Extracted PDF page text

historyrepeated.pdf

Machine-extracted derivative; not a transcript or translation. Reading order, spacing and characters have not been editorially verified. PDF page numbers are file positions, not printed page labels. No OCR has been added.

Open unchanged original PDF · Download unchanged PDF

Extraction status: extracted-unverified.

PDF page 1

View this page in original PDF

1 
 
 
ዕሇት፡ 10/11/2011 
 
ኣብ ጉዲይ ሃገራዊ ዋዕሊ ብሰሌፊ ዱሞክራሲ ህዜቢ ኤርትራ ዜተፈጸመ  
ኣብ ጉዲይ ሃገራዊ ጉባኤ ብመራሕቲ ኪዲን ተዯግመ 
 
I  ሰሌፊ ዱሞክራሲ ህዜቢ ኤርትራ 
ነዙ ኣብ ጉዲይ ሃገራዊ ዋዕሊ ብሰሌፊ ዱሞክራሲ ህዜቢ ኤርትራ ዜተፈጸመ፡ ኣብ ጉዲይ 
ሃገራዊ ጉባኤ እውን ብመራሕቲ ኪዲን ተዯግመ ዜብሌ ኣርእስቲ ካብቲ ኣብ ሃገራዊ ዋዕሊ 
ኣብ ባይታ ዜነበረን እቲ ሕጂ ኣብ ሃገራዊ ጉባኤ ኣብ ባይታ ዗ልን ብምምስሳሌ ዜረኣኽዎ 
ስእሉ እዩ። ድሕረ ባይታን ፖሇቲካዊ ቍርቍሳትን ዜተራእየ ተረክቦታትን ናይ ሰሌፊ 
ዱሞክራሲ ህዜቢ ኤርትራ ብሓጺሩ ክጠቅሶ እንከሇኹ ውሌቃዊ ሚዚነይ ምዃኑ ክሕብር 
እፈቱ። ብጉዲይ ሃገራዊ ኮሚሽን መዯብ ዕዮን ብድሕሪኡ ዜመጸ ተርእዮታትን ክግምግም 
እንከሇኹ ናተይ ትዕዜብቲ ጥራሕ እዩ። 
1- ድሕረ-ባይታ፡ ብኣርባዕተ ሰሌፍታት ዜቖመ ምዃኑ (ብሰሌፊ ህዜቢ ኤርትራን፡ ሰሌፊ 
ዱሞክራሲ ኤርትራን፡ ህዜባዊ ምንቅስቃስ ኤርትራን፡ ናይ ጋሽን ሰቲትን ምንቅስቃስን) ክዜከር 
ይከኣሌ። ኣርባዕቲኤን ሰሚረን ሓዯ ሓያሌ ሰሌፊ ፈጢረን ዓብሊሌነትን ህዜባውነትን 
ንምርግጋጽ ዜዓሇመ ነይሩ። ሰውራዊ ባይቶ  ብሰሌፊ ህዜቢ ኤርትራ ዜብሌ ስሙ ክቕይር 
እንከል ምስ ሰሌፊ ዱሞክራሲ ሓድነት ምፍጣር ዕሊማ ስሇዜነበሮ እዩ። ምስ ሰሌፊ ዱሞክራሲ 
ክሰምር እንከል ካብ መሰረታቱ ተቓውሞ እንዲረኣየ ሸሇሌ ኢለ ሓሉፍዎ። ምስቶም 
ዜድግፍዎ ጥራሕ ተሰማሚዑ ምስ መሪሕነት ሰሌፊ ዱሞክራሲ ተሓ቙቗ፈ። ናይ መሰረታት 
ኣሰካፊ ሕቶታት ግን ነጺግዎ ሓሇፈ። ምስ ሰሌፊ ናብ ሰሌፊ ዱሞክራሲ ዗ይከደ መሰረታት 
ድማ ናይ ገዚእ ርእሶም ህዜባዊ መርገጽ ሒዝም ምቅሊስ ወሰኑ። ብድሕሪዙ ዜመጸ 
ምዕባላታት ቀጺለ ዗ል ይኸውን። 
2- ፖሇቲካዊ ቍርቅሳት፡ ዗ይመሰራታዊ ግርጭታት ናይ ኣብ ውሽጢ ኪዲን ዗ሇዋ ውድባትን 
ሰሌፍታትን ተሓ቙ቘኑ ኣብ ከባቢ 12 ውድባት ይመጽእ። ጉዲይ ሃገራዊ ዋዕሊ ካብ ነዊሕ 
ክዜረበለን ክምጎቶለን ድሕሪ ምጽናሕ ካብ መወዲእታ ወርሒ ሓምሇ ጀሚሩ ክሳብ ቀዲማይ 
ሰሙን ናይ ወርሒ ነሓሰ 2010 ክግበር ይውሰን። ኣሰናዲዊት ሽማግሇ ተመሪጻ ስርሓ 
ትጅምር። ኣብዙ እዋን እዙ ኣብ መንጎ ፈጻሚት ሽማግሇ ናይ ኪዲንን ሰሌፊ ዱሞክራሲ 
ህዜቢ ኤርትራን ኣብ ውክሌና ሃገራዊ ዋዕሊ ናይ ውድባቶም ብዜምሌከት ተሪር ፖሇቲካዊ 
ቃርሳ የካይደ። ኣብዙ ናይ ኣብ መንጎ ፈጻሚት ሽማግሇ ናይ ኪዲንን ናይ EPDP ዜተገብረ 
ፖሇቲካዊ ቃርሳ፡ ሰሌፊ ዱሞክራሲ ህዜቢ ኤርትራ (EPDP) ይስዓሩ። ንስዕረቶም ግን ኣሜን 
ኢልም ኣይተቐበለን። ካሌእ እማሜ ኣምጽኡ። ኣይተዲልናን ግዛ ይወሃበና በለ። ቀጺልም 

PDF page 2

View this page in original PDF

2 
 
 
ንኻሌኦት ሲቪካዊ ማሕበራት ማሇት EPDP ዜሓጸይዎም ወይ ዜምጉቱልም ሓዊሶም ብ24 
ሰባት ክንውከሌ ኣልና በለ። በዙ መንገዱ ገይሮም እቲ ፖሇቲካዊ ቃርስኦም ክጻወትለ እሞ 
ናይ ስሌጣን ዕብሇሊ ንምርግጋጽ ዜዯረስዎ ናብ ተውስኦ ክሰርሑለ ጀመሩ። እዙ ተውስኦ እዙ 
ስሇ዗ይሰርሓልም ድማ ኣብቲ ተቖጺሩ ዗ል ሃገራዊ ዋዕሊ ከም዗ይሳተፉ ኣነጸሩ። ሃገራዊ ዋዕሊ 
ኣብ ዕሇቱ ተገብረ። ብዓወት እውን ተዚ዗መ። ድሕሪ ዓመት ሃገራዊ ጉባኤ ክግበር ከኣ ወሰነ። 
ነዙ እተተግብር ሃገራዊ ኮሚሽን ተመርጸ። ንሰሌፊ ዱሞክራሲ ህዜቢ ኤርትራ እውን ካብ 
ኪዲን ስሇ዗ይወጹ ሽሕ እኳ ኣብ ሃገራዊ ዋዕሊ ኣይሳተፉ ናብ ሃገራዊ ኮሚሽን ወከሌቶም 
ክሌተ ሰባት ክሰደ ብወግዒ ተነግሮም። ሰሌፊ ዱሞክራሲ ግን ነዙ እውን ብወግዒ ነጸግዎ። 
ናቶም ሃገራዊ ዋዕሊ ክገብሩ ምዃኖም ብወግዒ ኣወጁ። 
3- ሓዱስ ተረኽቦታት፡ ቀጺለ ኣብ ውሽጢ ሰሌፊ ዱሞክራሲ ሕድሕድ ምግርጫው ተፈጥረ። 
እቲ ጠንቂ ከኣ ጉዲይ ሃገራዊ ዋዕሊ ነበረ። ከም ሳዕበኑ ድማ ንዋዕሊ ዜድግፍን ዜጻረርን 
ኣካሊት ኮይኖም ኣብ ክሌተ ተፈሊሇዩ። ቀዲማይ EPDP ካሌኣይ EPDP ከኣ ተባህለ። እቲ 
ንዋዕሊ ዜድግፍ ካሌኣይ ሸነኽ ምስ ሃገራዊ ኮሚሽን ተሰማሚዑ ወከሌቱ ናብ ሃገራዊ ኮሚሽን 
ሓወሰ። እቲ ቀዲማይ ሸነኽ ሰሌፊ ዱሞክራሲ ህዜቢ ኤርትራ ድማ ምስ ኪዲን ኮይኑ ዜገብሮ 
ፖሇቲካዊ ቍርቍስ ስሇ዗ስግኦን ዗ድከሞን ካብ ኪዲን ከም ዜተፈሌየ ብወግዒ ኣፍሇጠ። በይኑ 
ኮይኑ ንሃገራዊ ዱሞክራስያዊ ኪዲን ብፍሊይ ንመራሕቲ ኪዲን ዜዕብሌሇለ ፖሇቲካዊ 
ወፈራታት ኣካየዯ። ካብቲ ዜጥቀመለ ፖሇቲካዊ መሳርሒ ድማ መራሕቲ ኪዲን ምስ 
ኢትዮጵያ ዗ሇዎም ርኽክብ የሰክፈና ኣል። ኢትዮጵያ እትህቦም ሓገዜ ዜዯሇይቶ ረብሓታት 
ስሇ዗ል እዩ። ብመራሕቲ ወያኔ እዮም ዜምእ዗ዘ። ጉዲይ ብሄራዊ ውድባት ኣብ ኤርትራ ናይ 
ኢትዮጵያ ፍሌስፍና ድኣ’ምበር ናይ ኤርትራውያን ብሄራት ሕቶ ኣይኮነን። ናይ ምስሌምና 
ሃይማኖት ዕብሇሊን ናይ ብሄራት ውድባትን ንኤርትራ ዜጎዚዙ ስሇዜኾነ ብመራሕቲ ኪዲን 
ሃገርና ከይትበታተን የስግኣና እዩ። እዜን ከምዜን ዜኣመሰሇ ንህዜቢ ብ዗ሰክፍ ኣጋባብ 
ከተንብሁ ጸኒሖም እዮም። ንህዜቢ ዜኸፋፍሌ ንመራቲ ኪዲን ንምህራም ይሕግ዗ና እዩ 
ዜበሌዎ ኩለ ክጥቀምለ ጸኒሖም። ማዕረ ማዕሪኦም ከኣ መስከረም ነት ኣሇም ጎይትኦም 
ንሰሌፊ ዱሞክራሲ እናነኣዯ ንዱሞክራስያዊ ኪዲን መሳርሒ ወያነ ኢለ እንዲእካፍኤ ንሱ ወዱ 
መዜሙር ሰሌፊ ዱሞክራሲ፡ ሰሌፊ ዱሞክራሲ ድማ ዯቂ መዜሙር ኣሇም ጎይትኦም ኮይኖም 
ብሓባር ክፋጽዩ ጸኒሖም። ግን ኣይተዓወቱለን። ህግዯፍ ድማ ብጣቒዒትን ብሞራሌን 
ብኺነዉ ዗ል ሕሌፍታትን ከሰንዮም ምዃኑ መጎታዊ ሓቂ እዩ። ሰሌፊ ዱሞክራሲ ህዜቢ 
ኤርትራ ድሕሪ ካብ ሃገራዊ ዱሞክራስያዊ ኪዲን ምፍሊዮም ዗ርኣይዎ ተግባራዊ ኣዎንታዊ 
ስርሓት ወይ ኣብ ህዜቢ ዗ንጸባረቕዎ ኣዎንታዊ ጽሌዋታት ክሳብ ሕጂ ኣይተራእየን። 
ብሓጺሩ መተካእታ ናይቲ ዜተሓሰምዎ ሃገራዊ ዋዕሊ ህዜቢ ዜቕበልን ዜረብሓለን ንጥፈታት 
ብንጹር ንህዜቢ ዜጸሇወ ወይ ዗ዕገበ የሇን እንተበሌኩ ካብ ሓቂ ዜረሓቕኩ ኣይመስሇንን። 
II ጉዲይ ሃገራዊ ኮሚሽን፡ 
1- መዯብ ዕዮታት፡ ብሸንኽ ሃገራዊ ኮምሽን፡ ሃገራዊ ዋዕሊ ብዜሃቦ ሓሊፍነትን መምርሕን 
መሰረት ብምግባር ንጉዲይ ሃገራዊ ጉባኤ ንምዕዋት እጅግኡ ሰብሲቡ ስርሑ ጀመረ። ኣብ 
5ተ ክፍሇ ዓሇማት ተ዗ርጊሑ ከኣ ካብ ህዜቢ፡ ህዜባዊ ሽማግሇታት እንዲ ኣምረጸ ዓመት 

PDF page 3

View this page in original PDF

3 
 
 
ምለእ ዕቱብ ስርሓት ኣካየዯ። ኣብ መወዲእታ ስርሑ ድማ ሃገራዊ ጉባኤ ክግበር ህዜቢ 
ወከሌቱ ከዲለ መምርሒ ኣመሓሊሇፈ። ጉባኤ ዜግበረለ ግዛ ንዕሇት 10/22/2011 ክኸውን 
ኣጽዯቐ። ኣብ በበትኡ ህዜባዊ ኣኼባታት ብምክያድ ብመሰረት ካብ ሃገራዊ ኮሚሽን 
ዜተዋህበ መምርሒ ናይ ውክሌና ስጉምትታት ተጀመረ። ኣብ መብዚሕትኡ እውን ወከሌቲ 
ተዲሌዮም ዗ድሉ ሇበዋታት ህዜቢ ተቐቢልም ዜተቐረቡ ኮይኖም ጸኒሖም ኣሇዉ። ኩለ ናይ 
ዓመት ምለእ ጸብጻባት ናይ ስራሕን ዜርዜር ኣስማት ወከሌትን እውን ኣብ መዜገብ ሃገራዊ 
ኮሚሽን ናይ ውዯባን ስርርዕን ክህለ ናይ ግድን እዩ። 
2- ሃንዯበታዊ መሌእኽቲ፡  ህዜቢ ወከሌቱ መሪጹ ንሃገራዊ ጉባኤ ዲርጋ ክሌተ ሰሙን ምስ 
ተረፎ ሃገራዊ ጉባኤ ዕሇቱ ተቐይሩ፡ ሓዯ ወርሒ ክድንጐ ምዃኑ ይንገር።፡ ንዕሇት 
10/22/2011 ተቖጺሩ ዜነበረ ናብ ዕሇት 11/21/2011 ተመሓሊሉፉ ዜብሌ መሌእኽቲ 
ብሃገራዊ ኮሚሽን ናብ ኩልም ጨንፈራት ናይ ህዜባዊ ሽማግሇታት ብዕሉ ይመሓሊሇፍ። 
ጎድኑ ጎድኑ ድማ ተወናጫፊ ሓበሬታታ እዙ እውን ርጉጽ ኣይኮነን ዗ይተሰማምዕለ ኣካሊት 
ስሇ዗ሇዉ ንዜመጽእ ዓመት እዩ ክኸውን ዜብሌ ወረታት እውን ይስማዕ ኣል። ኣብዙ ምርዲእ 
዗ድሌዮ ከም ዋና ወይ ኣካየዱ ዗ይብለ ጉዲይ ኮይኑ ጸወታ ጭርጭር ዓበዯ ይመስሌ። 
ንምቕያሩ ዜግድድ ነገር ትጽቢት ዗ይተገብረለ  ህጹጽ ተረኽቦ ዜተዋህበ ንጹር ምክንያት 
እውን የሇን። ካብቲ ዗የዔግብ ዜተዋህበ ምኽንያት እንተኾይኑ ብሸነኽ ሱዲን ኣይተዲሇዉን፡ 
ገሇ ውድባት ናይ ኪዲን ኣይተቐረቡን፡ ኣብ ኣዱስ ኣበባ ዜጸንሔ ናይ ውድባትን ናይ 
ምሁራትን ሰሚናር ግዛ ወሲደሌና ጸኒሑ፡ ዜብሌ ምዅኑይ ዗ይኮነ ነጥብታት እዩ። ሃገራዊ 
ጉባኤ ዜኣክሌ ሃገራዊ ኮሚሽን ዓይኑ ዓሚቱ ዜቖጸሮ ኣይመስሇንን። ንኹለ ብዜጥዕም 
ኣጋባብ ገሇ ጕድሇታት ከይርከብ ንኹለ ህሌው ኵነታት ብ360 ኣርከን ዓቂኑን ጠሚቱን 
መዙኑን ክውስን ሓሌፍነቱ ነይሩ። ምኽንያቱ እቲ ኩለ ንሃገራዊ ጉባኤ ተወኪለ ዜመጽእ 
ናይ ስራሕ ፍቓድ ሓቲቱ፡ ናይ ናብርኡ ወይ ስድርኡ ዜምሌከት ጉዲያት ወጊኑ፡ ግዜይኡን 
ገን዗ቡን ሓሳቡን ንምውፋይ ስሇዜዲል ኣብ ኣገዲሲ ጸብጻብ ክኣቱ ይግብኦ። ኩለ ሃገራዊ 
ጉባኤ ንምዕዋት ክቃሇስ ዜጸንሔ ከይተሓሇሇ ሊዕሌን ታሕትን ክብሌን ኣኼባታት ከካይድን 
ምስ ህዜቢ ክረዲዲእን ንተጻረርቲ ሃገራዊ ጉባኤ ክምክትን ክከሊኸሌን ብ዗ይ ዕረፍቲ ክቃሇስ 
ዜጸንሔ ምዃኑ ኣብ ዓቢ ግምት ክኣቱ ይግብኦ። ሃገራዊ ጉባኤ ሓንሳብ እንተ ተወሲኑ፡ እዙ 
ዜተቖጽረ እንተፈሽለ እሞ ናብ ካሌእ ግዛ እንተ ተቐይሩ ናይዙ ኩለ ክሳራ ናይ ግዛን 
ገን዗ብን ናይ ስራሕ መዯባትን ጥራሕ ዗ይኮነ ናይ ኣእምሮ ሞራሌን ፍናንን ስሇዜሃሲ 
ተሓታቲ ሃገራዊ ኮሚሽን ምዃኑ ንጹር እዩ። ብርግጽ ከኣ ብዘሕ ሰብ ሞራለ ብኣለታ 
ስሇዜተጸሌወ ከም ሳዕበኑ ድማ ጉዲይ ሃገራዊ ጉባኤ ዓውዯ ዓወት ናይ ህዜቢ ዗ይኮነ ናይ 
ስሌጣን ነጋዶ መቀናጀዊ ይኸውን። 
3- ምንዋሕ ግዛ፡ ኣብ ወርሒ ነሓሰ 2010 ዜተገብረ ሃገራዊ ዋዕሊ፡ ሃገራዊ ዱሞክራስያዊ ኪዲን 
ድሕሪ ተዯጋጋሚ ኣኼባታትን ክትዓትን ንሃገራዊ ጉባኤ እተዲለ ኣሰናዲዊት ሽማግሇ 
ተመሪጻ። ንኹለ ነገራት ኣብ ጸብጻብ ብምእታው ሃገራዊ ዋዕሊ ዜካየዯለ ዕሇት ወሲና፡ 
ቅድሚ ወከሌቲ ምምራጾም ከኣ ብወግዒ ኣፍሉጣ። ኣብዙ ክዜከር ዗ሇዎ ሰሌፊ ዱሞክራሲ 
ከም዗ይተዲሇዉ ግዛ ከም ዗ድሌዮም ኣብሪሆም።  ግዛ ክናዋሕ ድማ ሓቲቶም። ክቕየር 

PDF page 4

View this page in original PDF

4 
 
 
ከም዗ይክእሌ እውን መሌሲ ተዋሂቦም። እቲ ፖሇቲካዊ ምፍሕፋሕ ድማ ካብዙ ጀሚሩ እንዲ 
ኸፍኤ ይኸይድ። ኣብ ሃገራዊ ዋዕሊ ሰሌፊ ዱሞክራሲ ህዜቢ ኤርትራ ግዛ ክናዋሕ ክሓቱ 
ከሇዉ ኣይተመሇሰን። ኣብ ናይ ሕጂ ሃገራዊ ጉባኤ ኣካሊት ናይ ዱሞክራስያዊ ኪዲን 
ኣይተዲሇናን ኢልም ግዛ ክሓቱ እንከሇዉ ግን ከምቲ ድላቶም ተመሉሱልም። ስሇምንታይ? 
እቲ ዜሓሸ ግዛ ክናዋሕ ዜነበሮ እምብኣር ኣብ ሃገራዊ ዋዕሊ እዩ ዜጠዓመ ዜነበረ፡ ምኽንያቱ 
ኣዋርሕ ተሪፍዎ ስሇዜነበረ ህዜቢ እውን ወከሌቱ መሪጹ ኣይተዲሇወን ነይሩ። ኣብዙ ናይ ሕጂ 
ሃገራዊ ጉባኤ ግን ህዜቢ ወከሌቲ መሪጹ፡ ወከሌቲ ህዜቢ ከኣ ግዜይኦምን መዯባቶምን ሰሪዖም 
ተዲሌዮም እናተጸበዩ እንከሇዉ ዲርጋ ክሌተ ሰሙን ምስ ተረፎ ግዛ ተናዊሑ እዩ ክበሃሌ 
እንከል ዗ስዯምም እዩ። ስሇዙ ሰሌፊ ዱሞክራሲ ህዜቢ ኤርትራ ዜፈጸምዎ ሕጂ እውን 
መራሕቲ ኪዲን ይዯግምዎ ኣሇዉ። ይዯግምዎ ጥራይ ዗ይኮነ እቲ ፍሌሌዩ ሕጂ ሃንዯበታዊ 
ኣብ ርእሲ ምዃኑ ንኹለ መዯባት ተሳተፍቲ ሃገራዊ ጉባኤ ይቕንጽለ ኣሇው። ኣብ ሃገራዊ 
ዋዕሊ ግን ሰሌፊ ዱሞክራሲ ግዛ ከል ተሳተፍቲ ከይተመርጹ ዜተሓተ ስሇዜነበረ ዜዕንቅፎ 
መዯባት ኣይነበረን። ስሇዙ ካብ ናይ ሰሌፊ ዱሞክራሲ ህዜቢ ኤርትራ ዜገበርዎ፡ ሕጂ 
መራሕቲ ኪዲን ዜገበርዎ ዜያዲ ዜሃስን ዜዕንቅፍን ኮይኑ ይርከብ። 
4- ወድዓዊ ገምጋም፡ ወከሌቲ ህዜቢ ተመሪጾም። ብመሰረት ፖሇቲካዊ መምርሒ ናይ ሃገራዊ 
ኮሚሽን ብጉዲይ ኣጋባብ ኣመራርጻ ወከሌቲ ካብ ውድባትን ህዜብን ዜምሌከት፡ ካብ ውድባት 
40% ካብ ህዜቢ ድማ 60% ይብሌ። ነዙ መመርሒ እዙ ዜጠሓሱ ኣባሊት ውድባት ብፍሊይ 
ኣብ ኤውሮጳ ምህሊዎም ይግሇጽ። ሃገራዊ ኮሚሽን ብፍሊይ ናይ ውዯባን ስርርዕን ኣካሌ 
ብሸሇሌትነት ክትርእዮ ኣይግባእን። ብጉዲይ ናይ ህዜቢ ጸብጻባት ናይ ዓመት ምለእ 
ዜተኻየዯ ስርሓትን ዜተበጽሔ ምዕባላታትን ናብ ሃገራዊ ኮሚሽን ናይ ውዯባን ስርርዕን ቤት 
ጽሕፈት ተመሓሊሉፉ። ብህዜቢ ዜተወከለ ዜርዜር ኣስማት ተፈሉጡ። ይኹን’ምበር ሃገራዊ 
ኮሚሽን ከም ነጻ ኣካሌ ጸብጻባት ተቐቢሊ ከተዕቅቦን መሰሌ ህዜቢ ዜተሓሇወ ክትገብሮን 
መዜነታ ወይ ስሌጣና እዩ። መራሕቲ ኮሚሽንን ምስ መራሕቲ ኪዲንን ብምትሕብባር 
ኵነታት ህዜብን ወከሌቱን ኣብ ኣየናይ ዯረጃ ምዕባላ በጺሑ ከም ዗ል ምስ ፈሇጡ ከስግኦም 
ኪኢለ።  ካብቲ ጸብጻብ ምርኩስ ብምግባር እቲ ዜበጽሕዎ ገምጋም፡ ህዜቢ ዜዕብሌል 
ወድዕነት ስሇዜኾነ ከሰምብዶም ኪኢለ።  ኣዙ ብምርኣይ ኣብ ስሌጣን ከምጽኦም ዜኽእሌ 
ካሌእ ዗ይወድዓዊ ምኽንያት ክምህዘ ናይ ግድን ኮይንዎም። ስሇዙ ሓዱስ ተዋስኦ ሃንዱሶም 
ብሃገራዊ ኮሚሽን ገይሮም ከመሓሊሌፍዎ ይውስኑ። እቲ ዜሰርሕዎ ተዋስኦ ድማ ንግዛ 
ሃገራዊ ጉባኤ ምቕያር ምቹእ ኵነታት ክፈጥረልም ከምዜኽእሌ ይግምግሙ። ኣይተዲልናን 
ጻዕቒ ስራሕ በዙሑና ወ዗ተ… ብምባሌ ግዛ ክናዋሕ ከም዗ሇዎ መሌእኽቶም የመሓሊሌፉ። 
እዙ ተዋስኦ እዙ ነቲ ብህዜቢ ዜተወከሇ  ንመዯባቱን ግዜይኡን ኣሰናኺለ ካብ ሃገራዊ ጉባኤ 
ምስታፍ ከፍሽል ይኽእሌ ዜብሌ ብዜበጽሕዎ ተረድኦ ብተግባር ይነጥፍለ። ንመራሕቲ ኪዲን 
ዜድግፉ ወከሌቲ ከዲሌዉን ዓብሊሉ ተራ ዜጻወትለ ዜተፈሊሇየ ባይታታት ንምንጻፍ እውን 
ይ጑የዩ። በዙ ኣቢልም ከኣ ጽምኢ ስሌጣኖም ንምርዋይ ዜዋስኡ እዮም። እዙ ውሌቃውን 
ጕጅሊውን ናይ ስሌጣን ረብሓታት ምቅድዲም ከኣ ንምዕባላ ንድሕሪት ዜዓግት ኮይኑ 
ንፍትሕን ንዱሞክራስን ዜሃርም ዗ይሓሊፍነታዊ ተበሊጺ መርገጽ እዩ። እቲ ኣብ ባይታ ዗ል 
ናይ መራሕቲ ኪዲንን መራሕቲ ኮምሽንን ብተግባር ዜዚረብ ዗ል ወድዓዊ ክውንነት እዙ እዩ። 

PDF page 5

View this page in original PDF

5 
 
 
መዯምዯምታ፡ 
ሕጂ ክውሰድ ዜግብኦ ስጉምታት ኩልም ብህዜቢ ዜተወከለ ተሳተፍቲ ሃገራዊ ጉባኤ ህጹጽ 
ርኽክብ ምግባር የድሌዮም። ብሰንኪ ግዛ ምቕያር ዜርከብ ኣለታዊ ሳዕቤናት ናይ ውክሌና 
ይኹን ናይ ሞራሌ ምድኻምን ቅሌውሊው ምእታውን ወ዗ተ…ተሓታቲ እቲ ብነጻ ምንቅስቃስ 
ሃገራዊ ጉባኤ ከዲለ ካብ ሃገራዊ ዋዕሊ ሓሊፍነት ዜተቐበሇ ሃገራዊ ኮምሽን ምዃኑ ከስምረለ 
እፈቱ። ስሇዙ ኩሊትኩምን/ኩሊትክንን ወከሌቲ ህዜቢ ነዙ ብምትሕብባር ከተጽንዕዎን ናብ 
ህዜቢ ኣኪብኩም ከተብርህዎን የድሉ በሃሊይ እየ። ብድሕሪ እዙ ህዜቢ ሃገራዊ ኮሚሽን ከም 
ዜበዯሇቶን መሰለ ከም ዜገሃሰቶን ፈሉጡ ባዕለ ብዜበጽሖ ገምጋም ክውስንን ብእኡ መሰረት 
ከኣ መሰረታዊ ፍታሕ ክግበርን ክንነጥፈለን ክንዓየለን የድሉ። መጽሓፍየይ ምኽንያት ከም 
ሓዯ ተገዲሲ ባእታ ኮይነ ኣብ ጉዲይ ሃገራዊ ጉባኤ ንምዕዋት ኣብ ጏድኒ ነብሲ ወከፍ ተገዲሲ 
ብምስራሕ ዓወት ሃገራዊ ጉባኤ ብዓወት ህዜባዊ ጸብሇሌትነት ክወጽእ ስሇዜምክትን 
ስሇዜቃሇስን እየ። 
ኣዲሊዊ፡  ሃብተማርያም ሚካኤሌ ካሉፎርንያ/ሳክራሜንቶ