Extracted PDF page text
Microsoft Word - Dokument1
Machine-extracted derivative; not a transcript or translation. Reading order, spacing and characters have not been editorially verified. PDF page numbers are file positions, not printed page labels. No OCR has been added.
Open unchanged original PDF · Download unchanged PDF
Extraction status: extracted-unverified.
PDF page 1
View this page in original PDF
ውልቀ መራሒ ህግደፍን Eታ ሰልፍን።
ሳልሳይ ክፋል (ብተስፉ ዘውደ)
ከምቲ ኣብ ካልኣይ ክፋል ዝተጠቕሰ ህዝባዊ ሓይልታት ንህዝቢ ምኽባርን፣ Eቲ ህዝቢ
ድማ ወሳን Eድሉን ክኸውን ዝጠልቦ ጠለባት ከተተግብር ኣይተማህረትን ምባለይ ዝዝከር
Iዩ። ኣዚ ኣበሃህላ Eዚ ነቲ መራሕን ነታ ብምትላል ዝሃነጻን ናይ ብሕቱ ሰልፊን Eንበር፣
ነቶም ኣብታ ሰልፊ ካብ ትህነጽ ዝተሳተፉ ኣይምልከትን። Eዚ ኣብቲ ዳሕራይ ዝበርህ
ጽሑፋት ዝርዝራት ከቕርቦ I የ። ብመጠኑ ቆንጪለ ክጠቕሶ ዝደፋፋኣኒ E ቲ ቅድሚ
ካልኣይ ውድብ ኣብ ሜዳ ኤርትራ ዝነበረ ዋዜማ ኮነ ምንጻል ዓብሊሉ ዝኸደ ሜላ ብመጠኑ
ንምግላጽ Iዩ። ንኹሉ ክፍጸም ዘለዎ Eንተ ብEላማ (ስትራተጂ) ወይ ብሜላ ከመይ ተሰንዩ
ይቐርብ፣ ርEሱ ዝኸኣለ መሰጋገሪ መድረኽ Iዩ። Eዚ መድረኽ’ዚ ከኣ Iዩ Eቲ ቀንዲ
ኣተኩሮ ክግበረሉ ዝግባE። ኣብቲ መሰጋገሪ E ዋን ዝግለጽ ዝነበረ ናይ ምትEርራም
ፈተነታት ከም ዝተገብረ ይሕበር ነይሩ። ግን Eንታይ Iዩ Eቲ ክEረም ዝነበሮ? መን’ከ
Iዩ ኣራሚ፣ መንከ’ዩ ተኣራሚ? Eዚ Iዩ Eቲ ቀንዲ ንኹሉ Eቲ ሎሚ ዘጋጥመና ዘሎ
ሕልኽላኽ መስመር ዝፈጠሮ።
ብመጀመርያ ነቲ ሕልኽላኽ ዝፈጠረት E ታ ሃጸያዊት መንግስቲ I ትዮጵያ I ያ። ንሳ
Eውን ካብቲ ኣብ Eዋን ምምሕዳር ብሪጣንያ ከሎ ዝጠንሰሰቶ ግን ብናይ Eንግሊዛውያን
ዝተጀመረን፤ ብወካሊ ናይ ለዠን O ፊሰር ኮሎነል ነጋ ሃይለስላሴ ኮነ ምስታ ማሕበር
ኣንድነት ምስ Iትዮጵያ ዝተኣልመ ውዲት Iዩ ነይሩ። Eዚ ኣብ ልEሊ ስሙ ዝተጠቕሰ
ሰብ ገንዘብን Eጥቅን ናብ ኤርትራ ከም ዝሰሉኽን E ታ ኣብ ትሕቲ ናይ ብሪጣንያ
ብሞግዚትነት ትመሓደር ዝነበረት ኤርትራ ድማ ብሻፋቱን ከተርትን ከም ትርበጽ መደብ
ኣውጸA። Eዚ ሓገዝ ሞግዚታዊ ምምሕዳር ብሪጣንያ ዘይተፈልዮ ሌዤን Oፊሰር ብርክት
ዝበሉ ኤርትራውያን ወይጦታት ኣብ ኣስመራን ከባቢኣን ዝመደበሩ ናይ ገንዘብን Eጥቅን
ዝዋፈረሉ ግብረ ሸበራዊ መስርሕ ይካየድ ምንባሩ ይዝከር። ከም ኣቶ ወልደኣብን ኣቦና
ከቢረን መውጋEቲን ሞትን ናይቲ Eዋን’ቲ ጭቡጣት ምቕታልን መውጋEትን ክንጠቅስ
ንኽEል። ብናይ በረኻ ሽፍትነት ድማ መዋፈርቲ ከም ጸሓፍፈ-ትEዛዝ ወልደገርጊስን
ልEኾምን ወካሊOም ኣብረሃ ወልደታትዮስ ናይ ሽU ኮሎነል ዳሓር ለተና ጀነራል Iሰያስ
ገብረስላሰን ካብ ሽረን Eኽሱም ገንዘብን Eጥቕን Eንዳ ሃቡ ንኤርትራ ብሽፍትነት ዝሃወጹን
ዓመጽን ሽበራን ዘካየዱ ከም Eሉላት ሽፋቱ በዓል ሓጎስ ተምነዎ፣ ኣስረሰሀይ Eምባየ፣ ደቂ PDF page 2
View this page in original PDF
ሙሳዝጊ ከምUውን ካልOት ሸፋቱን ምንባሮም ዝዝከር Iዩ። Eቲ ቀንዲ ዘካይድዎ ዝነበሩ
ድማ ብፍላይ ሓጎስ ተምነዎ ምስ መሻርኽቱ ኣብ ባርካ ኣሓ በንዓምር በኣማኣት ብምዝራፍን
ንትግራይ ብምስጋርን ዓመጽ ኣብ ልEሊ በንዓምርን ናራን ብምክያድ ንሰላማዊ ህዝቢ
መውጽEን መEትውን ከም ዝኸልEዎ ዘይርሳE ኣEናዊ ጸብጻብ ታሪኾም የረጋግጾ።
ታሪኽ ንፖለቲካዊ ናጽነት ብ1 መስከረም 1961 ብረታዊ ቃልሲ ተጀሚሩ ይበል Eንበር Eቲ
ቀንዲ ምክልኻል ህዝቢ ባርካ ግን ካብ 1947 ብጥርኑፍ ዝጀመሮ ጅግና ኣያን ኣቦን ህዝቢ
ሓምድ Eድሪስ ዓዋት Iዩ። Eዚ ህዝባዊ ዓመጽ ኣብ ልEሊ Eቲ ኣማኒ ምስልምና ኮነ Iልካ
ንህዝቢ ኤርትራ ከም ዝበሳበስን ብናይ Eምነት ምፍልላይ ከም ዝናወጽን ምግባር ዝተፋሕሰ
ማEለማ Iዩ። Eዚ ተግባር Eዚ ኣብ መወዳEታ 40ታት ይካየድ ይንበር፣ ግን ብኻልE
ስውሩ ውሽጣዊ ሽበራታት ድማ ኣብ 50ታት Eውን ይደጋገም ነይሩ። Eቲ ብማሕበር
ፍቕሪ ሃገር ንምሉE ናጽነት ዝተኻየደ ቃልሲ ንምብርዓን በዓል ኮለነል ነጋ ሃይለስላሰ
ኣብተን ዝተፈላለያ ፖለቲካውያን ሰልፍታት ኣባላቶም ብምጅላሕን ኣስሊኾም ብምEታውን
ንናይ ናጽነት ቀጽሪ ንምብርዓን ዘካየዎ ሸርሒ ብዙሕ ደም ፈሲሱን ንፖለቲካ ኤርትራ
ደዊኑ ምሉE ናጻነት ከም ዘይግበኣና ኣህሲሱን ነይሩ Iዩ። ኣብ ትሕቲ Eዚ ሽበራዊ ደበና
ድማ ንምክልኻል Eምነትን ሃገርን Eቲ ,,ሽባን“ ዝብል ጉጅለ ክቐውም ዝተበገሰ። ነቲ
ማሕበር ፍቕሪ ሃገር ሰሊኾም ዝኣተዉ ድማ ብስለላዊ ተግባር ናይ ንጹሃት ሃገርውያን ደም
ከም ዝፈስሱ ተገይሩ። ኣብቲ ናይ ሹባን ማሕበር E ውን ሶቲኾም ዝኣትዉ ምንባሮም
ዘይከሓድ Iዩ። ምንዋጽን ምቅንጻልን ጸብጺብካ ናብቲ ናይ በዓል ኣንዞ ማተንዞ ዝቐርብ
ምEንቲ ኤርትራውያ ንናጽነት ዘይምብሳሎም ዘርI ዝርዝር ክቐርብ ዝተማህዘ ማEለማ
ብቑኒን ተጠምጢሙ ብማEለማ ተኣሊሙ Eድያቱ ቀጠልያን ብጫን ቀይሕን ክቕባE Iዩ
ተረኪሙ። Eዚ ሪክያሞዚ ግን ቀጠልያን ብጫን ኣይተለክየን። ሸኻን ዱርን ኮነ ወርቂ ውን
ኣይተረኽበን። E ታ ቀያሕ ግን ንዓና ንኤርትርውያን ኣጠልቅያትናን ኣEለቕሊቓትናን።
ክቡርን መጠን ዘይብሉ ደማና ንሃገርና ኣስቲናያ። ነዚ ኹሉ Eዚ ድማ Eቲ ዝኸፍA ናብቲ
Eጥቃዊ ቃልስና ምስግጋሩን ምEታዉን Iዩ ኣዝዩ ዘሕዝነና። ኣንጻር መግዛEቲ ዝኸፈልናዮ
ዝተጸበናዮን ዝመደብናዮ፣ ምEንቲ ከፊልና ናጽነትና ክንጭብጥ ጥራይ ዘኮነስ ክንውፈ’ና
ተቓሊስና። ቃልስና ንምሉE ናጽነት ይኹን Eንበር መሰነይታ መደብና ድማ Eቲ ደመኛና
ዝገደፎ ኣሰር ምሳና ሊሒኹ። ነቲ ዝለሓኸ ድማ ስለ ዘየማEደናዮ ኣይተማሃርናሉን። ገና
Eውን ንደሚ ኣሎና።
Eጥቃዊ ቃልስና ክምስረት ከሎ ነቲ ኩሉ ዝሓለፈ ክትንተን፣ ነቲ ዝተተንተነ ድማ ከይድገም
መከላኸሊ ሜላ ክህነጽ፣ ነቲ ዝተሃንጸ ኣብ ተግባር ክውEል፣ ነቲ ዝተፈጸመ ድማ PDF page 3
View this page in original PDF
መቐጸልታ መሳልል ክስርዓሉ፣ ንዝተበጽሐ ገምጊሙ ድማ ቀጻሊ መደብ ክሕንጽጽ
ምተገበA። ጀመርቲ ሰውራ ፓለቲካዊ ስጉምቶም ብዘይካ Eቲ Eጥቃዊ ሰውራን ሰራዊትን፣
ንEU ዝመርሕን ነብሱ ዝመርሓሉን ክለሰ-ሓስብ ከም መምርሒ ከስፍር ነይርዎ። ነቲ
መምርሒ ክልሰ-ሓሳብ Eውን ምስ ህዝብን ሃገርን ማለት ንማሕበራዊ ቅርጽን Eምነትን ከም
ቀንዲ ረቛሒ ዝጠመተን፣ ሙሁራትን ለባማትን ብደቅቕ ኣጽኒOም ዘቕረብዎ ክኸውን
ምተገበA። E ዚ E ውን ብEቱብ ተሳትፎ ህዝቢ ክምEከልን ክውነን ዝብል መርገጺ ኮነ
መስመር ምስ ዝመርሖ፣ ንኹሉ ምቁጽጻር መኽኣለ። ቂምታ ሒዙ ዝተበገሰ ኣካል
ብመጀመርታ ቂሙ ኣንጻር መን ዝቐንE Iዩ ከስፍር ዝግባE? ብፍላይ ነቲ ኣብ ደቂ ሃገር
ገጹ ዝተንጠነ ሸርሕታት መበገሲU ወይ ቀንዲ ፈልፋሊ ኣለልዩ Iዩ ክብገስ Iዙ ዝነበሮ።
ስርዓት Iትዮጵያ ጥራይ ከም ጸላI ምቕማጥ በይኑ ኣኻሊ ኣይነበረን። Iትዮጵያ ፈታውን
ጸላEን ኮይኑ ዝተመቓቐለ ኤርትራዊ ሕብረተ-ሰብ ከም ዘርበሓ ትፍልጥ ነይራ። ነቲ ህዝቢ
ድማ ክዳመየሉ ዝኽEል ተንኮልን ማEለማን ከም ተመክሮ ቀጥ ኣቢላ ሒዛቶ I ያ
ተዋፊራ። ፖለቲካዊ መስርሕ ንጸላIኻ ምንጻል፣ ምፍንጫል፣ ስነ-ኣEምርዊ ጭንቂ ከም
ዝሓድሮ ምግባር የርብሕ። ስርዓት ሃጸያዊ Iትዮጵያ ነዚ ተግባር Eዚ ልEሊ Eቲ መከላኸሊ
Eጥቃ Iያ ሪኣቶ። ነቲ ቀንዲ መከላኸሊ መስመራ Eውን በዚ ተንኮል Eዚ Iያ ዓጢቓን
ኣEጢቓቶን። ነቲ ብረታዊ ቃልስና ድማ ብዘይ ኣቓልቦን ምስትብሃልን Iዱ ኣብ ልEሊ
ደቂ ሃገር ማለት ምስ ህዝብና ክቀሓሓረሉ ዝኽEል መንጸፍ ዘርጊሒ። ሶሊኻን ተሞኽልያን
ትኣትወሉ ሜላ ድማ ነቲ ክርስትያናዊ ኣካል ኤርትራ ክጽለኣሉ ዘለዎ ተግባር ክትፍጽም
ተዋፊራ። ሰውራ ኣብ ኣስላማዊ ከባቢ ስለ ዝተመስረተ፣ ነቲ መስራቲ ድማ ምስ ሓዉን
ሓብቱን ምንቛት Iያ ፊሒሳን ጠነግ ኣንቢራን።
Eቲ Eጥቂ ዘይዓጠቐ ህዝብና፣ ግን ኣብ ፍሕሶን Eኩይ ተግባር ዘይተዋፈረ ሰፊሕ ህዝብና
ግዳይ ናይ I ትዮጵያ ተንኮል ከም ዝኸውን ተገይሩ። ህዝብና ግን ኣይተፈላለየን፤
ኣይተሃመለን። Eቲ ካብ 40ታት ጀሚሩ ህይወቱን ጥሪቱን ንብረቱን ዝበረሰ ናይ ቆላታት
ህዝብና ግን ነቲ ጅምላዊ ማሕረድን ዝምታን ስለ ዝተሳጠሓ ህዝቢ ከበሳ ብዘይካ Eቶም ገለ
ገለ መሳርሒ ሃጸያዊ ስርዓት ሃይለስላሰ ዝኾኑ ሕዙንን ጉህይን ምንባሩ ዝኽሕድ ሰብ የለን።
ኣብ በረኻታት ባርካ ሰምሃር ኣብ ዋራን Iራን ኣብ ሰንሒትን ኣብ ተቐማጦ ሳሆ ዘለዉ
ኣመንቲ ምስልምና ዝተኻየደ ህልቂት መን ይስሕቶ። ንሓንቲ ላም ወይ ሓደ ብEራይ
ብ0.50 ሳንቲም ጦር ዘሚቶም ዘምጽEወን ክሽየጣ ንEዳጋ ተዋፊረን ህዝቢ ክሳብ ክንደይ
ከም ዝሓዘነን ዝበኸየን ናይቲ ሽU መንEሰይ Eድመ ሎሚ ግን ጸግሩ ካልE ሕብሪ
ዝተለወጠ ወይ ዝተልጠ ሽማግለ ዝዝክሮ ሓቂ I ዩ። በቲ ካልE መዳይ ድማ ካብቲ PDF page 4
View this page in original PDF
ንግፍEታት ዝተጋለጸ ወገን ዘንጸርጸሩ ገለ ገለ ተቓለስቲ ድማ ኣንጻር Eቶም ኮማንድስ
ዝፈጸምዎ ኣብ ልEሊ የሕዋቶም ኤርትራውያን ናይ መረረ ስጉምቲ ምውሳዶም ዝዝከር
Iዩ። ኣብ ምሉE ዓለም ድማ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ዘናቑት ተግባር ብኸምቲ ስርዓት
Iትዮጵያ ዝፍጸም ዝነበረን ተግባር ክደጋገም ክሳብ ሎሚ ይርA። ነዚ ህዝቢ ኤርትራ
ፈሊጥዎን ነጺግዎን ስለ ዝኸደ፣ መንግስቲ I ትዮጵያ ኣንጸርጺሩ ንመንEሰያት ከተማ
ኣስመራን ከባቢኣን ብስልክን ብዓረርን ዝፈጸሞ ዝከሓድ ኣይኮነን። ህዝብና ተረረን ሓየለን
Eንበር ኣይተንበርከኸን።
Eዚ ናይ ሎሚ ጉዳይ ግን ኣሰሩ ዘገደፈ ካብ 40ታት ጀሚሩ ተጠናኒጉ ዝቕጽል ዘሎ
ተግባር መሰረቱን መበቆሉን ቀሊል ኣይኮነን Eኳ ደኣ ነዊሕ ሱር ኣለዎ። ብርግጽ ድማ
ነዊሕ ሱር ኣለዎ። ኣይትረስU E ታ ናይ መወዳEታ 1966 ሰነድ። ቀላል ገርኩም
ኣይትውሰድዋ። ህዝብና ሎሚ ሓቢሩ ዘይዝቲ፣ ተነጻጺሉ ዝኸይድ ኮይኑ፣ ሓድነት፣ ሓደ
ህዝቢ ሓደ ልቢ ዝብል ናይ ወረቐት መግለጺ ጥራይ ከም ዝኸውን ዝተገብረሉ ፍሕሶ ቀስ
ብቐስ ነቲ ዝተጠናነገ ፈትልታት ንምዝርዛር ንበገስ። ገጢሙና ዘሎ ፍረ ናይቲ Eዋን’ቲ
Iዩ። ኣጽፋሩ ካብ ማEከል መሳፍንቲ Iትዮጵያ ዝቦቖለ ከም ዝኾነ ክካሓድ የብሉን።
Eስኪ ንኺድ ንሰጉም፣ ክንሰግሮ ነቲ ህጉም።
Eቲ ቀንዲ ፍልልይ ኣብቲ ከበሳውን ቆላውን ህዝብና ዝቦቐለ ኣይነበረን። ህዝቢ ብናቱ
ዓቕሚ ተመኪሩን ኣስተብሂሉሉን ብምንባሩ Eቲ ጉድለት ኣብቲ ናይ Eጥቂ ቃልሲ Iዩ
ክባራE ተመዲቡ። ህዝቢ ንምትላል መታን ክጥEም E ቲ ቫይሩስ ብመጀመርያ ኣብቲ
Eጥቃዊ ሰውራ ክተኣታቶ ምስ ዝከኣል ዝያዳ ውጺታዊ ክኸውን ከም ዝኽEል ሃይለስልሴን
ኮራኩር መሳርሕቱን ኣሚቶም። ሃጸሃዊ ስርዓት I ትዮጵያ ብናይ ካልኣይ ውግE ዓለም
ዝተዋህቦ መምርሕን ክፍኣትን ብዝከኣሎ ነቲ ህዝቢ ስለ ዘይኣመኖ ሓያል ናይ ስለላ
መርበቡ ዘርጊሑ ዝሰርጸሉ ናብ ብረታዊ ቃልስና Iዩ ኣድሂቡ። ነቲ ዝሃነጾ ናይ ምፍልላይ
ተግባሩ ከAውት ብተዘዋዋሪ ከዳዓት ክልEኽ ከም ዝተዋፈረ መን ይኽሕድ። ገለ Eውን ናይ
ግድን ኣይኮነን ተላIኹ ኣብ ቃልስና ክሕወስ። Eንተ ቤታዊ ሕማምን ወይ ካልE ናብ
ውልቀ-ረብሓን ኣንነትን ዘማEበለ በቲ ዝምቡል ሕማም ከም ዝሰርጾ ተገይሩ፣ ናይ ሓንጎል
ምሕጻብ ተኻይድሉ፣ ነቲ ዝድለ ተንኮል ከዋፍር ሃሙን ቀልቡን ናብ ዝረብሓሉ ኣንፈት
ክምራሕ ይግበር። ጥራይ ክሕወሰሉ ዝኽEል መደብ ብዘይጭኖ ትኪ ክመሓላለፈሉ
ይኽEል። Eዚ ናቱ ረብሓ ኣካል ድማ ልEሊ ኩሉ ዝጠመተ ካብ ኩሎም ዝኸፍA Iዩ።
ከምዚ ዝበል ሰብ ድማ ብናይ ፓለቲካዊ ሸርሒ ሃሱስ ተባሂሉ ዝጽዋE። Eዚ ከምዚ ዝበለ
ሰብ ዝቐነሉ ዝንባሌ ስለ ዘለዎ፣ ከምUውን ቀይደ በተኽ ስለ ዝኾነ ክዓብን ክብ ክብልን PDF page 5
View this page in original PDF
ስለጣን ክጭብጥን ኣባላት ስድራ-ቤቱ ኣሕሊፉ ምEንቲ ረብሕU ድማ ኣብ ልEሊ ህይወት
ንጹሃት ዘጋታት ምቕንጻላትን ምህላቕ ይበጽሕ።
ህርፋን ስልጣን ካበይ ይቦቅልን ይብገስን ድማ ርEሱ ዝኸኣለ መበገሲ ኣለዎ። ሓደ ኣካል
ካብ ስድራ-ቤቱ ዲዩ ወይ ድማ ብቐረባ ኣብ ኣብ ኣገልግሎት ከሎ Eቶም ስለጣን ዝሓዙ ነቲ
መድረኽ ብቐረባ ስለ ዝEዘብ፣ ንመሳልል መደየቢ Eንበር ነቲ ቀንዲ ማሕበራዊ ኣገልግሎት
ኣየንብቦን። Eንዳ ዓበየን Eንዳ ወሰኸን ክኸይድ ከሎ ነብሰ-ኣድናቆቱ ጥርዙ Eንዳ ወሰኸ
ይኸይድን ይሰክርን። ንኹሎም ይEንቁፉኒ Iዮም ዝብሎም ክኣሊን ከጥፍን ይብገስ። ኣብ
EላምU ክበጽሕ ነቶም ልEሊU ዘለዉ በበይኖም ከመይ ገይሩ ከም ዝጸልዎም ይባላሓት።
ናይ ተንኮል ክEለቱ ይዓቢ። ለይቲ ሰብ ክድቅስ ንሱ ድቃስ ዘይብሉ ይሓድር። ናይ
ፍሕሶን ውድቲን ምኩር ይኸውን። ኩሉ ብቕዓቱ ድማ ብመለክI Eታ ,,Eቲ መስፍን“
ትብል ናይ ማክያቨሊ ጸብጻብ ትህነጽ። ኩሎም መሳርሕቱ በብሓደ ብዝተፈላለየ የህልቕ።
Eዚ Eውን ኣሰሩ ስለ ዝስEቡ ንኹሉ ስጉምቱ ስለ ዝመልከትዎ፣ ነቲ ዘንበብዎ ኣሰር መታን
ክድምስስ መትከሉ ይኸውን። ንEOም ክድምስስ ድቃስ ዘይብሉ ከውታን ከውሊን
ብሕትውናን ይፈቱ። ኩሎም Eቶም ናይ ብሕታዊ ስልጣን ዝጭብጡ በዚ መስመር Eዚ
Eዮም ዝጓዓዙ። ንኹሉ ስነ-ፍልጠታዊ መግለጺታት ማንም ካብቶም ምስU ዘለዉ ክገልጹን
ከቕርቡን ስለ ዘየፍቅድ፣ ዝበሃል ንዓይ ሃቡኒ ኣነ ክብሎ Eሞ ንረብሓ ሓፋሽ ክውEል ዝብል
መታለሊ ሽሕጣን ሂቡ ይወስድ። ሂብናዮ ከይብሉ ድማ Eታ ዝለገሰቶ ኣካል ከም ትሳናበት
ይገብር። ካብ ሓለውቱ፣ ውይ መራሕቲ መጎዓዝይU ነዊሕ Eድመ ክህልዎም ኣየፍቅድን።
Eቶም ዘገልግልዎ ዝላዓለ Eድመ ካብታ ዝተራኸቡላ ንውሱን Eሱ ዝወሰኖ ጥራይ Iዮም
ንፋስ ኣዱንያ ዘተንፍሱ። ትንፋሶም ከሕጽራ ከሎ ድማ ምስኣ ሃገር ብሓፈሽU ትንፋሳ
ትሓጽር።
ምዱብ ቁጠባዊ ወይ ምጣነ ሃብታዊ ምEባለ ብውድቡን መደብን ኣይስነን። ኩሉ ዝርA
ትካላት E ውን ንመናፍሕ ፕሮፓጋንዳ I ዩ ዝሰራሕ። መንገዲ E ንተ ተሰርሐ ምህርቲ
ኣየማላልስን። ንህዝቢ ዝኸውን ሃልኪ Eውን ከም ቀረብ ወይ ሰደድ ብዓቐን ወይ ብዓይነት
ዝልካE ወይ ዝግለጽ ኣይኮነን። ጥራይ ዝተፈጸመ Eንዳ ተባህለ ዘቖጸልጸለ ቃላት ሜድያ
ይቃላሕ። ጽርግያ ኣብ ክንዲ ሃብቲ ሃገር ዘመላልስ ኣብ ራድዮን ተለቭዥንን ዲሞክራሲ
ጽIኑ ንህዝቢ ከም ዝEድል ገርካ ይቐርብ። ሃገር ነቕጺ ድርቅን ከረውረው ኣቢልዋ ከሎ
ነተን ዘለዋ ቁሩብ ማይ ኣብ ገለ ቀጠልያ ኣሕምልቲ ወይ ሳEሪ ኣብቂላን ሃገር ሓምላይ ከም
ዝመሰለት ይገልጻ። ገዛውቲ ኣብ ንEስ ዝበለ ዞባ ሃኒጽካ ጽባቐን ግርማን ከተማ ዝገልጽ
ትርIት ይዳኽር። ኣዴታትን ቆልUን ንሕብስቲ ክEድጉ ተሰሪOም ከም ዘይሓደሩ ንኹሉ PDF page 6
View this page in original PDF
ከታልል ዝኽEል ብንEሽተይ መሃረም ዝተታሕዘዝ ቅጫ ኣብ ሳEሲIትን ዳንኬርን ጽጋብ
ሃገር ይግለጽ። ኣብየት ጉድ ጽቡቕን ስሉምን መቓብር ግን ውሽጡ ርኽሰትን ኣEጽምቲ
ደቂ ሃገር ይመስል። ገጽን ጉድን Eቲ ሕብረተ-ሰብ። ልቕሉቕ መቓብር ታሪኽ ህዝብን
ታሪኽ ፖለቲካዊ Eርቃን Eንታዳ ተጋህደ ይኸይድ። ህሞትን ኣቓልቦን መላE ሕብረተ-ሰብ
ከተዘንብE ምስ ከባቢኻ ውግEን ኩናትን ምጽሕታር Eለታዊ መስርሕ ይኸውን። ሓተታ
ዝብሉ ድያቆናት ልሳነ-ብዙሃን ቃል ኣብ ልEሊ ቃል ዝድርድሩ፣ ንዝጠፈሸ ክስራኖም
ብሓሶትን ፈኸራን ዓብሊኾም ዘቕርብዎ መናፍሕ ተደሪሮም ዘግባEብU መደርቲ Eላማን
ምልክትን ሃገር ኣቐዲሞም ቅልቅል የብሉ። ካብ ኩሉ ተነጺሎም ከለዉ፣ ዓለም ከም
ዝጨበጡን ኩሉ ድማ ናይ መሰላት መጣበቒ ይወሓስ የግብE ክብሉ ንሰሞOም። ,,በይኑ
ዝማጎት ዝረትO የብሉን“ ዝብል መልEኽቲ ከም ዘመሓላልፉ ይበርህ። Eዚ ሜላ Eዚ ካበይ
ይብገስ!!!!!!
ቅድሚ Eታ ሓምሸይቲ ክፍሊ (5ይቲ) ምምስራት፣ ኣብ ሜዳ ኣርባEተ ክፍልታት ጥራይ
Iየን ነይረን። Eሳትን ድማ ቀዳመይቲ ክፍሊ ናይ ባርካ Eሞ ብEድሪስ መሓመድ ኣደም
ትውከል። ካልኣይቲ ናይ ሰንሒት ምስ ሳሕል ኣጣሚርካ ብEድሪ ገላውዶስ ትውከል።
ራባዓይቲ ክፍሊ ድማ ናይ ሰምሃር ብUስማን ሳልሕ ሳበ ትውከል። Eታ ሳልሰይቲ ክፍሊ
ሓደ ኣብ ላEለዋይ መሪሕነት ተ.ሓ.ኤ ወካሊ ዘይብላ ብምንባራ ጥራይ ዘይኮነስ ከም ብሄር
ሳሆ ብርክት ዝበሉ ስለ ዘይኮኑ ምስ ደቂ ከበሳን ጀበርትን ተማሓዚያን ተጠራኒፋን ትኸይድ
ዝነበረት Iያ። ኣብ ምቅርራብ ካብቲን ቀዳማይትን ካልኣይትን ብዝበለ ምስ ራባዓይቲ
ትዳናገጽን ትጽጋEን ነይራ። Eዚ ናይ ክፍልታት ምምቕቓል ብዙሓት ሰባት ከም ኣሉታዊ
ምክፍፋላት ገይሮም ዝወስድዎ ነይሮም። ይኹን Eንበር Eቲ ኣብቲ Eዋን ከምU ክግበር
ዝደፋፍA ናይ ኣልጀሪያ ሰውራ ኣንጻር ፈረንሳዊ መግዛEቲ ዝካየድ ዝነበረ ከም ሞደል (
መለክI) ተራEዩ ኣብነታዊ ገርካ ብምውሳድ ዝተጠመተ ነይሩ። ዝኾነ ይኹን ግን ፍጹም
መምዘኒ ኮነ መለክI ፍርዲ ንምሃብ ነቲ ሽU ዝነበረ ማሕበራዊ ኣተሓሳስባ Iዩ ከም ረቛሒ
ክርA ዘለዎ። ብናይ ሎሚ ኣተሓሳስባ ንናይ ሽU ወይ ኣብቲ Eዋን ዝነበረ ፍርዲ ክትህብ
ዘይርትዓዊ ይኸውን። ቅድም ቅድም Iትዮጵያ ነቲ ብሄራት ምስቲ ዝተኸለቶ ክቃያየም
ዝተወስደ ስልቲ ወይጦታት ኮነ ናይ ስለላ መርበብ ብምውፋር ኣሉታዊ ጽልዋታት ከም
ዝሰፍር ዘዋፈረቶ ሰፊሕ ደገፍ ንክትረክብ ኣየኽEላ E ንበር ብመጠኑ ነቲ ህዝቢ ከም
ዝሹቕረር ገይራቶ Iያ። ካልE Eውን ኣብቲ ናይ ሰውራ ቀጽሪ ድማ በቶም ካብ ከርሲ
ኤርትራ ብፍላይ ድማ ዓብላሊ ቁጽሪ ዝነብሮም ደቂ ከበሳ ዝዋፈር ዝነበረ ናይ ኮማንድስ
ምስ ጦር ኮይኑ ውEዉE ውጋኣት የካይድ ብምንባሩ ገለ ገለ ቅምታስ ተፈጢሩ ንይሩ። Eዚ
ጸሊም በለቕ ዘለዎ ወፈራ ንምውግU ብረታዊ ጥራይ ዘይኮነስ ናይ ኣተሓሳስባ ምምEራይ PDF page 7
View this page in original PDF
Eውን ክግበረሉ ይግባE ነይሩ። ኣብዚ Eዋን Eዚ Iዩ Iሰያስ በቶም ኣመንቲ ምስልምና
ዝወርድ ግፍEታት ስለ ዘሎ ከይትስለፉ ክብል ህንጡይ ድዩ ወይስ ካልE መሰነይታ ዘለዎ
መልEኽቲ ዘመሓላለፈ። ብርግጽ ከም መንEሰይ ኮነ ብዘይ ንቑሑ ኣጠማምታ ፈጺምዎ
ክኸውን ይኽEል ዝብል ገለ ማEጾ ክትህብ ዝገብረካ ሓሳብት ይህሉ ይኸውን። ሎሚ ግን
Iሰያስ ካብቲ ሽU ክሳብ ሎሚ E ንታይ ተማሂሩ ዝብል ሕቶ ምስ ተልEል፣ ተጸልዩ
ኣይተጸልዩ I ሰያስ ብዘይገድስ ኣEናዊ መስመር ከም ዝኽተል ጥራይ I ኻ ክትፈርድ
ትኽE።
Eቲ ንኹሉ ናይ ሜዳ ኣካይዳ ንምምዳብ ኣብ Iድ ሳበን Eድሪስ ገላውዶስ ስለ ዝነበረ፣
Eሞ ክልቲOም መተሃላልኽቲ ስለ ዝነበሩ Eቲ ውድድር ኣሉታዊ ጎድኒ ክወስድ ጀሚሩ።
ብመጀመርያ ኣንጻር I ትዮጵያ ዝካየድ ውግኣት ኣብተን ክፍልታት ምድግጋፍ
ኣይተራEየን። ብመጀመርያ ክጥመት ዝነበሮ ጉዳይ ክኸውን ነይርዎ ዝብል ሓሳብ ሕጂ
ክትዋራዘየሉ ምስ ትፍትን ትርጉም ክህብ ኣይክEልን። Eጥቃዊ ጎነጽ ኣንጻር Iትዮጵያ ገና
ኣብ ምውላዱ ስለ ዝነበረ ንኹሉ ናይ ሰራዊት ሜላታት ከም ተመክሮ ክጥቀስ ዝኽEል
ብዘይ ምንባሩ ካብ ዘየለ ከም ዘሎ ገርካ ክተቕርብ ኣይካኣልን። ግን ብወገን ገላውዶስ ሓንቲ
ነተን ክልተ ክፍልታት ባርካን ሰንሒትን ናብ ዓወት ተብጽሕ Iያ ዝብላ መደብ ተበገሰት።
Iትዮጵያ ብፍላይ ካብ ደቂ ከበሳ ገለ ገለ ድማ ካብ ደቂ ቆላ ናይ ስለላ ሰባት ትልEኽ
ብምንባራ ምቕባል ሓደሽቲ ተጋደልቲ ደስኪሉ ነይሩ። Eቶም ደቂ ከበሳ ክቃለሱ ዝመጹ
ድማ ገና ተዛረብቲ ትግርኛን ክርስትያን ስለ ዝኾኑ ናብ ሳልሳይ ክፍሊ ክኸዱ ይምርሑ
ነይሮም። ነዛ ጉዳይ Eዚኣ Eድሪስ ገላውዶስ ገለ ረብሓ ዝረኽበላ ኣብ ግምት ኣEትዩ Eሞ
ምስ ሰንሒት መጓርብቲ ዓንሰባ ብቐረባ ብሰፊሑ ኣውራጃ ሓማሴን ስለ ዝኾነት ናይ
ሓማሴንን ክርስትያንን ሓምሸይቲ ክፍሊ ከውጽE ተጣበበ። ግን ብዝኾን ጸጋይ
ገብረመድህን ኣባህሪርካ ከም ዝርሕቅ ዝብል ስልቲ ሓንጸጸ። ድሕሪ ጸጋይ ገብረመድህን ነታ
ሓዳስ ትወጽE ሓንሸይቲ ክፍሊ ወልዳይ ካሕሳይ መራሒኣ ክኸውን ድማ መደበ። በቶም
ምሁራት ዝነበሩ ድማ ተሪር ተቓውሞ ኣጋጠሞ። ገላውዶስ ግን መታን ድልየቱ ከማልE
Eውን ካብቲ ዝወጠኖ ክEለ ኣይደለየን። ብፍላይ ምስዚ ኣተሓሳስባ ድማ Iሰያስ ደቂ ከበሳ
ኣብ ኩለን Eተን ክፍልታት ፋሕ Iልና ክንቃለስ ኣለና ዝብል መርገጺ ከም ዘለዎ ኣብቶም
ደቂ ከበሳ ከስምE ጀመረ። ኣብ ኣጠማምታ ወልዳይ ኮነ ኣብ ብዙሓት ግን ናይ
ዘይምትEምማንን ምጥርጣራትን ከምUውን ባህሪርካ ናይ ምስላም ዋሕዚ ስለ ዝነበረ። Eቲ
ሽግር ብናይ ግላውዶስ ውጥን ይኺድ ዝብል ርEይቶ ነይሩ። ሓቢርካን ተጻናቢርካን ምንባር
ግን ኣብ ሳልሰይቲ ክፍሊ ጥራይ ዘይኮነስ፣ Eንተደኣ ከም መርገጽን ሕንጻጽን Eሞ ብንጹርን
መትከላውን መርገጺ ተሓንጺጹን፣ ልEሊ ኩሉ ድማ ንቕሓት ናይ ኩሎም ኣብ ትሕቲ Eጥቂ PDF page 8
View this page in original PDF
ዘለዉ ሰራዊት ክብ ዝበል ተቐባልነት ተረኺቡ ተበጺሑን ጠመተና ምትሕንፋጽ Iዩ ዝብል
ሰፊሕ ርEይቶ ነይሩ። ምስቲ ዝነበረ ኩነታት ግን ናይ ብዙሓት ከበሳውያን ጀዋሲስ Iዮም
ዝብል ብIደዋኒናዊ ምቕንጻላት ስለ ዝነበረ፣ መEለይ ይገበረሉ ዝብል ለባም ሓሳብ Eውን
ይስነ ነይሩ። E ዚ ኣጠማምታ E ዚ E ውን E ድሪስ ገላውዶስ ከም መፍትሒ ኣቕሪብዎ
ክኸውን ይኽEል። መድረኻዊ ወይ በብመድረኹ ምቅርራብ ዝብል ሜላ Eውን ዝወሰዶ።
Iሰያስ ግን ተለዋዋጢ ባህሪ ስለ ዘለዎ፣ ነቲ ናይቶም ደቂ ከበሳ ከም መፍትሒ ገይሮም
ናይ ምቕባል ስምIት ስለ ዘስተብሃለ ቀልጢፉ ንናይ Eድሪስ ገላውዶስ ሓሳብ ዝነጽግ ተሪር
ተቓውሞ ክገብር ጀመረ። ብመጀመርያ ኣይትሰለፉ ክብል ጸኒሑ ብሓንሳብ ድማ ምስቶም
ኣመንቲ ካልE Eምነት ተሓዋዊስና ክንቃለስ ምባሉ ተጋላባጢ ባህሪU Iኻ ትEዘብ። ከም
ቅኑE ኣተኣላልያ ሓንቲ ፈራዲት ኣካል ክትወጽE Eሞ ናይ ነፍስ-ወከፍ ውልቀሰብ ጉዳይ
መርሚራ ፍርድን በያንን ከተሕልፍ ዝብል ጠለብ Eውን ብወገን Iሰያስ ኣይቀረበን። ነቲ
ዝብሎን ዝደልዮን ስነ-ፍልጠታዊ ዛEባታት ስለ ዘየቕርብ ድማ ክEወት ኣይክEልን። ነቲ ናይ
Eድሪስ ገላውዶስ ግን ተቐቢሉ ዝኸይድ ወልዳይ ካሕሳይ ነበረ። E ሱ ናቱ ኣጠማምታ
ነይርዎ። Eታ ንደቂ ከበሳ ትውክል ክፍሊ ምስ ትዓቢ ድማ ንኹሉ ትሓቶን ትውክሎን
ከተማልE ክትዓቢ ኣለዋ ዝብል ኣረኣEያ ኣሕደረ። Eቶም ደቂ ከበሳ ኮነ ኣብ ሳልሳይ ክፍሊ
ዝነብሩ ካልOት ንUሳት ብሄራት ኣብቲ ዝርገሐ ሰራዊት ጽልዋ ስለ ዘይነበሮም ድማ ካልE
ኣማራጺ ኣይነበሮምን። ግላውደስ ንሳበ ሰለስተ ብክልተ (3-2) ክEወተሉ Iዩ ተበጊሱ ዝብል
ርEይቶ Eውን ነይሩ። ሳበ Eውን ነቲ ቁጽሪ ከምክን ነታ ሓምሸይቲ ክፍሊ ናይ ኣከለ-ጉዛይ
ክገብራ ጸረ ግላውዶስ ተበገሰ። ኣብ Eቲ ላEለዋይ ባይሮ ዘይምትEምማን ስለ ዝነበረ፣ Eቲ
መድረኽ ሓድሽ ከበሳዊ ኮነ ኣውራጃዊ ውድድር ተኸፍተ። ነቲ ዝተጀመረ ኣስተብሂሉን
ከይክፈትን ሓያል ተቓውሞ ዘስመAን ኣብቲ ብድሕሪ ኣሰያይማ 5ይቲ ክፍሊ ዝተኻየደ
ቁርቁስ ዓቢ ተራ ዝተጻወተ ሃይለ ድሩE ነበረ። ነቲ ኣውራጃዊ ኣጸዋውዓ ፈጺሙ ተቓወሞ።
Eዛ ሓምሸይቲ ክፍሊ ናይ ኣውራጃ ኣጸዋውዓ ክህሉዋ ኣይግባEን ኣብ ዝበለሉ ድማ ካብቲ
ዝጻወቶ ዝነበረ ንጡፍ ታራ መታን ክርሕቕ ምስ ሓንቲ ናይ ከቢድ ብረት ኣሃዱ ንፍልፍል
ክኸይድን ክEለን ተገብረ። ስለዚ ኣብቲ ናይ ምንቕቓሕ ድማ ድስኩል ተራ ከም ዝህልዎ
ተገብረ። ሃይለ ድሩE ኣብ ሰራዊት ናይ Eጥቃዊ ሓድነትን ቡቕሊ ሃገራዊ ስምIትን ከEዝዝ
ዝቃለስ ምንባሩ ክሳብ ናብ ናይ ናጽነት ምብራቕ ዝተጻወቶ ግደ ኩሉ ኣብ ህዝባዊ ሰራዊት
ዝነበረ ዝምስክሮ ሓቂ ስለ ዝኹነ ዝኣለምካ ኣሊምካ ክትፍሕቆ ኣይካኣልን።
Eዚ Eውን ጥራይ ኣይኮነን ናይ ሃይለ ድሩE ተራ። ኣብቲ ነታ ሓምሻይ ክፍሊ ንሙቋም
ዝግበር ዝነበረ ዋዜማ Iሰያስ ዝጻወቶ ዝነበረ ሕማቕ ተራ Eሸላዊ Iዩ ዝብል ገምጋም ስለ
ዝነበሮ፣ Iሰይስ ዝEለየሉ መንገዲ ወይ ግዝያዊ ዝርሕቀሉ ሃሰስ ይብል ነይሩ። ቻይና PDF page 9
View this page in original PDF
ንሰውራ ኤርትራ ናብ ደሳዊ ደንበ መEተዊ ኣፍሪቃ ገይራ ስለ ዝጠመተታ Eሞ ምልU
ጸብጻብ ስለ ዝነበራ ሓሙሽተ ካድራት ከተሰልጥን Eድል ሃበት። ካብ ነፍስ-ወከፍ ክፍሊ
ድማ ሓደ ተጋዳላይ ንናይ ካድርን ፖለቲካዊ ትምህርቲን ናይ ሰውራ ምምራሕን ብረታውን
ኣተኣላልያ ክመሃሩ ዝብል ጠለብ ከማላE ብወገን ቺና ፈልያ ካብተን ክፍልታት ሓሓደ ሰብ
ክህቡ መደበት። ልክE Iዩ ቺና Eታ ሓምሸይቲ ክፍሊ ገና ተደላዲላ ዘይቆመት ምዃና
ኣፍልጦ ኣይነበራን። ይኹን Eንበር ጀብሃ ድማ ንክርስትያን Iላ ሓምሸይቲ ክፍሊ ሓንቲ
ማEረ Eተን ካልOት ደልዲላ ዝረገጸት ገይራ ኣቕሪባ ብምንባራ ሓደ ካብኣቶም ክውክሉ
ሓበረቶም። ብርግጽ ከም ሓምሻይ ሰብ ናይ ሓምሻይ ክፍሊ ክትውክል ይከኣል ነይሩ። ግን
በቲ ዝተዋህበ መደብ ግን ባEላ Eታ ክፍሊ ክትውክል ምሉE Eድል ተዋህባ። ወልዳይ
ካሕሳይ ክኸይድ ምሉE Eድል ነበሮ፡ ንሱ ግን ስለ ዘይደለየ ነቶም ተጋደልቲ ሓደ ሰብ
ክመርጹ Eድል ተዋህቦም። Eቲ ምርጫ ናይ ተጋደልቲ ንሙሴ ተስፋሚካኤል ተወሰን።
ይኹን Eንበር ኣብ ናይ Eምነትን ብሄርን Iሰያስ ብዙሕ ታሕቲ ታሕቲ ኮነ ምስ ወልዳይ
ካሕሳይ ብፍላይ ኣብ ህልኽ ኣትዩ ስለ ዝነበረ፣ ኣብ ህይወቱ ኮነ ኣብ ፍጹም ህላዌ Eታ
ክፍሊ ከስEቦ ዝኽEል ጉድኣት ንሃይለ ድሩE ስለ ዘሰከፎ፣ ኣብቲ ምርጫ ዳግመ ጠመተ
ክግበረሉ ስለ ዝተንቀሳቐሰ Eሞ ድማ ኣብ ልEሊU ፍጹም ኣወንታዊ ኣረኣEያ ስለ ዝነበረ
መታን ኩሉ ክመዓራረ Iሰያስ ክኸይድ ርEይቶ ኣቕረበ። ብናይ ወልዳይ ካሕሳይ ድልየት
Eንተደኣ ሙሴ ዘይከይዱ ሃይለ ድሩE ለባምን ንኩሉ ዝካየድ ምይይጥን ክትEን ዝኣሊ
ብምንባሩ ንUU ክኸይድ ይደልዮ ነይሩ። ኣብቲ Eዋን Eቲ ሙሴ ኣብ ከሰላ Eታ ናይ
መጀመርያ መጽሄት ናይ ሓሙሸይቲ ክፍሊ ክጽሕን ከዳሉን ኣብ ከሰላ I ዩ ዝነበረ።
ተጋደልቲ ናይቲ Eዋን Eቲ ነታ ብሃይለ ድሩE ምርጫ ስለ ዘቕለብሉ ንሙሴ ኣትሪፎም
ንIሰያስ ክኸይድ ተወሰነ። ውልዳይ ካሕሳይ Eውን Eቲ ብIሰያስ ዝኸይድ ምትኹታኽ
ጸሊEዎ ስለ ዝነበረ ንቻይና ምኻዱ ኣይተቓወሞን። ኣሕጽር ኣቢልካ ምርኣይ ነይሩ ክኸውን
ይኽEል፣ ካብ ኩሉ ግን ናይ Iሰያስ ናብ ቻይና ምኻድ ኣወንታዊ ነይሩ’ዶ ከምቲ ሃይለ
ድሩEን ወልዳይ ዝገመትዎ ወይስ Eቲ ናቱ ናብ ቻይና ምኻድ ነዚ ዘሎ ህሞት ክፍጠር
ክIሉ ኣብ ዝመጽE ክንሪO Iና።
ኣብ ራብዓይ ክፋል ክሳብ ንራኸብ ሰላምታይ የመሓላልፍ።
ተስፉ ዘውደ።