Extracted PDF page text

Microsoft Word - WIA.doc

Machine-extracted derivative; not a transcript or translation. Reading order, spacing and characters have not been editorially verified. PDF page numbers are file positions, not printed page labels. No OCR has been added.

Open unchanged original PDF · Download unchanged PDF

Extraction status: extracted-unverified.

PDF page 1

View this page in original PDF

ቤት ማEሰርቲ ዊዓ 
(ካብ Eሱራት ነበር ዝተላEክት) 
 
ግዚU ኣብ መፋርቅ ሓምለ 2001 Eዩ ዝነበረ። ኮሚቴ ተማህሮ ዩኒቨርሲቲ ነቲ ብሚንስቲሪ ትምህርቲ 
ዝወጸ ኩሉ ተማሃራይ ዩኒቨርሲቲ ናብ ማEቶት ክኽይድ ከምዘለዎ ዝሕብር መጸዋEታ ሕጊ ብዝመልO 
ኣገባብ ይቃወሙ ነበሩ። ነጥቢ ብነጥቢ ብምቅራብ ነቲ ጻውIት ክኽውን ከምዘይክEል ናብ ፕረዚደንት 
ኣስመራ ዩኒቨርሲቲ ዶክተር ወልደኣብ Iስሃቅ ኣቅረቡ። ገለ ካብቲ ዝቀረበ ነጥብታት ንምጥቃስ: 
 
1. ዩኒቨርሲቲ ኣስመራ ርEሰ-ምምሕዳራዊ ኣሰራርሓ ስለዘለዎ፡ ብምኒስትሪ ትምህርቲ ዝወጽE መጸዋEታ 
ይኹን ሓበሬታ ንEU ኣይምልከትን። 
2. ክረምታዊ ማEቶት ኣብ ቅዋም ኤርትራ ስለዘየለ፡ ተቀባልነት ከምዘይብሉ። 
3. ካብዚ ሓሊፍ ንተማሃራይ ናብ ክረምታዊ ማEቶት ብዘይ ድልየቱን ብዘይ ዶመዝን ከምዝሳተፍ 
ምግባር፡ ነቲ ኤርትራ ኣንጻር ግዱድ ሽቅለት ዝፈረመትሉ ንቻርተራት ውድብ ሕቡራት ሃገራትን፡ 
ሰብኣዊ መሰላትን ትጥሕስ ምህላዋ ብምጥቃስ ገለጹ። ክወፍሩ E ንተኾይኑ ግን ብድልየትን 
ብደሞዝን ክኽይድ ክምዘለዎ ጸብጻቦም ኣቅረቡ። 
ይኹን Eምበር፡ ኣብ መጨረስታ Eቲ ተባሂሉ ደሎ ስራሕ ከም ቆጸራ ሕዝብን ከም ሓበሬታ ምEካብን 
ጐስጓስ ንሕዝቢን ብተመሃሮ ዩኒቨርሲቲ ክፍጸም ኣለዎ ብምባል ኣብ ወርሒ 800 ናቅፋ ማለት፡ ኣብ 
መዓልቲ 26 ናቅፋ (1.30 ዶላር) Eንዳተዋህበ ክሰርሕ ከምዘለዎ ፕረዚደንት ኣስመራ ዩኒቨርሲቲ ንተመሃሮ 
ገለጸሉ። Eዚ Eኹል ኣይኰነን፡ ንመግብና ንሆቴልና’ውን ዝኣክል ኣይኰነን ብምባል ተመሃሮን ኮሚቴ ናይ 
ተመሃሮን ስርዓቱ ብዝሓለወ ንመሰሎም ሓተቱ። 
  
ኣብ ከምዚ Eናሃለወ፡ ፕረዚደንት ማሕበር ተመሃሮ ዩኒቨርሲት ኣስመራ ሰመረ ከሰተ ብEለት 31 
ሓምለ 2001፡ ስዓት ሸውዓተ ናይ ንጉሆ፡ ብሰለስተ ናይ ጸጥታ ኣባላት ኤርትራ ካብ ገዝU ብናይ ገዛ መኪና 
ተወሲዱ ተኣስረ። ድሕርዚ ተማሃሮ ብዘቅረብዎም ጠለብ ንሕና ንመሰልና ሓቲትና፡ ንፕረዚደንት ተማህሮ 
ገበን Eንተሊዎ፡ ናብ ፍርዲ ክቀርብ ኣለዎ ክብሉ ሕቶOም ኣቅረቡ። ንኽምስሉ ንፕረዚደንት ተማሃሮ ብEለት 
9 ነሓስ 2001 ናብ ቤት ፍርዲ ኣቅረብዎ። ይኹን Eንበር ክሲ ስለዘይተመስረተሉ፡ ቤት ፍርዲ ብቆጸራ ናብ 
ካልE ግዜ ኣመሓላለፈ። ብሬድዮን ቴሌቪጂንን ኣብ ዝወጸ ምልክታ ኩሉ ተማሃራይ ናብ ማEቶት ክኽይድ 
ከምዝግባE ተገልጸ። ይኹን Eምበር ኣብፍርዲ ቀሪቡ Eቲ ዝግባE ፍርዲ ክወሃብ፡ ድሕሪU ንሕና ናብቲ 
ዝበሃል ደሎ ክንክይድ ብምባል ናብ ኣውቶቡሳት ምስቃል ኣበዩ። 
 ኣብዚ ግዜ’ዚ ፕረዚደንት ዩኒቨርሲቲ ዶክተር ወልደኣብ Iስሃቅ፡ ካብዛ ስዓት Eዚኣ ኣትሒዝኩም፡ 
ኣካዳሚ ተዓጽዩ ስለዝኾነ፡ ሓላፍነት ኣይወስድን E ንዳበለ፡ ብIዱ E ንዳ ደፍE ካብቲ ካምፓስ ( ቅጽሪ) 
ዩኒቨርሲቲ ኣውጽኣና። ነቲ ማEጾ’ውን ዓጸዎ። ንጽባሒቱ ንግሆ ስዓት 8፡00፡ ፕረዚደንት ተማሃሮ ሰመረ 
ከሰተ ናይ ቤት ፍርዲ ቆጸርU ኣኺሉ ስለዝነበረ ተማሃራይ ፍርዱ ክሰምE ናብቲ ቤት ፍርዲ ገጹ ወሓዘ። 
ገለ ኣብቲ ውሽጢ E ቲ ቤት ፍርዲ፡ ገለድማ ኣብቲ ቅጽሪ ናይ ቤት ፍርዲ E ንዳ ተጸበዩ ከለው፡ 
ብዓሰርተታት ዝቁጸሩ ወተሃደራት ነቲ ቤት ፍርዲ ተዘርEዎ። ናብ ቤት ፍርዲ ብምEታው ከኣ፡ ብበትርን 
ብብረትን Eንዳኣፈራርሑን Eንዳቀጥቀጡን፡ ንኹሎም ኣብU ዝነበሩ ተማሃሮ ክህዝዎም ፈተኑ። ኣብ ውሽጢ 
መጋባEያ ኣትዮም ክኣ ብርክት ዝበሉ ተማሃሮ ብሓይሉ ኣብመኪና ኣስቂሎም ናብ Eስታድዮም ኣስመራ 
ኣEተውዎም። ልክE ኣብታ ሰዓት E ቲኣ ናብ ሙሉE ሃገር ዝዀነ ተማሃራይ ዩኒቨርሲቲ ኣስመራ ኣብ 
ትሕቲ ቁጽጽር ክኣቱ ከምዘለዎ ተመሓላለፈ። ኣብቲ ምሸት ብረትን ኣባትርን ዝሓዙ ወተሃደራት ኣብ 
መደቀሲ ተመሃሮ (ዶርሚቶሪ) ብምEታው  ንኣዝዮም ብዙሓት ተማሃሮ ከካብ መደቀሲOም ቅያር ክዳን 
ዘይብሎም ኣብ ዝባኖም ዝነበረ ጥራይ ተኽዲኖም E ንዳሰራጠዩ ናብ ኣስመራ ስታዲዮም ወሰዱዎም። 
ምስቶም ኣብU ዝነበሩ ሓዊስካ ኣስታት 300 ዝኾኑ ተማሃሮ ኔሮም። በቲ ዝሃርም ዝነበረ ዝናብ ጠስጢሶም 
ብቁሪ Eንዳተገረፍን ብጥምየት Eንዳተሳቀዩን መርየት ጸልመተ ወግሓ። ኣዴታትን ኣቦታትን ድማ ሙሉE 
መዓልቲ ክሳብ ምሸት ኣብ ኣፍደገ ስታድዮም ንተመሃሮ ቅያር ክዳውንትን ዝብላEን ክህብዎም Iሎም 
ተኣኪቦም ኔሮም፡ ግና በባትር ተሰጉጎም ክምU’ውን ዝተቀጥቀጣ ኣዴታት’ውን ነይረን Eየን።  
 
ንጽባሒቱ ንግሆ ፈውሲ ሞት ሓደ ሓደ ክበጽሕ ዘይክEል ኣስቃጥላን ጉስማጥን ተዋህቦም። ኣብ 
ከባቢ ሰዓት 11፡00 ቅድሚ ቀትሪ ዝኽውን መካይን ተቀረባ። ሓበሬታ ከይሃቡ ከኣ ክሰቅልዎም ፈተኑ። 
Eቶም ተማሃሮ ግን ዝበደልናዮ ነገር የለን መሰልና ብሕጊን ብኣገባብን ሓቲትና፡ ናበይ ትወስዱና ኣለኹም 

PDF page 2

View this page in original PDF

Iሎም ሓቲቶም። Eንተኾነ ብዘይ ዘረባ ተሰቀሉ ተባህሉ። ኣይንድይብን ክብሉ ቃሎም ኣስምU። ሓደ 
ካብቶም ሽጉጥ ሒዞም ዝነበሩ ሓለፍቲ ከኣ ወተሃደራት ክኣትው ኣዘዘ። ቁጽሮም ናብ 50 ዝበጽሑ፡ ፍርቆም 
ካላሽን፡ ፍርቆም ኣባትር ዝሓዙ ተሰሪOም ኣተው። ብሓይሊ ደይቡ በልዎም። Eቶም ተማሃሮ ከምዘይድይቡ 
ገለጹሎም። ብረቶም ኣAመሩ። ሰብ በትሪ ንተማሃሮ ክሃርምዎም ጀመሩ። ኣውያት ተደርጓሐ። ብላEልን 
ብታሕትን ናይታ ስታዲዮም ደረጃ ደይቦም ወተሃደራት ዓይኒ የብለይ ስኒ የብለይ ቀጥቀጥዎም። ብዙሓት 
ኣካላዊ ማህሰይቲ ወረዶም። ኣብ ደገ ኮይኖም ዝጽበዩ ዝነበሩ ወለድን ኣሕዋትን፡ ኣEወዩ። E ቶም 
ወተሃደራት በባትር E ንዳቀርሰሙ ኣባረርዎም። E ግሩ ዝስበር ተሰይሩ፡ ዝፍጋE ተፈጊU፡ ሓይሎም 
ምስደኽሞም፡ ብሓይሊ Eንዳ ጐተቱ ሰቀልዎም። ናብ ዘይተፈልጠ ቦታ ብብሎኮ ባጽE ወሰድዎም። ሃለዋቶም 
ንፈልጥ ኣይነበርናን። ድሕሪ ቁሩብ ምዓልቲ ግን ኩሉ ተማሃራይ ስለዝሰዓቦም፡ ብዓይኑ ርEዩዎም። Eዚ Eቲ 
ኩሉ ተማሃራይ ናብ ዊዓ ምስ ተወስደ Eዩ። 
  
Eለት 12 ነሓሰ 2001 E ዩ ነይሩ፡ ድሕሪ ሰለስተ ምዓልቲ ካብቶም ብሓይሊ ዝተወስዱ ተማሃሮ 
ማለት’ዩ። ልክE ንግሆ ሰዓት 6 ፡00 ኣትሒዙ፡ ተማህራይ በቲ ዝወጸ ምልክታ ተሰናቢዱ ፈሪሁ ናብ 
ስታድዮም ዘርጠብ Eንዳበለ ክEከብ ጃመረ። በብቁሩብ Eንዳተኣከበ ከይቆረሰ ከይተመስሓ ኣብU ተዓጽዩ 
ምስወዓለ ልክE ሰዓት 4፡00 ድሕሪ ቀትሪ ምስኮነ፡ መካይን በጥሓትን ኤነትረታትን ንውሽጢ Eስታድዮም 
ኣተዋ። ኣስታት 1700 ዝኽውን ተማሃራይ ምስ ጥሙይ ከብዱ ምድላዋት ከይገበረ ምብጋስ ኰነ። ብብሎኮ 
ባጽE ወጻና። ናበይ ከምንኽይድ ኣይንፈልጥን ነበርና። ንባጽE ሓሊፍና ናብ የማናይ ወገን ናይታ ከተማ ናብ 
መንገዲ ዓሰብ ኣምራሕና። ድሕሪ 6 ሰዓት ኣስታት ሰዓት 10፡00 ናይ ምሸት ዊዓ Eተባህለ ቦታ ኣቲና። 
ብዘይ ማይ ብዘይ መግቢ፡ ምስ ዝኹሉ ድኻም፡ ኣብቲ ኣEማን ዝበዝሖ ቦታ ብዘይ መንጸፍ ደቀስና። ብኹሉ 
ወተሃደራት ተኽቢብና ሓደርና። ሰዓት 10 ፡00 ናይ ንጉሆ ይኽውን ነተን ደቂ ኣንስትዮ ካባና ፈልዮም 
ንምብራቅ ወገን ወሰዱወን። ንሕና’ውን ዝነበረና ቦርሳ ተሰኪምና ድማ ጉEዞ ብኣEጋር ቀጸለ። ነቲ ሰራዊት 
ዝቅመጠሉ ንጸጋም ገዲፍና ንሰሜናዊ ምEራብ ገጽና ተጓዓዝና። ገለ ሕልፍ ሕልፍ Iልካ ዝርከብ ቆጥቋጥ 
ዘለዎ ቦታ ምስ በጻሕና ኰፍ በሉ በሉና። ካብ መጀመርታ ምስተበገስና ካብ ሰዓት 6፡00 ናይ ንግሆ ስጋብ 
11፡00 ንጽብሒቱ፡ ን30 ሰዓታት  ብዘይ መግቢ ተሳቀና። 
 
 ልክE ሰዓት 12፡00 ፍርቂ መዓልቲ ድማ ብጽምI ማይ ተማሃሮ ክወድቁ ምስ ጀመሩ፡ ናብ ሓደ 
ዓቢ ሩባ ናብ ሩባ ሓዳስ ዝሕውስ ወሰዱና። ኣብቲ ንኽዶ ዝነበርና ጉEዞ ገለ ብጾትና ክወድቁ ጀመሩ። 
ክነልEሎም ኣይፍቀደናን ነበረ። ኣብቲ ሩባ ምስ በጻሕና ኣብቲ ውሽጢ ውሕጅ ሓርየት ኣተና። ነቲ ሓርየት 
ማይ ኣብ ጥራይ ከብድና ሰተናዮ። ብዙሓት ኣብU Eንከለው ወደቁ። ተሰኪምና ናብ ላEሊ ኣውጻEናዮም። 
ገዲፍክሞም ኪዱ በሉና። ሃለዋቶም ዘጥፍU ብዙሓት ወዲቆም ነበሩ። በቲ ካብታ ከባቢ ማይ ትወስድ 
ዝነበረት ቦጥ በብሓደ Eንዳ ገበሩ ወሰድዎም። Eዝከረኒ ንበልO ምስ ሰኣና ኣብቲ ስግር ናይቲ ንሰትየሉ 
ዝነበርና ሩባ፡ ብዙሓት ኣጣል ርኣና። ናብU ገጽና ሰለይ Eንዳበልና ከድና። ኣብU ተረፍ ናይቲ ኣብU 
ዝነበረ ሰራዊት ንቁጽ ባኒ Eተን ኣጣል ይበልዓ ነበራ። Eተን ኣጣል ይበልOO ዝነበራ ንቁጽ ባኒ ምስ ረኣናዮ 
ኣዚና ተሓጐስና። ሕማቅ Eንዳጨነወና ክኣ በቲ ሓደ ወገን Eተን ኣጣል ይበልዓ፡ በቲ ሓድ ድማ ንህና 
ክንበልE ፈተንና። Eንተዀነ Eቲ ባኒ ኣዝዩ ዝነቀጸ ስለዝነበረ ምሕያኽ ኣበየና። ኣብ ክዳንና ጌርና ናብቲ 
ሩባ ብምውሳድ ከኣ፡ ኣብቲ ማይ ኣለኽናዮ። ንነብስና በሊEና፡ ነቶም ኣብቲ ደረት ሩባ ኣብ ገረብ ደቂሶም 
ብጥምየት ድሳቀዩ ድነበሩ ኣEሩኽና ኣምጻEናሎም። ቁሩብ ሓይሊ ረኺብና ድማ ክንንቃሳቀስ  
ጀመርና። ኣብቲ ደረት መንገዲ ፡ ካብቲ ሩባ ምስወጻና፡ ብዙሓት ተማሃሮ ወዲቆም ርኣና። ድሒሩ 
ከምዝሰማEናዮ፡ ይርጋ ዮሴፍ ብEለት 14 ነሓሰ 2001 ከምU ድማ የማነ ተኪኤ ብEለት 19 ነሓሰ 2001 
ከምዝሞቱ ሰማEና። ብዙሓትው’ን ስነኣEምሯ’ውን ኣካላውን ስንክልና ኣጋጢምዎም። ንኣብነት ኣብ ጐድንና 
ዝድቅስ ዝነበረ ናይ 2ይ ዓመት ናይ ስነ-ህይወት (Biology) ተመሃራይ፡ ናይ ኣEምሮ ጸገም ኣጋጢምዎ 
ተጸሊሉ። ናይዚ ኩሉ ስቃይ Eቲ ንልEሊ 30 ሰዓታት ብዘይ መግብን ማይን ከምU’ውን ባህርያዊ ኩነታት 
ዊዓ ተደሚርዎ ኣብ ሂወትና ዓቢ ፈተነ ነበረ። 
 
 ዊዓ ካብ ባጽE ንሸነኽ ደቡብ 45 ኪሎሜትር ካብ መንገዲ ዓሰብ ንየማን Eልይ Iልካ ካብ ከተማ 
ፎሮ ንሰሜናዊ ምEራብ ኣስታት 6 ኪሎሜትር ብሰሜን፣ ብምEራብን ብደቡብን ጐቦታት Eተኽበት ዓሟቅ 
መዓስከር ወተሃደራት’ያ። ኣብቲ ግዜቲ ኣዝዩ ሙቀት ስለዝነበረ ልEሊ 45 ዲግሪ ሴንቲግሬድ ከምዝነበረ 
ኣብቲ ክሊኒክ ተዓቒቦም ዝነበሩ ብጾትና ሓቢሮምና። E ቲ ዘገርም ግን በዚ ልUል ሙቀት፡ ንዊዓ 
ንማEሰርትን ንስቅያትን ቦታ ክትከ’ውን ምምራጾም Eዩ።  

PDF page 3

View this page in original PDF

  
 
ነቶም ኣብU ዝጸንሁ ወተሃደራት “EዚOም ንመንግስቲ ኽግልብጡ ዝፈተኑ E ዮም። ጸረ ሃገር 
Eዮም። ጸጊቦም Eዮም። ንስኹም ኣብ ድፋዓት ኮንኩም ሃገርኩም ተገልግሉ፡ ንሳቶም ድማ የማርጹ” ዝብል 
ጌጋ ሓበሬታ ተዋሂብዎም ከምዝነበረ ገሊOም ነጊሮምና። ድሕሪ ሰሙን ኣቢሉ ይኽውን ፡ ኣዛዚ ናይታ ኣብኣ 
ዝነበረት ክፍለሰራዊት 35 ኰነሬል ገብሪኤል ወልደስላሴ ንኣስታት 2000 ንኽውን ተማሃሮ ኣከበና። ኣብ 4 
ጉጅለ ድማ መቐሉና። E ታ ቀዳመይቲ ጉጅለ ኣዋልድ ዝነበረኣ ንጽባሒቱ ንግሆ ንገልዓሎ ዝተባህለት 
ብማEሰርቲ ፍልጥቲ ዝኾነት ቦታ ወሰዱወን። ሓለፍቲ ናይታ መዓስክር ተቃውሞ ከይመጽE ብምስጋE ነተን 
2 ጉጅለ ናብ ገልዓሎ ወሰድዎም። 2 ጉጅለ ድማ ኣብ ዊዓ ተረፍና። Eቶም ናብ ገልዓሎ ድኽዱ ብጾትና 
ከምዘEለሉና፡ ገልዓሎ ኣዝዪ ሃሩር ዝኾነ ቦታ፡ ንመዓልቲ ክልተ ሰዓት EንዳተጓEዙ ከቢድ ስራሕ ይሰርሑ 
ከምዝነበሩን ብዙሕ ግፍI ከምዝወረዶምን ይገልጹ። 
 
 E ቶም ኣብ ዊዓ ዝነበርና ክልተ ጉጅለ’ውን ፈላልዮምና። ገሌና ኣብቲ መዓስከር ገሌና ከኣ ኣብ ቤት 
ትምህርቲ ኣከቡና። ክንሸይን ይኹን ክንሰርህ ከለና ኩሉግዜ ብወተሃደራት ንሕሎ ነበርና። ኣብ ኣዝዩ ሃሩር 
ዝኾነሉ ሰዓታት፡ ንኣስታት  3 ሰዓት ዝኽውን Eምኒ ንEክብ። Eቲ የEማን’ውን ኣብ ግዜ ቀትሪ ኣዝዩ Eዩ 
ዝረስን። ነቲ ርሱን Eምኒ ኣብ መንኰብና ተሰኪምና ኣኪብና ጽርግያ ንሰርሕ ነበርና። ሓደ ለይቲ ብርቱE 
ህቦብላ ዝተሓወሶ ማይ ሃሪሙ መEቀሊ ስለዘይነበረ ኣብ ዝባንና ተቐቢልናዮ ኣብ ጨፈቃ ድማ ሓዲርና። 
ንንጉሁU ብዙሓት ሓሚምና። 
 
 ድሕሪ ወርሒ ኣቢሉ፡ ዶክተር ወልደኣብ Iስሃቅ ኣብቲ ቦታ ኣኼባ ክገብር መጸ። ብተመሃሮ ሓያል 
ሕቶታትን ርEይቶታትን ቀረበሉ። ይኹን Eምበር Eቶም ድሓቱ ድነበሩ ብጾትና፡ ብቪድዮ ካሜራ ይቅድሑ 
ስለዝነበሩ፡ ድሕሪ ቁሩብ ግዜ ብለይቲ ኣተሲOም ካብ ጐድንና ወሰድዎም። Eቲ መሪር ናብራ ማEሰርቲ 
ቀጸለ። ብEለት 8 መስከረም 2001፡ንኽልቲU ጉጅለ ኣብ ዊዓ ዝነበርና ብኮረኔል ገብርኤል ወልደስላሴ ኣኼባ 
ተገበረልና። ሓይሊ ብዝመልO ምጉብEባEን ፈከራን “ ነቲ ንሃገርን ንህዝብን ዝጠቅም ጻውIት 
ብምፍራስኩምን ብምEዳምኩምን ገበነኛታት Iኹም። ስለዚ ተጋጊና Iና Iልኩም Eቕሬታ ሕተቱ” በለና። 
ብዛEባ መሰልካ ምሕታት ገበን ከምዘይኰነ፡ ሓደ ካባና ተሲU ተዛረቦ። ይኹን Eምበር ምፍርራህ ብምቅጻል፡ 
“ተጋጊና EንተዘይIልኩም ካብዚ ዝኽፍE ካልE መቅጻEቲ ክወሃበኩም Eዩ” ብምባል ኣፈራርሃና። ድሕርዚ 
ንጽባሒቱ ንጉሆ ኣውቶብሳት ብምቅራብ ንመገዲ ዓሰብ ገጾም ወሰዱና። ኣብ መበል 2ይ ምዓልትና፡ Eዲ 
ዝበሃል ቦታ በጻሕና። ካብU ቀጺልና ብEለት 11 መስከረም 2001 ፍርቂ መዓልቲ ይኽውን፡ ካብ Eዲ ናብቲ 
ዝመጻናዮ ወገን መለሱና። ኣብ ፍርቂ መገዲ፡ ኣብ ዓርኮብኰባይ ዝበሃል ቦታ ኣውረዱና። ኣብU ብዙሓት 
ወተሃደራት ይሕልውና ነበሩ። ከምቲ ዝተረዳEናዮ ኣብU ተጋጊና Iልና ይቕሬታ ክንሓትት ክሓቱና Eሞ 
ነቶም ዝኣበና ክርሽኑና E ዩ ነይሩ። ካብU ሓደ ወረቃቕቲ ዝሓዘ፡ ምስU ኽኣ በትርን ብረትን ዝሓዙ 
ወትሃደራት ንተመሃራይ በብሓደ E ንዳ ጸውU፡ ርሕቅ Iሎም ይሓትዎ ነበሩ። ንነብሲ ወከፍና “ኣነ 
ንመንግስትን ንሃገርን ዝጠቅም፡ ብመንግስቲ ዝወጸ ኣዋጅ ብምፍራሰይ ቅኑE ወይ ጌጋ በል” ዝብል ወረቀት 
ዝተጻሕፎ በብሓደ ተሓተትና። ኣየፍረስናን ብዛEባ መሰልና  
Iና ሓቲትና Eንተልካ ከም ኣድመኛ ትቁጸር ዝብል ሓበሬታ ተጻሒፍዎ ነበረ። ኩሉ ተማሃራይ ተሓተተ። 
Eቲ ዝገበርናዮ ቅኑE ምዃኑ ኩላህና ንፈልጥ ኔርና፡ ግና ብሓይልን ብምፍርራሕን ጌጋ E ዩ ንኽንብል 
ኣገደዱና። E ቲ ዝደልይዎ ረኺቦም፡ ንሕና ግን ከሲርና። ብፍላይ ንይርጋ ዮሴፍን ንየማነ ተኪኤን 
ስለዝኽፈልና። ክምU’ውን ብዙሓት ስለዝሓመሙናን ስለዝሰንከሉናን ስለዝተኣስሩናን። ድሕርዚ ሕቶOም 
ምስወድU፡ ናብታ ዝነበርናያ ቦታ ዊዓ መለሱና።  
 
ብድሕሪU ካብ Eለት 18 ስጋE 21 መስከረም 2001 ገለ ጉጅለ 15 ንኣመሓድራ መንግስቲ 
ዝተቃወሙ ሰበ ስልጣናት ምስተኣሰሩን Eተን ዝነበራ ብሕቲ 
ጋዜጣታት ምስተዓጸዋን Eቶም ጋዜጠኛታት ምስተኣሰሩን፡ ኣባና’ውን ከቢድ ሓለዋ ገበሩ። Eቲ ማEሰርትን 
መቅጻEትን ካብቲ ዝነበሮ ገደደ። ዋላ ውጽኣት ሓሚምካ’ውን ክትሸይን ፍቃድ ኣይወሃበካን ዝነበረ። ንጉሆን 
ምሸትን ብወተሃደራት E ንዳተሓለኻ ንሽንቲ ትኽይድ። ኣብ ሓደ ገፊሕ ዳስ ጸሓይ E ንዳተወቃEና ምስ 
ድዀነ ሰብ ከምደይንራኽብ ጌሮም ኣሰሩና። ብጸሓይ፣ ብሃሩር፣ ብሕማም ብዙሓት ተሃሰዩ።  
ብEለት 19 መስከረም 2001, ድማ Eቲ ዝተጸለለ ናይ 2ይ ዓመት ተማሃራይ ስነ-ህይወት(Biology)፡ መርፍE 
ወጊOም ናብቲ ናይ ወተሃደራት ክሊኒክ ወሰድዎ። ክሳብ ሕጂ ድማ ኣይሓወየን። 

PDF page 4

View this page in original PDF

 
 ኣብ መወዳEታ፡ ሜጀር ጀነራል ገረዝጊሄር ዓንደማርያም (ውጩ) ኣኼባ ኣካየደልና። ከምዚ ዝስEብ 
ድማ በለና “ንስኹም ከም ብኤይድስ ዝተለኽፈ ሰብ ብጉጀለ 15 ተለኺፍኩም Iኹም። ኣብ ልEሊ ህዝብን 
መንግስትን ዝበደልኩም ገበነኛታት Iኹም ። መንግስቲ ንጽቡቕኩም ስለ ዝሓስብ ዝበለኩም ሕራይ 
ትብሉ። ብዝኾነ Eቲ ዝገበርኩምዎ ገበን ኣብ ርEስኹም ኰይኑ ክትከዱ Iኹም በለና”። ብለይቲ ኽኣ ንገለ 
ገለ ብጾትና ኣተሲOም ወሰድዎም። ንሕና ግን ብጽባሒቱ ብEለት 7 ሕዳር 2001፡ ድሕሪ ዳርጋ ሰለስተ 
ወርሒ ስቕያትን መከራን ካብ ዊዓ ንኣስመራ ተመለስና። ሞራልና ኣዝዩ ተተንኪፉ ዝነበረና ተስፋ ኩሉ 
በኒኑ። ከምU’ውን ኣብ ትሕቲ መንግስቲ ኤርትራ መጻI ናብራና ድቕድቕ ዝበለ ጸልማት ምዃኑ 
ተረዲEና። ምዓስ ከምዝወግሕ ድማ EንድI!።