Extracted PDF page text

Microsoft Word - Wedi Ghebre_2.doc

Machine-extracted derivative; not a transcript or translation. Reading order, spacing and characters have not been editorially verified. PDF page numbers are file positions, not printed page labels. No OCR has been added.

Open unchanged original PDF · Download unchanged PDF

Extraction status: extracted-unverified.

PDF page 1

View this page in original PDF

ንስልጣኑ ክጣበቕ ጉዳይ ሃገርን መሰረታቱን ዝዘንግዔ መሪሕነት 
 
ዳርጋ ሓደ ሲሶ ዝኾኑ ኣባላት መሪሕነት ዝተፈላለዩ ጽሑፋት ከውጽU 
ተዓዚብና ገለ ገለ Eኳ ነቲ ዝብልዎ ምሉE ደገፍ ከምዘይረኽብሉ ስለ ዝፈልጡ ስሞም 
ገዲፎም ሓንሳብ ብናይ ጓል ኣነስተይቲ ሓንሳብ ብስም ቦታ Eንዳቀያየሩ ክጽሕፉ 
ኣንቢበ መነመን ምኻኖም Eውን ኣይስሕትን። Eዛ መEተዊ ንኣባላት መሪሕነት 
ሰውራዊ ባይቶ ትምልከት። 
 ብፍላይ ዘትኩረለን ናይ ኣማኒኤል ሃብተ (መንግስቱ), ወልደየሱስ-ዓማር, 
ገረዝጊሄር-ተወልደ ጽሑፋት ወሲደ ክምልሽ ክፍትን Eየ። 
 ኣብ ኣጻሓሕፋኹም ከም ዝተዓዘብኩዎ “ጌና ኣይፈሸልናን” ባሃልቲ Iኹም 
ትመስሉ! ከም ዝፈሸልኩም ሓደን ክልተን ዘይበሃሎ Eቲ ካብ Eለት 14-08-01 ክሳብ 
19-08-01 ዝተኻየደ 5ይ ሃገራዊ ጉባኤ ተ.ሓ.ኤ (ሰ.ባ.) ዝተመርጸ መሪሕነት ብሓንሳብ 
ኣሰንዩ ክመርሕ ዘይምብቅU ብሩህ ምስክርነት Eዩ Eሞ ሕፈሩ: Eቶም ኣይፈሸልናን 
ኣሎና ትብሉ ዘለኹም ኣባላት መሪሕነት ብምልEኩም ኣብነት ኣሕመድ መሓመድ 
ናስርን ዶክ.በየነ ኪዳነን ዝወሰድዎ ቆራጽ ነቀፈታን ድሒሮም ዝሰዓቡ ኣባላት 
መሪሕነትን ካብ ኣማራርሓ ሰውራ ኤርትራ ከምቲ ተቓናጽብዎም ዘሎኹም ዘይኮነስ 
ኣብ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ሓደ ናይ ሽልማት መዓልቲ ክህልዎ Eዩ። 
 ታሓቢEካ ምጽሓፍ ብIንተርነት ጌርካ ምሕሳው ኩሉ ዝኽEላ Eያ፡ ኣነ ግን 
ይምነ Eዞም ኣይፈሸልናን ትብሉ ብሓደ ሸነክ Eዞም ኣይከኣልናን ፈሺልና Iና ዝብሉ 
በቲ ካልE ሸነኽ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ናይ ጠረጰዛ ክትE Eንተዝግበር ምበርሃልኩም 
ከመይ ትንበቡ ብህዝቢ። ንሰለስተኹም ዘምረጸኒ ምኽንያት ድማ ክልተ ካባኻትኩም 
ብመሃንድስነት ናይ ፍሽለት ሓደ ካብ ሞንጎኹም ብሓንካስ ሽምግልና ብምውሳድ ነዚ 
ውድብ ናብ’ዚ በጺሕዎ ዘሎ ክበጽሕ ክርዳድ ዝዘራEኩም ሰባት ምኻንኩም ማንም Eዩ 
ዝርድO፡ ደድሕረኹም ዝዓንደሩ Eውን የለውን ማለት ኣይኮነን ኣብ መወዳEታ ኸኣ 
ክርዳድ ዝዘርኤ ስርናይ ኣይሓፍስን ስለ ዝኾነ EንቃE ብረት ዓቲርና ኣይጸናሕና 
ኣብ’ዚ ኤውሮጳ በሃላይ Eዩ። 
 ኣባሃህላይ ከስተኻኽል ናይ ጥንቆላ ከይመስል Eዚ ሕቡE ጠባይ Eዚ ኣብ 3ይ 
ስሩE ኣኼባ ተ.ሓ.ኤ ሰ.ባይቶ 1977 ዝጀመረ ኣብ ታህዳይ ኮረኮን ዝዓኾኹ ኣብ 3ይ 
ስሩE ኣኼባ ተ.ሓ.ኤ (ሰ.ባ.) ዝተኸሽሔ ጉጅላዊ ዝምድናታት ምኻኑ ንኽከታተሎ 
ዝጸንሐ ሓድሽ ኣይኮነን። ገረዝጊሄር ኣብ ጽሑፍካ ተንኪፍካ ናይ መዋEል ፋሉል 
ትዝክር ትፈልጥ Iኻ ኸኣ ብረት ክሳብ ዝወጣወጥ ምስቶም ፋሉል Iልካ ኣብ 
ጽሑፍካ ዝዘከርካዮም መሰረታት ኣጆኹም ክትብል ጸኒሕካ ኣብ ሓማሴን ብረት 
ቀርማሕማሕ ምስ ጀመረ ገጽካ ዝመለስካ Iኻ፡ ትፈልጥ Iኻ ኣብ መዋEል ታህዳይ 
ኮረኮን ክሳብ መጨረሽታ ደቒቕ ሳግም ጸኒሕካ ኣብ መወዳEታ ናብ ሰ.ባይቶ ጥውይ 
ከም ዝበልካ ሕጂ Eውን ክሳብ መወዳEታ ወርሒ ግንቦት 2003 Eንታይ ትመስል 
ኔርካ ሕጂ’ኸ Eንታይ ኣሎኻ፡ Eዚ መርገጽ Eዚ ሒዝካ ደጊምካ ኣብ ሰብዓታት ዝነበረ 
ስለዝተንከፍካዮ ተንኪፈዮ። ኣገዳሲ ኮይኑ ዘይኮነስ ሰብ Eውን ገለ ክትፈልጥ ይግባኣ 
Eዩ።  
 ንመሰረታትን መሪሕነትን ብማEረኻ ዝተቃለሱን ዝምክቱን ያI መንግስቲ 
ተኺልካስ ይቕረታ Eንተሓቲትኩም ሕድገታት ክግበረልኩም ማለት ነታ ናይ ኣቶ 
Iሰያስ ኣፈወርቂ ብስም ውድባት ሓሸውየ የለን ዝበላ ተስምE። መንግስቱ Eውን 
ቅድሚ 3ይ ስሩE ኣኼባ (ሰ.ባ) በቲ ኣብ ኣመሪካ ኮይኑ ዝረኸቦ ናይ ጃንድU ዝኾኑ 
ኣባላት መሪሕነት ካEባዊ ዘይወሰኸ ሓበረታ ተጠቂሙ ንመሰረታት ጀርመን ፈሪዱና 

PDF page 2

View this page in original PDF

Eዩ። ንስኻ ከኣ Iድኩም ሃቡ ማለትካ Eዩ፡ ዝኣክለካ ጢሕንካ በዓለማርያም ከም 
ዝበሃል ድማ ነንሕድሕድና ንፋለጥ ንቀራረብ ስለዝኾና ወቀሳታት ኣይንስንዝርን 
Iልካ። ድሕሪ ማይ ናብ ባዓቲ ይብሃል። ወልደየሱስ ዓማር Eውን ሕሉፍ ታሪኽ 
ምናልባት ዝተጻወቶ ግደ ነርዎ ግን ካብያ ነይሩኒስ ኣሎኒ ምሓሸ Eንተዘይኮይኑ 
ተማሂርካ ኣብ Iትዮጵያ ብዝለዓለ ባጀት ትነብር ነርካ ካብ Iትዮጵያ ካርቱም 
በይሩት ኮንካ ተቃሊስካ ከተብቅE መን ከማይ ምባል ብፍርቂ መሰንገልOም ዝሃቡ ደቂ 
ሰባት ኣይመድለየን ስለዚ ሓድነት’ዶ ውድብካ’ዶ ብዝብል ሽፋናት ጉጅለኻ ከተEንትር 
ምፍታን ኮቶ ከም ዘይከኣል ክትርድU ነይርኩም። ፍርቂ መሪሕነትን 80% ካብ 
መሰረታትን ውድብ ፈሺሉ Eናበሉ ከለው ኣይፈሸልናን ዘብል ኣይነበረኩምን፡ ፍርቂ 
ካብ ካቢኔታቱ 99% ህዝቢ ኤርትራ ፈሺልና ደኺና ዘርEና ጸኒቱ Eናበሉ ከለው 
ንብዙሕ ዓመታት ማEረ ተመክሮ ዘለዎም ከም በዓል ሸሪፎ፡ ሃይለ፡ድሩE፡ በራኺ፡ 
ጰጥሮስ ወዘተ ፈሺልና ክብሉ ከለው ውሕዳት ጭፍራ ህ.ግ.ደ.ፍ. ኣብ ጎድኒ Iሰያስ 
ኣይፈሸልናን ምባሎም ሓቂ ኣበየንOም ሸነኽ ኣሎ ንህዝቢ ኤርትራ ይጠፍO’ዶ 
ይመስለኩም ብፍላጥ ድዩ ብዘይ ፍላጥ ተመክሮ ህግደፍ ትደግሙ ኣለኹም በሃላይ 
Iየ። 
 I ሰያስ ንበዓል ሃይለ ድሩE ካብ Iትዩጵያ ግቦ በሊOም ኪሒዶም ወያነ 
ኮይኖም ዝብል ጸለመ የስምE፡ ነዚ ዝኣምን ወይጦ ኣይስኣንን ንስኻትኩም ድማ 
ፈሺልና ንዝበሉ ኣባላት መሪሕነት ብወገን ብሃይማኖት ብህርፋን ስልጣን ክትከስዎ 
ትፍትኑ፡ ኣነ ነዚOም ክከላኸል ዘይኮነስ ኣብ ቦትU የለን ኣይተደናግሩ መን Iዩ 
ብዓልየትን ብEንዳን ብስልክን ብደብዳቤን Eንዳታት ዘሀውትት ዘሎ ህዝቢ ጽቡቅ ገሩ 
ይከታተል ኣሎ’ሞ ንሰብ ብናቱ ህረምዎ ነውራም መርዛም ምንቅስቃስ ናይ 
ውድቀትኩም መሸፈኒ ክትገብሩ Eዳጋ ወሪድኩም ኣለኹም በሃላይ Iየ። 
 ደጊመ ምንጪ ፍሽለታት ውድብ ኣብ ቀረባ ግዜ ከመይ ጀሚሩ ናበይ 
ንምብጻሕ Eንበር Iድ ኣEታውነት ቀንዲ መለለይት ውድብና ይብሃል Iዩ፡ Eዚ ሓቂ 
Eንተኾይኑ ኣብ ድሮ 2ይ ስሩE ኣኼባ ሰ.ባይቶ ገለ መንግስታት ስለምንታይ Iዩ 
ካብቲ ሓደ ሃይማኖት ጥራይ ኣቦ መንበር ዝምረጽ ይብላና ስለዘለዋ ነዚ ከነEምነን 
ተሓኤ ሰ.ባይቶ ዲሞክራስያዊ ምቅይያራት ከምዝጥቀም ምEንቲ ክኣምና ንኣሕመድ 
ኣውሪድና መተካEትU ካብዚ ክርስትያናዊ ሸነኽ ክንመርጽ Iና ዝብል ሽውሽውታ 
ፖለቲካዊ ንፋስ ካብ ኣባላት መሪሕነት ይሕበር ነሩ Iዩ። በዚ መሰረት ካብ ኣቦ 
መንበርነት ኣሕመድ መሓመድ ናስር ወሪዱ ተጋዳላይ ስዩም Uቅባንኪኤል ኣቦ 
መንበር ተመሪጹ፡ ነዚ ስልቲ’ዚ ዋናታቱ ተጋዳላይ ኣማኒኤል ሃብተን ተጋዳላይ 
ወልደየሱስ ዓማርን ከምዝኮንኩም ጭብጢ ምቅራብ ይከኣል Iዩ። በዛ ዓንቀጽ ሊIላ 
ዝተገልጸት Eንተፈቲኹማ EንተጸሊEኹማ Iድ ምትEትታው ትብል ኣምር ኣብ 
ውድብና ኣላ’ዶ የላን? ንናይ ደገ ሓይልታት ከተEምን Iልካ ብሰላም ዝመርሓካ 
ዝነበረ ኣቦ መንበር ጉድለቱ ከየፍለጥካ ሃንደበት ምውራዱ ሓድነት ውድብ ይሕሎ’ዶ? 
Eቲ ሓድሽ ንካልOት መሸፈኒ Iልካ ዝመጸ ኣቦ መንበር’ከ ነዊሕ ከይዱ’ዶ? Iድ 
ምትEትታው Eንብኣር ኣብ ምሕዝነት ኣይኮነን ጸኒሑ ብርEይቶይ ካብ ውሽጢ 
ውድብና ኣይተኸወለን ጸኒሑ ይተካE ይለቀም ሓድሽ ኣቦ ወንበር ኣብ ወርሒ 
ዘይመልE ናይ ስልጣን ግዜ ምስ መንደቅ ከምዝጋጮ ዝገበርኩም መሃንድሳት ኮፍ 
Iልኩም ከለኹም ተማራሪ ጥራይ ገርኩሞ፡ Eዚ ማንም ዝፈልጦ ሓቂ’ዩ። ነዚ 
ዘይቅዱስ ሓሳብ ከተAውቱ ኣብ ፈስቲቫል ካስል 2002 ጀሚርኩም ሕሹኽ ዘይበልኩሞ 
ኣባል መሪሕነት የለን ንሳህለ ተስፋይ ጥራሕ ከይስንብድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንንገሮ 
ተባሂሉ ተሓሊፉ፡ ካልE ኣገራሚ ብድለቱን ብEግበቱን ዝተመርጸ ኣባል መሪሕነት 

PDF page 3

View this page in original PDF

ንሃይለ ገብሩ ተቀማጣይ ኣብ ኣውስትራልያ ንIብራሂም መሓመድ ዓሊ ቀዳማይ 
ተጠባባቂ ቦታ ግደፈሉ Iልኩም ኣብ ሕጋዊ ቦታ ኣመራርሓ ክመጽE ጻEርታት 
ኣካይድኩም ብU መሰረት ንተጋዳላይ ኣሕመድ ናይ ድምጺ Eብለላ ኣብ ምውራዱ 
ካብ ኣቦ መንበርነት ብዙሕ ተጣቢብኩም በዚ ዋጋ ጻEርኹም Iብራሂም መሓመድ 
ዓሊ ኣብ ምEናው ውድብ ምስ ስዩም ጽቡቅ ገይሩ ከምዝተሓባበር ተገይሩ ብዝተረፈ 
Iብራሂም ነቲ ዝተዋህቦ ኣፈ ባይቶ ብግቡE ሰሪሕሉ ነሩ Eንተዝኸውን ውድብ ኣብዚ 
ዝወደቆ ሓደጋ ክበጽሕ ኣይምኸኣለን ምኽንያቱ ኣፈ ባይቶ ማለት ተቆጻጻራይ 
ንኣቦመንበር ውድብ ምስ መሳርሕቱ ድኣ Eንበር ተሓባባራይ ንኣቦ መንበር ክከውን 
ኣይኮነን ጉባኤ ከምትካል ኣፈ ባይቶ ክህሉ ዝሰረA። ኣብ መወዳEታ ውድብ 
ብሕኸኸኒ ክሓከካ ናብዚ ዘለዎ ኣብጺሕኩሞ፡ Eሞ’ኸ ሕጂ መን ደስ Iልዎ? 
መደምደሚ ጾወታኹም ክሳብ Eዚኣ ተወዲኣ ንብድሕሪ ሕጂ ግን ብከምዚ ዝብEልግ 
ኣማራርሓ ኣብ ተሓኤ ሰ.ባ ይትረፍ ኣብ ህግደፍ Eውን Eድል ኣይክርከብን Iዩ። 
 
 
      ብፍስሓጺየን ገብረ   
                       ኣባል ዲ.ማ.መ.ኤ. ተ.ሓ.ኤ. ሰ.ባ. ዞባ ጀርመን