Extracted PDF page text
ዕላል ሰንበት
Machine-extracted derivative; not a transcript or translation. Reading order, spacing and characters have not been editorially verified. PDF page numbers are file positions, not printed page labels. No OCR has been added.
Open unchanged original PDF · Download unchanged PDF
Extraction status: extracted-unverified.
PDF page 1
View this page in original PDF
Eላል ሰንበት
ምስ ሸፋቱ ህግደፍ ክሳE ንሰናበት
ብወደባት፡ ግርማይ ኪዳነ (ወዲ ፊሊፖ)
ሚላኖ-Iጣልያ
9-12-2012
ደሞክራሲያዊ ምንቅስቓስ (መንካE) ምንቅስቓሰ ኣ.ሰ.ተ
ጸገሞም ሓደ
ከምታ ብጅምዓት ዘEለልኩኹም ኣብ መEረፍ ባቡር ቦሎኛ BOLOGNA ምስ ሮበርቶ ነግረን ዋና
ጸሓፊ ማሕበር ተመሃሮ ኣፍሪቃውያን ኣብ Iጣልያ ተራኺብና ካብ ዝነበረ መደብ ምዃድ ናብ
ፓዶባ- PADOVA ኣቋሪጽና ኣብቲ ውሽጢ መደበር ባቡር ዝነበረ Eንዳቡን ኮፍ መበሊ ዘለዎ
ኮፍ Iልና፡ Eላልና ብምጅማር Eቲ ናብU ክንመጽE ዘድለየና ምኽንያት ብምሉE ንምሕባር
ንEቲ ዝትንስE ዘሎ ሰልፊ ናጽነት ህዝባዊ ሓይልታት ምውጻE ሓርነት ከተንሰO ዝገደዶ
Eንታይን ከመይን ኣብሪህና ብጭብጥታት ብምሕባር Eዞም ብስም ውድብ ተጋድሎ ሓርነት
ኤርትራ ዝንቀሳቐሱ ኸኣ ሃገራዊ ስምIት ደሪኹዎም ድኣ Eምበር Eቲ ውሽጣዊ ቶንኮላት
Eንታይን ከመይን ፍጹም ኣፍልጦ ከምዘይብሎም ድሕሪ ምሕባር፡ ከምU Eውን ኣብታ
ዝተራኸብናላ መዓልቲ ንፖዳቫ PADOVA ናብU EናመጻEና ንEግረ መንገድና ኣብ ፈረንሰን-
ቦሎኛን- ስሩዓት ተመሃሮ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ክንረኽቦም ዝተቛጸርና Aቶም ናይ ፊረንሰ
ከም ዝጠለሙና ኣብ ቦሎኛ ኸኣ፡ ዮውሃንስ ዘርEማርያም ከም ዝሃደመና Eውን ሓቢርናዮ፡፡
ብድሕሪ Eዚ!!!
ተላዛቢና ሮቤርቶ ነግሪን Eቲ ጉዳይ ሓድሽ ኮይኑዎ ንEቲ ንሕና ዝሓበርናዮን Eቲ ስሩዓት
ተሓኤ ዝበልዎን ከመሳኽር ገጽ ንገጽ ኣራኺቡ ከዘራርበና ካብ ዘቕረብናሉ ጠለብ ብሓጎስ
ተቐቢሉ፡ ነቲ ጉዳይ ኣፍሪቃውያን ተማሃሮ Eቲ ማሕበር ዝነበሩን ንሕናን Eቶም ስርዓት
ተጋድሎ ሓርነትን Eንራኸበሉ ኣኼባ ክግበር ተሰማሚEና፡፡
Eቲ ኣኼባ Eሙር ንክኸውን!!
ብወገኑ ቦታ ክደልይ ንሕና Eውን ብወገንና ክንደልይ ግን ከም ሓደስቲ ቀወምቲ ተሓባባርቲ
ኽንረክብ ጸገም ከይረኽበና ምስ ሓበርናዮ፡ ትጉህ ሮቤርቶ ነግሪን፡ ንሕና ከም ትካል ምንቅስቓስ
ንደሞክራሲነት ኣብ ኣፍሪቃ ብመንግስቲ ይኹን ብህልዋን ማሕበራት ፖለቲካ I ጣልያንን
ማሕበራት ተማሃሮ ጣልያንን ተቐባልነት ስለዘሎና ብውሕስነትና ናይ ኤርትራውያን ፖለቲካዊ
ማሕበራት ኣኼባ ክንጽውE ቦታ ክፍቀደና ስለዝኽEል ናበይ ይሓይሽ ናበይ ይጥEም ኣለሊና
ክሕብረኩም Eየ Iሉ ምስ Eውት ተስፋ ተሰናቢቱና፡፡ ንሱ ነቲ ናብ ምሳና ቆጸራ ገይሩ ስለዝነበረ
ዝኾ ፓዶቫ PADOVA ገዲፉ፡ ናብ Eቲ ብድሕሬና ተቛጺሩዎ ዝነበረ ከተማ ኸደ፡፡ ንሕና ኸኣ
ቁጠባ ኩሉ ግዜ ተራ ስለዘለዎ Eሞ Eተን ወልደሚካኤል ኣብርሃ ካብ ጀርመን ሒዙወን ዝመጻ
ማርክ ከይውድኣና፡ ኣነ ንሮማ ተመሊሰ ክጸንሖ ንሱ ኸኣ ንEግረ መንገዱ ኣብ ሚላኖ ክረኽቦም
ዝኽEል ኤርትራውያን ተራኺቡ ተላዚቡ ንሮማ ክምለሰኒ ተሰማሚEና ተሰናበትና፡፡
ንሮማ ክምለስ Eንከለኹ፡
Uደትናን ርክባትናን ንጸጋይ ካሕሳይ ይኹን ንጠሃ መሓመድኑር ክነግሮም ከEልሎም
ከምዘይብለይ ተነጊረ- ወልደሚካኤል ንሚላኖ ኣነ ኸኣ ንሮማ ጉEዞና ቀጸልና፡፡
1PDF page 2
View this page in original PDF
ወልደሚካኤል!!
ንሚላኖ በጺሑ ምስ ሓድሓደ ሰባት ተራኺቡ ንሮማ ተመለሰኒ Eሞ፡ ኣብ ሮማ ይውሓድ Eውን
Eምበር ብEተኻEለ መጠን ስሩዓት ክህልውና ኣድላዩ ስለዝነበረ ሓድ ሓደ ሰባት ኣኪብና ሓደ
ጨንፈር መስረትና፡፡ ብድሕሪ Eዚ ዋና ጸሓፊ ማሕበር ተመሃሮ ኣፍሪቃውያን ሮቤርቶ ነግሪን
ምስ ጣሃ መሓመድኑር ተላዚቦም ኣብ መጀመርያ ወርሒ ነሓሰ 1973 ሓደ ኤውሮጳዊ
ኤርትራውያን ኣኼባ Eንገብረሉ ቦታ ኣብ ከተማ ፓቪያ PAVIA ዝበሃል መኤከቢ ቦታ ስለ
ዝረኸቡልና ኣነን ወልደሚካኤልን Eቲ ርክብና ምስ ሮቤርቶ ነግሪን ንሕብኣዮ ድኣ Eምበር
ጸጋይን ጣሃን ኩሉ ካብU ረኺቦምዎ ነይሮም፡፡ Eዚ ኹሉ Eናኾነ ኣብ ምስራE ኤርትራውያን
ኣብ ሮማ ነቲ ውድብ ጠርናፊ ኣርናቢ ኣድላይነት ኣቦ ወንበር Eናሃለዎ Eሞ፡ ምስ Eቲ ዝነበረ
ኩነታትን ሃውህውን ነቲ ዝሰረትናዮ ውድብ ክሳE ዝድልድል ጸጋይ ካሕሳይ ኣቦ ወንበር ኮይኑ
ክከታተሎ ሓሳብ ኣቕሪብ ወልደሚካኤል ከኣ ተቓወሞ፡ ተቓውሞU ኣብ ምምኽናይ ከኣ- ጸጋይ
ካልE ሓላፍነታዊ Eማም ክወሃቦ ስለዝኾነ ድርብ ስራሕ ክንህቦ ንምድካሙ ድኣ Eምበር ካልE
ፍረ ኣይክህልዎን Iሉ ንሕጹይነት ኣቦ ወንበር ጸጋይ ካሕሳይ ዓገቶ፡፡
ቅጽል ኣቢሉ ኸኣ!!
ኣብቲ ግዜ Eቲ ድሓር መማጽEቲ ወልደሚካኤል ኣብርሃ ካብ ጀርመን ምዃኑ ዝፈለጥኩ፡
ዮውሃንስ ገብረትንሳኤ ዝበሃል ብወገነይ ኣብ ኣስመራ ኣኽርያ ገዝU ዝፈልጦ ዝነበርኩ ኣብቲ
ኣኼባና ምሳና ስለዝነበረ Eቲ ኣቦ ወንበርነት ንUU ባEሉ ወልደሚካኤል ኣብርሃ ሓላፍነት ሃቦ፡፡
በዚ ተሰማሚEና፡
Eቲ ኣብ ሮማ ክግበር ዝነበሮ ስርርE ሰሪEና፡፡ ብወገኑ ወልደሚካኤል ከኣ Eቲ ኣነ ካብ ቦሎኛ
ንሮማ ንሱ ኸኣ ንሚላኖ ዝተፈላላናሉ፤ ኣብ ሚላኖ ስሩዓት ገይሩ ምንባሩ ሓቢሩኒ፡፡ ንሙኒክ
(ጀርመን) ተመሊሱ ድሕሪ ምቕናይ መዓልቱ ኣኺሉ Eቲ ናይ ፓቪያ ዝመደብናዮ ኣኼባ
ኣጋጣሚU ክልተ ኣጀንዳ ማለት ጥርናፌ ኤርትራውያን ንናጽነት ኣብ ኤውሮጳን ክትE ምስ
ተመሃሮ ስሩዓት ተሓኤን ኣማEከልናዮ፡ ጅምዓት የራኽበና፤፤
ሰናይ ቅነ
2