Extracted PDF page text

Microsoft Word - DH-9-News item 147T.doc

Machine-extracted derivative; not a transcript or translation. Reading order, spacing and characters have not been editorially verified. PDF page numbers are file positions, not printed page labels. No OCR has been added.

Open unchanged original PDF · Download unchanged PDF

Extraction status: extracted-unverified.

PDF page 1

View this page in original PDF

ካብ Eለት 7-14 ሚያዝያ 2009 ዓ.ም 471  
ኤርትራውያን ናብ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ ኣትዮም 
 
ክፍሊ ዜናን ባህልን 
ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራ 
16.04.2009 
 
ካብ Eለት 7-14 ሚያዝያ 2009 ዓ.ም.ፈ 471 ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ መደበር ስደተኛታት 
ሸገራብ ከምዝኣተዉ፡ ምንጪታት ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ሱዳን ሓቢሮም። ዝርዝር ናይ’ቶም ኣብ 
ሸገራብ ዝኣተዉ 471 ስደተኛታት ድማ ከም’ዚ ዝስEብ Iዩ። 
 
  
ትሕቲ 5 ዓመት 
 
ካብ 5-18 ዓመት 
 
ልEሊ 18 ዓመት 
 
ድምር
ደቂ ኣንስትዮ 11 28 60 99 
ደቂ ተባEትዮ 19 63 290 372 
ጠቕላላ ድምር 30 91 350 471 
 
ድሕሪ ሓድሽ ዓመት 2009 ክሳብ 14.04.2009 ኣብ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ Uቕባ ዝሓተቱ 
ብዝሒ ኤርትራውያን 7309 (6838 + 471) በጺሑ ኣሎ።