ’ዩ ተኣሲሩወን ዘሎ” Iሉ ከምተዛረቦ ኣደ ቢትወደድ ዘEለልOም ይዛረቡ።
ብጀካዚ ብዛEባ ወደን ፍትሒ ንኽደልያ ወይዘሮ ቅድስቲ ንሸሪፎ፣ ንኣልኣሚንን ንሮመዳንን’ውን ኣብ ዝተፈላለየ ጊዜታት ረኺበን ከምዘዛረብOምን፡ ወደን
ንከፍትሑለን ከምዝለመንOምን ዝፈልጡ ሰባት ይዛረቡ።
ኣብ ሓደ Eዋን፡ ምስ ሸሪፎ ኣብ ገዝU… ተራኺበን “ኣንታ ወደይ ክንደይ መዓልቲ Iኹም ሕጂ ክወጽE’ዩ ደይ Eታ ድርቅና Eያ’ምበር Eንታይ’ዶ በደል ኣለዎ
Eዩ ክትብሉኒ። ኩሉኹም ሓደ ቃል! Eቲ ወደይ ጥራይ ድዩ ደረቐኛ? ንምንታይ Eዩ’ኽ Eቲ ድርቅንU ግዲ? ንዓዱ’ዶ ኣይኮነን። ንስኻትኩም’ ከ ደኣ Eንታይ
ኰንኩም ዘይትደርቁ? ኣብቲ በረኻ ከለኹም’ስባ ኣናብስን ደረቐኛታትን Iኹም ትመስሉና ኔርኩም፡ … ሕጂስ ወለቕ ዘለቕ Iልኩም ማለት ድዩ? ኣይግድን Eዛ
ዓዲ ድኣ ንመን ቀሪባ ንመን ርሒቓ። ክንዲ ዓደይን ህዝበይን ዝበለስ ማEሰርቲ። ኣብ ነብስኹም ምስ በጽሓኩም ግን ንቢትወደድ ክትዝክርዎ Iኹም” ምስበልO
ርEሱ ነቕኒቑ ክመልሰለን ከምዘይክኣለ ዘEለልOም ሰባት ይዛረቡ። ካብዚ ብምብጋስ’ውን ክኽውን ይኽEል፡ ሓደ ጊዜ ኣብ ደንጐሎ ፕሬዚደንት Iሳያስ ዝመርሖ
ኣኼባ ምስተገብረ፡ ሸሪፎ “ብዛEባ ጉዳይ ቢትወደድ ክሳብ ሕጂ ዝዀነ መግለጺ ኣይተዋህበናን ዘሎ፡ ንምንታይ ብወግI ዘይግለጽ Iሉ ምስሓተተ፡ ፕሬዚደንት
Iሳያስ ግን Eዚ ካብ ኣጀንዳ ወጻI ስለዝኾነ፡ መዓልቱ ሓልዩ ክግለጽ Eዩ Iሉ ዓጽይዎ።
ብድሕሪU ወይዘሮ ቅድስቲ ከቢድ ሕማም ሓመማ። ንሕክምና ክወስዱወን ምስተሓተታ፡ “ሕክምናስ ደሓን ይትረፈኒ፡ ግዳስ ወደይ Eንተኣርኣየን’ስ ናብ ጀነራል
ስብሓት ኤፍሬም ውሰዱኒ” በልOም። ብቓሬዛ ጌሮም ናብ በለዛ Eንዳ ጀነራል ስብሓት ወሰዱወን። ጀነራል ስብሓት ድማ ነቶም ኣሰኒዮመን ዝኽዱ ሰባት ደገ
ኣውጺU፡ ንበይነን ኣብ ገዛ ውሽጢ የEትዩ “ኣደ ኣብ ከብድኺ ድኣ ግበርዮምበር፡ ቢትወደድ ከነርEየኪ ኣይንኽEልን Iና። ቢትወደድ ብትEዛዝ ፕሬዚደንት
ቢትወደድ ኣብርሃ - 17 ዓመት ኣብ ሸላ ዝተዳጎነ ሓርበኛ ተጋዳላይ! http://assenna.com/2009-05-31-15-35-36/%E1%8A%A3%E1%89%A5...
3 of 4 02/01/2010 10:36PDF page 4
View this page in original PDF
Iሳያስ Eዩ ተኣሲሩ” ከም ዝበለን ብቃለን ዝተዛረብOም ሰባት ይዛረቡ። ኣብ 2000 ዓመተ ምህረት ድማ፡ ብጓህን ሕርቃንን፡ ስቓይ ዓለም Iቕ ክሳብ ዝብለን
ኣስተማቒረን፡ ዝፈትውO ወደን ከይረኣይO፡ ወ/ሮ ቅድስቲ’ውን ኣሰር ብዓል ቤተን ኮይነን ዓረፋ። ኣብ ቀብረን በሽሓት ዝቑጸሩ ሰባት ኔሮም። ኩነታት ናይ
ገዝOም ዝፈልጥ ኩሉ በኽዩን ቖዚሙን Eዩ። ብሕልፊ ሓው ንቢትወደድ “ኣደይ ኣብ መሬት ትኣቱ’ላ ቢተው፡ ንዓባ ኣፋንዋ!” ክብል ከሎ፡ ንኹሉ ቐባራይ
ኣንብO።
ናይ ቢትወደድ ስቓይ ኣብቲ ናቱ ውልቃዊ ማሕበራዊ ዝምድናን ናብራ’ውን ተንኪፍዎ Eዩ።ቢትወደድ ብ1985 ተመርEዩ፡ ብ1987 ድማ Eታ ሓንቲ ጓሉ
ተወሊዳ። ነታ Eንኮ ጓሉ ክትዓቢ ኣይረኣያን። ጓሉ’ውን ናይ ኣቦኣ ፍቕርን መቐረትን ከየስተማቐረቶ Eያ ዓብያ። Eታ ዝፈትዋ ብዓልቲ ቤቱ’ውን ምዓልቲ ምስ
ነውሓ፡ ንUU ገዲፋ፡ ዓዲ ገዲፋ ከምዝኽደት’ውን ይንገር።
ቢትወደድ ካብቲ Eሸል EድሚU ጀሚሩ፡ ዳርጋ ልEሊ ፍርቂ EድሚU ንህዝቡን ንመሬቱን ከምዘይተቓለሰ፣ኣብ በረኻታት ኤርትራ ከርተት ከምዘይበለ፣ ንናጽነት
ተቃሊሱ
ናጽነት ከምዘየምጽE፡ ን17 ዓመታት ኣብ ጸልማት ብሕማም ማሲኑ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ኣብ ቤት ማEሰርቲ ካርሸሊ ተደርብዩ ይርከብ።
ቢትወደድ ካብ ዝEሰር ክሳብ ሕጂ፡ ብEሊ ብመንግስቲ ኤርትራ ክሲ ኣይቐረበሉን። ኣብ ቅድሚ ሕጊ ድማ ኣይቀረበን። ንበይኑ ኣብ ሓንቲ ክፍሊ Eዩ ተኣሲሩ
ዘሎ።
ቢትወደድ ኣብ ጎቦታት ከም ኣንበሳ ይሰፍር ከም ዘይነበረ፡ ሕጂ ኣንበሳ ኣብ ጉድጓድ ወኻርያ ኮይኑ’ሎ። Eቲ ትብዓትን ራEን ዝመልO ሓርበኛ ተጋዳላይ፡
ተባEን ረኣይን ስIኑ፡ ኤርትራ ጨኪናትሉ። ንሕግን ንፍትሕን ከምዘይተቓለሰ፡ ሕግን ፍትሕን ስIኑ ኣሎ!
ሃገራዊ ሞያU ግን ዝሃስስ ኣይኮነን፡ ታሪኹ ነባሪ Eዩ።
ኤልሳ ጭሩም
ለንደን፡ ዓዲ Eንግሊዝ
_____________________________________________________________
ነዛ ካብ ብዙሑ ብውሕዱ ብዛEባ ቢትወደድ ኣብርሃ ታሪኽ ሂወት ትገልጽ ጽሕፍቲ ንምድላው ንዝሓገዝኩምኒ ልባዊ ምስጋናይ የቕርበልኩም።
Eዛ ጽሕፍቲ ንመጀመርታ ጊዜ ኣብ ወርሒ መስከረም 2005 ኣብ መርበብ Iንተርኔት ብትግርኛ ተዘርጊሓ ኔራ Eያ። ተመሓይሻን ብEንግሊዝ ተተርጒማ ኣብ
ታሕሳስ 2005 ወጺኣ።
ቢትወደድ ኣብርሃ - 17 ዓመት ኣብ ሸላ ዝተዳጎነ ሓርበኛ ተጋዳላይ! http://assenna.com/2009-05-31-15-35-36/%E1%8A%A3%E1%89%A5...
4 of 4 02/01/2010 10:36