Extracted PDF page text
1904EPM11-02AT.pdf
Machine-extracted derivative; not a transcript or translation. Reading order, spacing and characters have not been editorially verified. PDF page numbers are file positions, not printed page labels. No OCR has been added.
Open unchanged original PDF · Download unchanged PDF
Extraction status: partial-extraction.
PDF page 1
View this page in original PDF
Character encoding review needed: private-glyphs.
ጸሉም እዋን ኣብ ጉዕዞ ስዯት
ኣብን ዝሓሇፋ ክልተ ዓመታት ክሳብ 1000 ዝግምገሙ ኤርትራውያን ሞይቶም። ኣብ
ዝሓሇፈ ወርሒ ጥራይ ልዕሉ 400 ኤርትራውያን ሞይቶም።
ኩነታት ኤርትራውያን ካብ ናይ ሶማሊውያን ኩነታት ከምዝኸፍእ ይንገረለ
ኣባልት ህግዯፍ ጸጊቦም! ዓዶም ገዱፎም! ኣብ ባሕሪ ጥሒሎም! እናበለ ብሬሳታት
ኤርትራውያን የሽካዕልለ። ብዓቢኡ ሓልዮት ህዝቢ ይብለ ስርዓት ህግዯፍ ድማ በታ እንኮ
መራኸቢቱ ገይሩ ጸጊቦም ሃገሮም ከዱዖም ዝኸደ እኒሆ ድራር ዓሳታት ይኾኑ ኣሎው ክብል
ብብድዏ ክገልጾ ይስማዕ።
ኤውሮፓ ፍሮንቴር ከምኡውን ካልኦት ናይ ዜና ማዕከናትን ብዝሃብኦ መግሇጺ መሰረት፡ ካብ 2009
ክሳብ ሎሚ ማሇት ኣብ መንጎ ክልተ ዓመታት፡ ክሳብ 1000 ዝግምገሙ ኤርትራውያን ኣብ ማያት
ቀይሕ ባሕርን ማእከሊይ ባሕርን፡ ውሕጅ ተከን፡ ምድረበዲ ሳሃራን ሲናይን፡ መክሲኮን ከምዝተቐዝፉ
ሓቢረን። እዚ ኣዯራዕዚ ካብ ሶማል ዝገዯዯ፡ ኣብ ዓሇም እቲ ዝኸፍአ ቀዲማይ ዯረጃ ከምዝሓን
ህጹጽን ነባሪ ፍታሕን ናይ ግድን ከምድሉን ድማ ይጠቕሱ።
ገሇ ክፋል ዝርዝር ናይቶም ኣብ ማያት ማእከሊይ ባሕሪ ዝተቐዝፉ ሰባት ብዝሕን ቦታን እነሆ፡
28.03..2011 2 ኤርትራውያን ብፖሉስ ግብጺ ዶብ ክሰግሩ ብጥይት ተቐቲሎም
26.03.2011 250 ዝኣኽለ ስዯተኛታት ናይ ዝተፈሊሇዩ ዜጋታት ኤርትራውያን እውን ከምሇዎም
ዝንገር ዝሓት ጃልባ ጥሒሊ: 51 ሰባት ጥራይ ድሒኖም ኢጣልያ ኣትዮም።
14.03.2011 72 ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ዝሓት ጃልባ ኣብ ማያት ሉብያ ጥሒሎም። 9
ሰባት ጥራይ ድሒኖም።
22.03.2011 325 ኤርትራውያን 10 ኢትዮጵያውያንን ኣብ ማያት ሉብያ ጥሒሎም ሞይቶም
14.01.2010 22 ሰባት ኣብ ግሪኽ ክሰግሩ ክሇው ጥሒሎም
18.12.2009 ፖሉስ ግብጺ 2 ኤርትራውያን ዶብ ክሰግሩ እንከሇዉ ተኩሶም ቀቲሎም
01.12.2009 ፖሉስ ግብጺ 1 ኤርትራዊት ኣዯ ምስ 2 ዯቃ ዶብ ክትሰግር እንከሊ
. ተኩሶም ቀቲሎማ
14.11.2009 ፖሉስ ግብጺ 2 ኤርትራውያን ዶብ ክሰግሩ እንከሇዉ ተኩሶም ቀቲሎም
07.10.2009 3 ሬሳታት ኤርትራውያን ኣብ ገማግም ማያት ሉብያ ተረኺቡ
23.09.2009 ፖሉስ ግብጺ ሓዯ ኤርትራዊ ቀቲሎም
16.09.2009 ፖሉስ ግብጺ ክልተ ኤርትራውያን ቀቲሎም
09.09.2009 4 ኣፍሪቃውያን፡ ኤርትራውያን ከይኮኑ ዝጥርጠር፡ ብፖሉስ ግብጺ ዶብ ክሰግሩ
. ተቐቲሎም
27.08.2009 ናይ መን ከምዝኾነ ይፍሇጥ ሬሳ ዝሓት መርከብ ኣብ ማልታ ተረኺባ
22.08.2009 7 ኤርትራውያን ኣብ ማያት ሉብያ ሞይቶም ተረኺቦም።
20.08.2009 72 ኤርትራውያን ናብ ኢጣልያ ክሰግሩ ጥሒሎም። ኣብታ መርከብ ካብ ዝነበሩ
. ሽደሽተ ሰባት ጥራይ ድሒኖም።
ብኻልእ ወገን ኣብ ወጻኢ ዝርከቡ ኣባሊት ህግዯፍ፡ ብዛዕባ እዞም ኣብ ባሕሪ ዝጠሓለ ኤርትራውያን
ሇዎም ኣረኣእያ ክገልጹ እንከሇዉ፡ ጸጊቦም ሃገሮም ገዱፎም, እናበለ ከምሽካዕልለን: ኣብ እንዲ
ሓን ናይ ዝሞቱ ቤተሰብ ንኸይበጽሑ ናይ ሰሊሕታ መምርሒ ከምዝተዋህቦምን ተፈሉጡ። እቲ ካብ
ኩለ ሕዝን ግን፡ እዞም ኣባሊት ህግዯፍ ንገዛእ ርእሶምን ዯቆምን ዯቂ ዯቆምን ከይተረፈ፡ ኣብ ወጻኢ
ኣቐሚጦም፡ ብኣፍ ጥራይ ሃገር እናበለን እናተወራዩን: ካልኦት ግን ኣብ ክንድኦም ክሞቱሎምን
ክሳቐዩሎምን ክዯኽዩሎምን ምድሊዮም እዩ።
ኣምዐት ይቆጸሩ ሕጻናት ዓሳታት ባሕሪ ክምንጭትዎም ከሇዉ እናረኣኻ፡ ኣብ ባራት ኮፍ ኢልካ
ብሬሳታቶም ምሽክዕሊል፡ ይሕከኽ ገበን እዩ።
ሚያዝያ 18, 2011