Extracted PDF page text
Microsoft Word - Hutsuts tsewait.doc
Machine-extracted derivative; not a transcript or translation. Reading order, spacing and characters have not been editorially verified. PDF page numbers are file positions, not printed page labels. No OCR has been added.
Open unchanged original PDF · Download unchanged PDF
Extraction status: extracted-unverified.
PDF page 1
View this page in original PDF
ህጹጽ ጻዋIት
ንወፍሪ ዓብዱልራሕማን ዩነስ
ንኹሉ ፈታው ሃገርን ፍትሕን ግዱስ
Eለት 20/01/2013
Eነሆ Eምበኣር ከም መደቡ ስርዓት ሸፋቱ ህግደፍ ድሕሪ Eቲ ንEቀት ዝመለO መርድE
ናይ መወዳEታ ዓመት 2012 ብዛEባ ራማEማE ቁጠባ ሃገርን ናይ E ስራ ዓመት
ምሕደራU ፍሽለትን፡ Eታ ተኾልኪሉዋ ዝነብር መዝገብ ናይ ጥፍኣትናን ጽንተትና
መደብ ቦሎኽ ብምባል ንEዛ ሓደስ ዓመተ2013 ብምEሳር ሓደ ካብ Eቶም ውሑዳት
ተሪፎምና ዘለው ናይ ታሪኽን መሳኻኽር ኣቦታት ኣያታት፡
ዓብዱልራሕማን ዩኑስ
EድሜU 87 ዓመት
Eተን ውሑዳት ዓመታት Eፎይ Iሉ ንቕሳነት ዝህንቀወለን ንምኹላፍ ኣብ ቤት
ማEሰርቲ ክማስን ክምሽምሽ ኣEትዩሙዎ፡፡
Eዚ ነውራም ግፍI፡
ንምሕራቕ ወይ ንምሕዛን ኣያና- ኣቦና ዓብዱልራሕማን ዩኑስ ዘይኮነ ንኹሉ ኤርትራዊ
ናይ ተስፋ ቅሳነት ቅብጾት ኣዋጅን ምልክትን Eዩ፡፡ ናብዚ ዘኤምቶ ኸኣ ክሳE ሕጂ
ዝገበረ Eንተገበረ Eሕሕ ዝብሎ ስለ ዘይረኸበ ንቃወምቲ Eናበልካ ኣብ ዘረባን ፍልስፍናን
ዝጠፍE ግዜ ትEዝብቱ ንሽፍትነቱ ኣሜን Iልካ ምቕባሉ ስለ ዘሳEርሮ Eዩ፡፡
ከመይሲ!!
ስንኩላን ናጽነት ረሺኑ ______________ ትም ተባሂሉ!!!
ለውጢ ንዝሓተቱ ኣሲሩ______________ ትም ተባሂሉ!!!
ጳጳስ ዝኣኽሉ ሓይሩ ______________ ትም ተባሂሉ!!!
ዘይተቐብኤ ጳጳስ ፈጢሩ______________ ትም ተባሂሉ!!!
ብሰላም ንሕውነትን ተኸባበሩ ዝበሉ ኣሲሩ__________ትም ተባሂሉ!!!
መናEሰይ ወለዶ ንጽንተት Eዳጋ ኣውሪዱ___________ትም ተባሂሉ!!!
ንሓርበኛ ዶክቶር ጠሃ መሓመድኑር ኣብ ማEሰርቲ ኣሕሪሩ_______ትም ተባሂሉ!!!
ክንደይ ክንደይ Iልካ Eሞ ክጽብጽብ Eሞ፡ Eቲ ትምታ ግብረ መልሲ ዝሰኣነ
ኤርትራውያን የሎናን Eሞ Eቲ ንብረት ስደት ኣብ ሃገር Eንዳማትካ ከም ሽመትን PDF page 2
View this page in original PDF
ዓወትን ወሲድናዮ ዲና Eታ ሃገር ድላዩ ክገብራ ዓዲልናዮ ዲና Eቲ ዝተኸፍለ
መስዋEቲ ንሽፍትነቱ ዲና?
ሕልናዊ መልሲ ክንህብ ንግደድ
Eዚ ስEረራ Eዚ ጥርዚ ክፍኣትን ግፍEን ስሒቱ ዝህውትት ዘሎ Eቲ ስንፍና ወይ
ድኽመት ግብረ መልሲ ክንህብ ስለዘይምኽኣልና ወይ ከኣ ኣግህድ ኣቢልና Eንታይ
ገደሰና ስለ ዘቐደምና ዲና Eቲ መልሲ ካባና ክወሃብ ዝግበO Eዩ፡፡
Eዚ ኣብ ውድበይ፣ Uቁበይ፣ ማሕበረይ፣ መስፈረይ ደሞክራሲ ለውጢ ሽምጢ ዝባኸን
ዘሎ Eዋናት ምስ ህልው ኩነታት ከነመጣጥኖ ወይ ሚዛን ክንህበሉ Eንተኼንና ንEታ፡
ኣኽላብ ይነብሑ!!!
ገመል ከኣ ኣብ ስርሑ!!!
ዝበላ ትርጉም ክወሃባ Eንተኾይኑ፡ ንስኹም ትም ቁሑ ክሳE ትም ቁሑ ትጠፍU ኸኣ
ንብU ኣበይ ከይትበጽሑ ይብለና ምህላው ኣይዘንጋE፡፡
ዓለም!!
ፈንፊና ኣነጺላ ኣረኪባትና ብወገንና ንEቲ ውህበት ተረክቦ ክሳE ሕጂ ኣሰር ናይ
ተጠቓምነት ኣየርኤናሉን ዘሎና Eሞ፡ Eንታይን ካብ መንን Iና ንጽበ? Eንታይ ዓይነት
ጽበት Eዩ ክመጽኣና ንጽበ? ድሕሪ ኣቦኻ ሞት ግዴኻ ከም ዝበሃል Eዚ ቀጻሊ ሕርበት
Eዚ ናበይ ናበይ የብል ከም ዘሎ ኩልና ንEዘቦ ኣሎና Eሞ፡
ንጥፋEዶ?
ንኸይንጠፍE ነጥፍE?
Eንኮ ብዘይቅድመ ኩነት መልሲ ክንህበላ ጽባሕ ድሕሪ ጽባሕ ዘይተብል መልሲ ክወሃብ
ኣለዎ፡፡ ሃገራውያን Eንተድኣ ኣሎና ኼንና፡ ብዝተረፈ ከምቲ Eዚ ኸኣ ገይሩ? ኣሕ!
Eዋይ! Eናበል ምምራር Eምበር ካልE ዘየፍረና ኣብ ንሕና ኣሕን U ይን ንሱኸኣ
ንጥፍኣትና ክብይን ምንባር Eዩ Eሞ፡ ኣቦታትና ስም ይመርሕ ጥዋፍ ከኣ የብርህ
ዝበልዎ ምስላ ከም ተወክሶ ሙርኩስ ክኾነና፡፡
መቕተልቲ ዋልታ ሃገር ሸኽ ዓብዱልቓድር ከቢረ Eንታይ ምሂሩና?
ንልUላውነት ሃገር ህይወት Eውን ከም ዝኽፈል Eቲ ሙህሮ Eቲ ኸኣ ተዘሚትና ድኣ
Eምበር ኤርትራ ነጻ ሃገር ኣብ ምሉE ዓለም ኣፍሊጥናያን ምስ ሃገራት ስሪEናያን፡፡
Eዚ ታሪኻዊ ውጽIትና ንዓለም ዘገረመ ከም ውንዙፍን ሕሉፍን ኮይኑ ትማል ዓለም
ምሉE ኣግ ጎድኒ ገዛEትና Eናሃለወ ናይ ኣዛብE ናይ ኣናብስ ፋጻ Eናነቀወ ኣላሽ ዘበልና
ህዝቢ ምንባርና ብኸመይ ተረሲU Eቲ ዝነበረ ሓሞት ኣበይ ተኻEዩ ልሒሙ ጠፊU?
Eቲ ዓቢይ ታሪኽና!!
ሎሚ ብፍርኩሻት ጠላማት ሸፋቱ ክድፈር ንዓለም ኤርትራዊ ዝበሃል የለን Eንተኣሎ
ኸኣ ብምረት ተደንጊጹዎ ናብራ ስደት ዓጢጡዎ Eዩ ዘስምE፡፡ PDF page 3
View this page in original PDF
Eቲ ክቡር መስዋEትና
ኣይትጥለሙና ኣኽብርዎ ሕድርና ዘስምE Eምበኣር Eዚ ኣብ ልEሊ ኣያናን ኣቦናን
ተፈጺሙ ዘሎ ግፍI ተበራበሩ ኣብ ፍርህን ፍልስፍናን ኣይትቀበሩ ይብለና ኣሎ፡፡
Eንታይ ንግበር?
Eዛ ሕቶ Eዚኣ ኣብ ብዙሕ ኣEምሮታት ተቐልቂላ ኽትከውን ተስፋ Eናገበርኩ ሓሳበይ
ኤቐድም፡፡
ውራይና
ከምቲ ተሓጓማይ Eንከሎስ ተሓዝ Eግረ ይጠርጥ ዝተባህለ ማለት Eቶም ሕሙማትን
ሕዙናትን ንሕና Eናኾንና ካልOት ክሓዝኑልና ክሕግዙና ክጻፍUልና ካብ ምጽባይ
Iደይ! Iድካ! ተበሃሂልና ህላዌና ነስምE፡፡
ድሕሪ ምስማE ማEሰርቲ
ኣያናን ኣቦናን- ዓብዱልራሕማን ዩኑስ
ምስ ክIላታት ሙሁራን ሕጊ ርክባት ገይረ ብዛEባ Eዚ ቀጻሊ ግፍEታት ምስ ተላዘብኩ፡
Eድመ ኣያና ሰማንያን ሸውዓተን ዓመት ምዃኑ ምስ ሓበርኩ መላዝብተይ ንሓበሬታይ
ክኣምንዎ ብሓቂ ጸጊሙዎም ከመይሲ ኣብ ዓለም ተራEዩን ተሰሚUን ስለዘይፈልጥ
መረጋገጺ ሰነድ ከም ዘሎ ምስ ሓበርኩዎም ግን ኣድማI ሕጋዊ መስርሕ ከመይ ኣበይ
ምሉE ሓበሬታት ሂቦሙኒ፡፡
ተሓቢረዮ ዘሎኹ፡
ብሓቂ ኣድማEነቱ ስለ ዘEገበኒ ብዝሓበሩኒ ባይታ ተመርኪሰ Eምበኣር ንመስርሑ
ዝጥEም ሌላ ጉሌላ ዘየብል መሰረት ክግበረሉ ስለዘለዎ፡ ነዚ ንምምላE ከኣ ድልየትን
ሓልዩትን ንጹር ክኸውን ስለዘለዎ ነቲ Eማም ዝዓሙ ክIላታት ምርካብ፡
Eቶም ክIላታት
ስርሖም ኮይኑ ተልEኾOም ክዓሙ
ኣምሳያ (ገንዘብ) ክወሃቡ ናይ ግድን ስለዝኾነ ንEዚ ገስረጥ ስርርE ስEረራU ዘኽትመሉ
ባይታ ከነጣጥሕ ከምቲ ናይ ክቡር ኣያናን ኣቦናን ዓብዱልራሕማን ዩኑስ ብዙሓት
ዘይተነግረሎም ከምዘለው Eውን ስለ ዘቃልሕ ኩሉ ግዱስ ኤርትራዊ ኣብዚ ናይ ወፈያ
ገንዘብ ወስታU ክዋሳE Eላቦ፡፡
በዚ ኣጋጣሚ!!!
ክሳE ሓደ ምEኩል መጠርነፍ ወፈያ ዝግበር
1. ብስም ፈላም መስዋEትና ዝጽዋE KEBIRE FOUNDATION
2. ነጻ ካብ ፖለቲካዊ ስርርE ማሕበር ጀበርቲ ኤርትራ
3. ዓለመለኻዊ ማEከን ኤርትራውያን ዝመስረቶ AWATE FOUNDATION ከምU
Eውን ካልOት Eንተኣለዋ፡፡ PDF page 4
View this page in original PDF
4. መሰረት ምንቅስቓስ ሓርነት ኤርትራ ሸኽ ስራጅ መሓመድኑር ምስ
መላዝብቶም ኣብ ሃገራት ኣEራብ ኣብ ሱUዲ ዓረብ ክሳE መትረብ ዓረብ GULF
AREA ዝርከቡ ኤርትራውያን፤
5. ብይጥEም ዝበሃል ውደባ ማEቶት ኣብ ዝኾነ መኣዝን ዓለም፡፡
ብመጸውE
ወፍሪ ዓብዱልራሕማን ዩኑስ
ሕሳብ ባንክ ንመዋህለል ወፈያ ክኸፍቱ ከም ዝኸፈቱ ኸኣ ብዘይወዓል ሕደር ብኩሉ
ዘራኽብ ማEከናት ክሕብሩ ኤማሕጽን፡፡
ተኸፊቱ ኣብ ዝተበሰረ፡
ኣበይን ምስ መንን ርክባት ክሕብር ምዃነይ Eናኣረጋገጽኩ ቅድሚ ነዛ መራሪት
ጻዋIተይ ምዝዛም ክሕብሮ ዝደሊ፡ ከምታ ልEል Iለ ክቡር ኣቦና ፈላሚ መስዋEትና
ብመስዋEቱ ንልUላውነት ኽንከፍሎ ዘሎና ምሂሩ ዘዔውተና ሸኽ ዓብዱልቓድር ከበሪ፡
ሰዓት ቅሳነት ስድራቤታት ኤርትራ ትድውል ከም ዘላ ማEሰርቲ ክቡር ኣቦና ኣያና
ዓብዱልራህማን ዩኑስ ትጽውE ስለ ዘሎ ህላዌና ነረጋግጸላ፡፡
ኣብዚ ወፍሪ Eዚ ዘይዓጠቐ
ምስ ሸፋቱ ህግደፍ ዝተጨማለቐ
ንህግደፍ ኣህጢሩ ስድራቤቱ ዘሕነቐ
ይኹን ጭርሖና
ተወሳኺ ሓበሬታ!!
ድሕሪ ምንባብ Eዛ ጻዋIት ልሙስን ርዓዲን ስርርE ሸፋቱ ህግደፍ ንዝፍጽሞ ኩሉ
ኣሉታ ክህብ ስለ ዝፍትን ምናልባት ንክቡር ኣቦና ኣያና ዓብዱልራሕማን ዩኑስ ካብ ቤት
ማEሰርቲ የውጽO ይኸውን፡፡ ንሕና ግን ኣይንገራህ ወፍርና ንፍትሕን ሓቅን ምስፋን
ብዝኾነ ሽፋን ከም ዘይንህመል ከነረጋግጸሉ ኣሎና፡፡ Iለ መደብ ሸፋቱ ህግደፍ
ንምጥፋEና ስለዝኾነ፡ ትም Iልናዶ ንጥፋE ወይስ ንኸይንጠፍE ንUU ነጥፍE
ምርጫና ነብርህ
ሰናይ ቅነ
መልEትኩም ኣብ ghirmaiki@yahoo.it Eጽበ፡፡
ሓውኩም ወደባት ኤርትራ ግርማይ ኪዳነ (ወዲ ፊሊፖ)
ሚላኖ-Iጣልያ