Extracted PDF page text

Markato_1.pdf

Machine-extracted derivative; not a transcript or translation. Reading order, spacing and characters have not been editorially verified. PDF page numbers are file positions, not printed page labels. No OCR has been added.

Open unchanged original PDF · Download unchanged PDF

Extraction status: extracted-unverified.

PDF page 1

View this page in original PDF

 
                                                   ቀዲማይ ክፋል      
                              ዙንታ ምውጻእና  ካብ ቤት ማእሰርቲ ማርካቶ 
  ብዒብዯላ ሓሰን 
                                
                     ዒብዯላ ሓሰን ዒሊ ፡ ሁማድ ዒምር ኢድሪስ (ካብሊ)1971  
መእተዊ 
   ምስ ብጻይ ስዉእ ሁማድ ዒምር ኢድሪስ (ካብሊ) ካብ ቤት ማእሰርቲ ማርካቶ ናይ ኣስመራ ኩዑትና ዛወጻእናሉ 
ዔለት 13/4/1971 ዒ.ም.ፈ. ነሩ ። ከምቲ ኩነታት ዛምስክሮ ኣብቲ እዋን  ተጋዲላይ ኣብ ውግእ ተማሪኹ ወይ 
ተታሒ዗ ኣብ ኢድ ኢትዮጵያዊያን ክወድቅ ከሎ ዖጓንፎ ፡ ሞት ወይ ሕልፈት ወይ ድማ ንነዊሕ ዒመታት ማእሰርቲ 
ስሌዛኾነ ካብ ኢድ ጸላኢ ናይ ምምላጥ ዔድላት እውን ጸቢብ ስሌ ዛኾነ ካብዘ ሓዯጋታት ክነምልጥ ምኽኣልና 
ዖገረሞም ብ዗ሓት እዮም ።ስሌዘ ውጽእ ምስ በልና ኣትሕ዗ ዙንታ ናይ ምውጻእና ከመይ ከም ዛነበረ ንምፍላጥ 
ካብ ዛተፈላለዩ ኣካላት ብ዗ሕ ሕቶታት  ይቀርበና ነሩ ። ካብ ብ዗ሓት  ብሓፈሻ ንምፍላጥ ዛቀሪብ ዛነበረ 
ሕቶታት ዲኣምበር ፡ እዘ ነገር ኣካል ናይ ዛተፈላለየ ቃልስን መስዋእትን  ብምዃኑ ህዛቢ ኤርትራ ምእንቲ ናጽነቱ 
ዛወፈዮ ቃልስን መስዋእትን ክስነድ ተባሂሉ ኣይኮነን ። ብተወሳኺ ኣብ ቃልሲ ከሎኻ ኣብ ጉዔዜኻ ዛጠቅመካ ፡ 
ካብ ተሞክሮታትካ እትቀስሞ፡ ጠቃሚ ትምህርቲ እውን ኣሎ። ንሕና እውን ኣብቲ እዋን ስሌ እንሕተት ንምልሽ 
ነርና እምበር ካብኦም ዛፍለ ዒሚቅ ወይ ነዊሕ ጠመተ ኣይነበረናን ክብል ይዯፍር። እዘ ሓፈሻዊ ገምጋም ኮይኑ፡ 
እዘ ብምባለይ ግን ኣብ ምስናድ ታሪኽ ቃልሲ ሕዛቢ ኤርትራ ልሉይ ግዯ ዛነበሮም ሰባት ብፉጹም ኣይነበሩን 
ወይ ድማ ምስ ቀጻሊ ስራሓት ብፍላይ ምስቲ ኣብ ውሽጢ ከተማታት ዛካየድ ዛነበረ ምስጥራዊ ንጥፈታት 
ብምትእስሳር ብተገዲስነት ዛሓቲት ኣካል ኣይነበረን ማለተይ ኣይኮነን ። 
ዛኾነ ንጥፈታት ይኹን ጸረ ጸላኢ ዛግበር ውግእ ስሪሒታት ወዖተ.ዋላ ጉድለታት ይሃልዎ ብጽሑፍ ብዚና መልክዔ 
ይወጽእ እኳ እንተነበረ ፡ ብመሰረቱ ብስነፍልጠታዊ ኣጠማመታ ተራእዩ እንተዖይተሰንደ ውጽኢቱ 
ኣይየታኣማምንን። ናይ ቀጻልነት ወይ ነባርነት ውሕስነት ኣይህሉዎን ክባሃል ይካኣል። ዛያዲ ዖማህምኖን ዖፍኩሶን 
፡ ውሽጣዊን ግዲማዊን  ምኽንያታት ድማ ብ዗ሕ እዩ ። ቅሳነት ዖይምርካብ ፡ውሽጣዊ ግርጭታት ፡ ምፍልላይ ፡ 
ኣዔናዊ ወፈራታት ጸላኢን ተጻባእትን  ወዖተ. ዒብይ ኣሉታዊ ግዯ ኣለዎ ። ኣብዘ እዋንዘ ኣብ ዛነበረታ ተወሲኻታ 
ኮይኑ ዛጎዯለ ክተማልእ ካብ ዖይሕግዖካ ቀንዱ ምኽንያታት ፡ ህዛብና ዖሕልፎ ዖሎ ኣሰቓቒ ኩነታት እዩ ። ህዛቢ 
ኤርትራ ተበታቲኑ  ዋላ እቲ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ዖሎ ክራኸብ ዖይኽእል ኮይኑ ፡ካልእ ይትረፍ እቲ ንነዊሕ ግዚ 

PDF page 2

View this page in original PDF

መቃልስትኻ ወይ ኣብ ቃልሲ ዛነበረ ሰብ ብህይወቱ ምህላዉን ዖይምህላዉን ክትፈልጥ ዖይምኽኣል ንባዔሉ 
ዖሕዛን ጥራሕ ዖይኮነስ ናይ ሓዖን ሓዖን ኮይኑ ኣሎ።   
ካብ ወረዯና ድማ  ምስናድ  ፡ ብዛተፈላለየ ምኽንያታት እቲ ዛበለጸ  ኣብቲ  እዋኑ  እኳ እንተኾነ ፡ እዋኑ ምስ 
ሓለፈ ውሕስነት ክህሉዎ ከም ርእይቶይ ክልተ መሰረታዊ ረቋሒታት ክማላእ ኣለዎ ፡- 
1. ኣብ ዛተፈላለየ መድረኻት ምእንቲ ህዛብን ሃገርን ዛተወፈየ መስዋእትን ዛተፈጸመ ስሪሒታትን ብዖይኣፈላላይ 
ናይ መላእ ህዛቢ ኤርትራ ምዃኑ ምእማን ።  
2. ህላወ ብቑዔ ዛስንዶ ኣካልን ፡ ጥዐይ ኩነታትን፡ መሳረሒን ። 
 
  በዘ ኣጋጣሚ ክብሎ ዛዯሊ ፡ ኣብ ታሪኽ ህዛቢ ኤርትራ ይኹን ተሞክሮ ሰውራና ዖይተጻሕፈ ወይ 
ከይተመዛገበ ዛተረፈ መስዋእትን ጅግንነታዊ ስራሓትን ብ዗ሕ  እዩ ። እዘ ሕጂ ከዖንትዎ ተዲሊየ ዖሎኹ ድማ 
ንጣር ናቱ እዩ። 
ካብ ማእሰርቲ ድሕሪ ሙውጻኤይ ብዔላዊ ኣካላት ጀብሃ ብዙዔባ ካብ ማእሰርቲ ሙውጻኤይ ዛቀርበኒ ዛነበረ 
ሕቶታት ሓፈሻዊ ሓቤረታ ንምምዛጋብ ዛዒለመ ነሩ ። ካርቱም በጺሔ ፡ንስዉእ ዐስማን ሳልሕ ሳቤ ምስ 
ረኸብኩ ፡ ካብ ማእሰርቲ ሙውጻኤይ ስሌ ዛፈለጠ ፡ ንመጀመሪያ ግዚ እዘ ክጻሓፍ ዖሎዎ ጅግንነታዊ ስራሕ 
እዩ ኢሉ ዛርዛራት ናይዘ ስሪሒት ንስዉእ ኣዯም ቤክ መዘ዗ ከመዛግቦ ሓቲቱኒ። ይኹን እምበር 
ብዛተፈላለየ ምኽንያታት ኣይኣመዛገብኩዎን ። እቲ ዯጋፊ ሰውራ ኤርትራ ዛነበረ ሱሪያዊ ጋዖጤኛ ኣቡ ሳዔዲ 
እውን ኣብ ቦታ ቀዲማይ ሃገራዊ ጉባኤ ብ 1971 ሓቲቱኒ ዖመዛገቦ ነገራት ነሩ እንታይ ከም ዛገበረ ግን 
ዛፈልጦ የይብለይን ። ካልኣይ ኣብ ቀዲማይ ሃገራዊ ጉባኤ ተኻፊለ ንሜዲ ምስ ኣተኹ ስዉእ ዶክቶር  ፍጹም 
ገረስላሴ ሓላፊ ቤት ጽሕፈት ዚና ክፍሊ ትግርኛ ዛነበረሉ እዋን ፡ ምሳይ ኮፍ ኢሉ ዛርዛራት ናይዘ ስሪሒት 
ካባይ ዖመዛገበ ሽዐ መዯቡ ኣብዘ ክፍሊ ዛነበረ ብጻይ ገብሩ ሓጎስ እዩ።  ይኹን እምበር ብዛተፈላለየ 
ምኽንያታት ኣብ ናይ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ዚናዊ ጽሑፋት ይኹን ኣብ ካልእ ክሳብ ሎሚ ዛወጸ 
ኣይመስለንን ። ብወገነይ ይጠቅም ይኾውን ብማለት ክጽሕፎ ዛብል ሓሳብ ነሩኒ ግን ኣይተዒወትኩን ። 
ብ዗ሓት ብጾት እውን ቅድሚ ሕጂ ይኹን ክሳብ ሕጂ ይሓቱኒ እዮም ሓዯ ካብኦም ኣብዘ ቀረባ እዋን ብጻይ 
ተጋዲላይ ሰመረ ፍሳሃየ ካብ ፍራንሳ ካብቲ ንሕና ዛነበርናዮ ቤት ማእስርቲ ካብ ኢድ  ህግድፍ ጅግንነታዊ 
ስራሕ ፈጺሙ ነጻ ዛወጸ መንእሰይ ፓይሎት ዯጀን ዒንዯ ሕሻል ኣልዔሉ ንካልኣይ ግዚኡ ክጽሕፎ ወይ ከዖንቶዎ 
ሓቲቱኒ ። 
 ሎሚ በቲ ኣሰሩ ዖጥፈኤን እናተረሰዓ ዛኸይድ ዖሎ መስዋእትን ብ዗ሕ ጅግንነታዊ ስራሓትን  ዒብይ ሓዖን 
እንዲ ተሰማዒኒ ፡ ብህይወተይ ከሎኹ ናይ ምጽሓፉ ግዚ ስሌ ዛኣኸለ ጠቃሚ ክኾውን ተስፋ እንዲገበርኩ  
ዛስዔብ ኣርእስቲ ሂበ ይጽሕፎ ኣሎኹ።  
 
 
 
 
 

PDF page 3

View this page in original PDF

 
                                            ቤት ማእሰርቲ ማርካቶን  
                          ምብንጣስ ሓጺናዊ ሞቝሕ እንግሊዛን (ፈሮ እንገለዖ) 
      
                             
                                          ፈሮ እንገለዖ 
 
ቤት ማእሰርቲ ማርካቶ (ሕጂ ብወንጀል መርመራ ) ዛፍለጥ  ኣብ እግሪ ኣባሻውል ዖሎ ካብ ገዙ ብርሃኑን ዔዲጋ 
ዒርብን ንሹቅ ገጽካ ክትኣቱ ከሎኻ እቲ ብጎዯና እቴገ መነን ዛፍለጥ ዛነበረ (ሕጂ ጎዯና ኣፍ ዒባት )ዛባሃል ምስ 
በጻሕካ ነቲ ጎዯና ዛጥምት ኣብ የማናይ ጎኒኻ ዛርክብ ብጊዚ ጣልያን ዛተሰርሔ ቤት ማእሰርቲ እዩ። 
ካብ ዖመነ ጣልያን ዖሎ ዒብይ ማእሰርቲ ስሌ ዛኾነ ፡ ኣብ ውሽጢ ዛነጥፉ ዛንበሩ ካብ ሓራካ (ምንቅስቃስ 
ሓርነት ኤርትራ) ብ1960 ጀምርካ ከምኡ እውን ኣባላት ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ዲርጋ ዖይጣዒሞ የሎን።
ክሳብ  ናቱ መተካእታ ኣብ ሰምበል ተሰሪሑ ብንጉስ ሃይለ ስላሴ ብዔለት 7/2/1968 ተመሪቁ ዛኽፈት(1) 
ማርካቶ ዛጸነዓን ዛዒበየን ማእሰርቲ ነሩ። ህንጻታቱ ብእምኒ ዯቂማሓረ ዛፍለጥ ብጸሊም ተሪር ኣእማን 
ዛተሰርሔ ፡ ሓለውቲ ኣብ ልዔሊኡ ዛዜሩ ብሰፊሕ ነዊሕ መንዯቅ ዛተኸበ ኮይኑ ውሽጡ ዒሚቕ ብምዃኑ ፡    
ህንጻታቱ ካብ ዯገ ኣይይራኣይን ። ኣነ ንመጀመሪያ ግዚ ብቀረባ ዛተላለኹዎ ተማሃሮ ከሎና ብ1966 ብጾት 
ስዉኣት ተጋዯልቲ ወልዯዲዊት ተመስገንን ስዩም ዐቅባንኪኤልን ብውድባዊ ስራሕ ኣስመራ ኣቲዮም ምስ 
ተታሕ዗ መግቢ ወዖተ.ንምእታው ይፍቀድ ስሌ ዛነበረ ምስ ወላዱቱ ንወልዯዲዊት ኣዯና ሰማይነሽን ኣዯና 
ህይወት ኣዱኡ ንሱዩምን ንመጾ ነርና። ውሽጢ ግን ንኣቱ ኣይነበርና። ብምብራቃዊ ሸነኽ መካይን ዛኣትዋሉ 
ዒብይ ኣፍዯገ ነሩ ። ንኡሱራት ዛኣቱ ነገራት እውን በዘ ይኣቱ ። ናብ ምምሕዲር ቤት ማኣሰርቲ ዖእቱ ኣፍ ዯገ 
ግን ንጎዯና እቴገ መነን  ይጥምት።  
   ቀንዱ ዔላማ ናይ ጽሑፈይ ካብ ቤት ማእሰርቲ ማርካቶ ምውጻእና እኳ እንተኾነ ኣስመራ ዛኣቶኹሉ ቀንዱ 
ምኽንያት ኣብ ውሽጢ ከተማ ምስጥራዊ ስርርዒት ምክያድ ስሌ ዛነበረ በዘ መዲይ ፡ ድሕረ ባይታ ናይቲ ኣብ 
ኣስመራ ብሰውራ ዛካየድ ዛነበረ ንጥፈታት ብሓፈሻኡ ምግላጽ ኣድላይ ኮይኑ ይስማዒኒ። 
   እምባኣርከስ ምስጥራዊ ስርርዒት ሰውራ ኣብ ውሽጢ ኣስመራ ካብ መጀመርታ ስሳታት 1960 ዛተጀመረ 
ኮይኑ እዘ ናይ ማሕበር ሸውዒተ (ሓራካ) (ምንቅስቃስ ሓርነት ኤርትራ) ይኹን ናይ (ጀብሃ) ተጋድሎ ሓርነት 
ኤርትራ ንጥፈታት ክካየድን ከስፋሕፍሕን ብብ዗ሕ ጽንኩር ኩነታት ሓሊፉ እዩ ።ብፍላይ እቶም ቀዲሞት 
ኣባላት ማሕበር ሸውዒተ (ሓራካ) ብጸላኢ ክታሓ዗ ከሎዉ ዛተፈላለየ ጨካን መርመራታት የሕልፉ ነሮም ።
ብቀጻሊ እንዲታኣሰሩ ኣብያተ ማእሰርቲ ዲርጋ መንበሪኦም ዛነበሩ እውን ነሮም ። እቶም ካብ ርሑቅ ንምሳሌ 
ካብ ሱዲን ተበግሶም ብስራሕ ኣስመራ ዛኣትዉ ዛነበሩ ባእታታት ሓራካ ይኹኑ ጀብሃ እውን ተመሳሳሊ 

PDF page 4

View this page in original PDF

ጽንኩር ኩነታት የጓንፎም ነሩ ። ጀብሃ ምስ ተመስረተት ንጥፈታቶም ኣብ ውዯባ ጥራሕ ከይታሓጽረ 
ወታሃዯራዊ ስሪሒታት ምክያድ ሓዯ ካብቲ መሰረታዊ መዯባቶም ስሌ ዛነበረ ንምሳሌ ተጋዯልቲ ተጋድሎ 
ሓርነት ኤርትራ ብዔለት 21/6/1963 (2) ኣብ ማዔረፎ ነፈርቲ  ኣስመራ ምስ ካልኦት ብጾቶም ናይ 
መጀመሪያ መጥቃዔቲ ዖካየደ ስዉእ ስዑድ ሒሴንን ማሕሙድ ሃሩንን ካልእይ ግዚ ምስ ተመለሱ 
ከምዛተታሕ዗ ዛዛከር እዩ ። ብስሳታት ቅድሚኡ  ይኹን ድሕሪኡ እውን ውሱን ዛተፈጸመ ስሪሒታት ከም 
ዛነበረ ይዛከር ። 
ዛተፈላለየ ንጥፈታት ክካየድ ጸኒሑ ኣብ ምንቅስቃስ ሓርነት ኤርትራ (ሓራካ) ድኽመት ስሌ ዛተራእየ 
ብ዗ሓት ካብ ኣባላታ እውን ስሌ ዛተታሕ዗ ኣገዯስቲ ኣባላታ ዛነበሩ ኣብታ ብረታዊ ቃልሲ ትመሪሕ ዛነበረት 
ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ተጸምብሮም ። ተ.ሓ.ኤ. ስርርዒታ ብቁልጡፍ ከስፋሕፍሕን ክምዔብልን ጀሚሩ።
ከምቲ ብሓራካ ተጀሚሩ ዛነበረ ስርርዒት ዛተፈላለየ ኣካላት ሕብረተሰብ ኤርትራ ዛሓቆፈ ፡መማህራን ፡ 
ሰራሕተኛታት፡ ሰብ ሸቀጥ ፡ ነጋዶ፡ መንግስታዊ ኣካላትን ፡ ተማሃሮ ወዖተ. ስርርዒት እንዲ ኣስፋሕፈሔ 
ከይደ።ምስ ምስፋሕ ምስጥራዊ ስርርዒት ውሽጢ ከተማታትን ፡ ምምዔባል ብረታዊ ቃልስን ኣባላት ናይዘ 
ስርርዔ ክፊለጡ ከሎዉ ጸላኢ ብዖይንሕስያ ብዛዋሓዯ ንነዊሕ ዒመታት ማእሰርቲ ይፈርዶም ነሩ። ንምሳሌ 
ብ1966 - 175 ዛኾኑ ኤርትራዊያን ኣብ ዛተፈላለየ ቦታታት ኣባላት ተጋድሎ ሓርነት ኢኹም ብማለት 
ክታሓ዗ ከሎዉ ፡ ከምቲ ሽዐ ብዔለት 7/5/1966 ኣብ መንግስታዊ ጋዚጣ ሕብረት ዛወጸ ፡- 
1. ኣሕመድ ሸኽ ፋራስ  
2. ሳልሕ ዒብደልቃድር ባሺር 
3. ማሕሙድ ሳልሕ ሳቤ 
4. ዒብዲላ ሙሓማድ ስዑድ ሳይቅ 
5. ሳልሕ ጃብር ዋራክ - ዏዔስራ ዒመት ዛተፈርደ ክኾኑ ከሎዉ 
5. ዔስማን ባዲዊ ዐማሪት               
6. ሙሓማድ ሓማዶ ባሑበሽ 
7. ዐስማን ሳይድ ራማዲንን - ዛተባህሉ ዒዒሰርተ ሓሙሽተ ዒመት ዛተፈርደ ነሮም።(3) 
 
                             
                     ገረዛጊሔር ተወልዯን ዒብዯላ ሓሰንን  -  መስከረም  1975 
                                                                                                      
 
  ኣብ ዛተፈላለያ ከተማታት ኤርትራን ከባብን ብተመሳሳሊ ዛእሰሩ ዛነበሩ ድማ 

PDF page 5

View this page in original PDF

 ብ዗ሓት እዮም ። 
ከምዛዛክሮ ብ1967 ስርርዒት ኣብ ኣስመራ ዛማዔበለ ዯረጃ በጺሑ ዛነበረሉ እዋን እዘ ምስጥራዊ 
ሰክዓታት እውን ብዛተፈላለየ ምኽንያታት ብጸላኢ ክግለጽ ስሌ ዛተኻእለ ሓዯገኛ ኩነታት ኣጓንፉዎ 
ብ዗ሓት ኣባላት ካብ ሰራሕተኛታት ይኹን ተማሃሮ ተኣሲሮም ። ካብ ሕጊ ወጻኢ ምስ ዛኾኑ ኣካላት 
ተሓባብሮም ብማለት ምስ ተፈርደ ድማ ኣስማቶም ብዔለት 9/3/1968 ኣብ ጋዚጣ ሕብረት ዛወጸ 
ኣስታት 40 ይኾኑ ። ገለ ካብኣቶም፡- 
1. ብጻይ ገረዛጊሔር ተወልዯ  - 20 ዒመት ክፊረድ ከሎ 
2. ሳህሉ ክፍሉ                   
3. ገብረትንሳኤ ባህታ             
4. ወልዲይ ኣፈወርቂ              
5.  ኣስመላሽ ፍሳሓጽዮን         
6.  ምህሪ ዩሱፍ   
7. ገብረብርሃን ዐቅባዛጊ  
8. ተስፋማርያም ኣባይ      -   ነፍስ ወከፎም 18 ዒመት ተፈሪደም ። 
ዛተረፉ መብዙሕትኦም ካብ 1 – 5 ዒመት ዛተፈርደ እዮም። (4). 
ኣብ ውሽጢ ኣስመራ ዛካየድ ዛነበረ ስርርዒት ገሊኡ ነንሕድሕደ ዖይይራኸብ ምስ መሪሕነታዊ ኣካላት 
ውድብ ዛራኸበሉ ዛተፈላለየ በበይኑ መስኖታት ዛነበሮ ስሌ ዛኾነ ፡ ካብ ሰራሕተኛታት ይኹን ተማሃሮ 
ከይተተንከፉ ዛተርፉ ነሮም እዮም። ይኹን እምበር ብዛተጠቅሰ ሰፊሕ ማእሰርቲ ኣብ ኣስመራ ስርርዒት 
ኣዘዩ ተዲኺሙ ። መብዙሕትኡ ድማ እቲ  ካብ 1966 - 1967 ዛተሰርዓ ኣካላት ኮይኑ እቶም ምስዘ 
ኣካላት ምትእስሳርን መራሒ ግዯን ዛነበረና ተማሃሮ እውን ኣይዲሓንናን ። ኣነ ከኣ ብጻይ ገረዛጊሄር ተወልዯ 
ምስ ተታሕዖ ተፈሊጠ ስሌዛነበርኩ  ኣምሊጠ ዔለት 14/4/1967 ንሜዲ ወጺኤ ።  
                       
                                                
                           ስዉእ ኣሕመድ  ሙሓመድ  (ኣሕመድ ኣስመራ) 
ብ1970 ሓድነት ወታሃዯራዊ ክፍሊታት ተረጋግጹ ጠቅላላ መሪሕነት (ቅያዲ ኣልዒማ) ንሰራዊት ሓርነት 
ናይ ምምራሕ ሓላፍነት ዛተሰከመትሉ እዋን ጸረ መግዙእቲ ዛካየድ ቃልሲ ንምምዔባልን ንምብርታዔን  
ንሰራዊት ሓርነት ዲግመ ስርርዔ ምስ ኣካየዯት ፡ ቀንዱ ኣትክሮ ኣብ ከተማታትን ጸላኢ ብጻዔቂ ዛርከበሉ 
ቦታታትን ክኾውን ስሌ ዛወሰነት ፡ ንነፍስ ወከፍ ከተማን ከባብን ፍሉይ ኣሃደታት መዱባ (ፊዲኢይን) ፡
ወታሃዯራዊ ሓላፊን ብዙዔባ ውዯባ ወይ ብዙዔባ ስሪዑታዊ ንጥፈታት ኣብ ውሽጢ ከተማ ዛግዯስ ሓዯ 

PDF page 6

View this page in original PDF

ካድርን መዯበትሉ ። ከምቲ ዛዛክሮ እተን ከተማታት - ተሰነይ ፡ ኣቁርዲት ፡ ባረንቱ ፡ ከረን ፡ ኣስመራ ፡ 
መንዯፈራ ፡ ባጽዔ ፡ ጊንዲዔ  ፡ ኣፍዒባት ነረን ። 
 ወታሃዯራዊ ሓላፊ ናይ ኣስመራ ስዉእ ኣሕመድ ኣስመራ ክኾውን ከሎ ብዙዔባ ህዛባዊ ስርርዔ ኣብ ውሽጢ 
ከተማ ዛግዯሱ ብፍሉይነት ንኣስመራ ክልተ ካድራት ተመድቦም ። እቲ ሓዯ ብጻይ ሳላሓዱን ዒብዲላ 
ክኾውን ከሎ ካልኣዩ ኣነ ነረ።  
ኣብቲ እዋን እቲ ብሰንኪ ጽዐቅ ህላወ ጸላኢን ፡ ዖታኣማምን ባይታ ኣብ ህዛቢ ዖይምንባሩን ፡ ከባቢ 
ኣስመራ ምቅራብ ሓዯገኛ ነሩ ። ኣስመራ ንምእታው መበገሲ ቦታታትና መሬት ዒድሹማን ከባቢ መንሳዔን 
ገለ ቦታታት ዒንሰባ ለመጨለን ወሰናስን ዯምበዙንን ነሩ ። 
 ኣነ ኣስመራ ዛኣቱ ዖሎኹ ድሕሪ ሰለስተ ዒመት ናብ ሜዲ ምውጻኤይ ኮይኑ ብፍላይ እቲ ንሕና እንፈልጦ 
ኣብ ውሽጢ ኣስመራ ዛነበረ ስርርዒት ቅድሚ ገለ ዒመታት ስሌ ዛተጠቅዓ ርኽክባት ተቋሪጹ ፡ ገሊኡ 
ዛታኣስረ ገሊኡ ድማ ሃለዋቱ ዖይፍለጥ ስሌ ስሌዛነበረ ዛተሓባበረናን ዛቅበለናን ንምርካብ ኣሸጋሪ ነሩ ። 
ንመጀመሪያ ዛተቀበሉና ወጻኢ ካብ ኣስመራ ኣብ መሬት መንሳዔ ምስ ስድራታቶም ንምርኻብ ካብ ኣስመራ 
ገይሾም ዛመጹ ዛተላለናዮም ባእታታት እዮም ነሮም ። ካብቲ ትብገሰሉ ቦታ ክሳብ ኣስመራ ትበጽሕ ነዊሕ 
ጉዔዜ ስሌዖድሊ፡ ከይተፈለጥካ ክትኣቱ ድማ ኣብቲ ከባቢ ኣስመራ ዖሎ ዒድታት ዛታሓባበሩ ሰባት ስሌ 
ዖድልዩኻ፡ መጀመሪያ ከባቢ ዒድ ሹማ ፡ ደርፎ ፡ ዒንሰባ ፡ ሊባን ፡ ዒዱ ገብሩ ፡ ከባቢ ዯምበዙን 
ወዖተ.ፍሉያት ሰባት ኣጥሪና። ኣብቲ መጀመርታ እዋን ካብ ወገን ደርፎ ምስቶም ዔንጨይቲ ወዖተ. ሕዜም 
ንኣስመራ ዛኣትዉ ሰብ ኣግማል ንኣቱ ነርና።ብወገን ሊባን እውን ካብ መሬት መንሳዔ ተበግስና ብዒንሰባ 
ኣቢልና ንልባን ሰጊርና ፡ ንኣስመራ ብዒዱ ገብሩ ንኣትዋ ነርና ።ኣብ ገሊኡ መብዙሕትኡ ጉዔዜና ለይቲ ነሩ ። 
ቀትሪ እንተኾይኑ ወዱ ዒዱ ተመስልካ ከይትፍለጥ እንዲተጠንቀቅካ ትኸይድ። ኣብ ኣስመራ መቀበሊ 
ቦታታትና ዉሱን ስሌ ዛነበረ ኡቱው ምስ በልካ ዖይትረኽቦ ወይ ኣብ ገዙ ዖይጸንሓካ ኣሎ፡ ገሊኡ ገዙውቲ 
እውን  ለይቲን ማዒልትን ኮፍ ክትብለሉ ዖይጥዔም ስሌ ዛኾነ ማለት ኣድህቦ ስሌዛፈጥር ፡ንሽግር ስሌ 
ዛነበረና ኣብ መሳጊድ ምሕዲር ፡ ኣብ ጥቃ ቤተ ክርስትያን ገለ ግዚ ምሕላፍ ፡ ወጻኢ ካብ ከተማ ኣብ በረኻ 
ወገናት  ቤት ገርጊስ ፡ ከባቢ ኣኽሪያ ሸኽ ዒሊ ሙዛ ሙውዒል  ወዖተ. እውን ነሩ።   
ምስቶም ኣብ መበገሲ ቦታታትና ዛተርፉ ብጾትና መራኸቢ ስሌ ዖይብልና ኣብቲ መጀመሪያ ግዛያት 
ተላኣኣኽቲ እውን ስሌ ዖይነበረና ዒብይ ናይ ምርኻብ ሽግራት ነሩና ። ነዘ ሽግር ንምፍታሕ ዛማሃዛናዮ 
ዖይርስዕ ነገር ነሩ ንሱ ድማ ፡ ኣብቲ እዋን ኣብ ኣስመራ ሓዲስ ናይ ሬድዮ ጣቢያ ተገይራ ነራ። ንልምምድ 
መዯባታ ከይጀመረት ሙሉእ ማዒልቲ ዯርፊታት ጥራሕ ትፍኑ ነራ ። መብዙሕትኡ ዯርፊታት ናይ ማትኣ 
(ማሕበር ትያትር ኣስመራ) ናይ ይሕያ ዯርፊታት ወዖተ.ነሩ ። ምሪጫ ናይ ዯርፊታት ድማ ነሩዋ ። ስሌዘ 
ንሕና ክይተበገስና ምስ ብጾትና ባዒል ኣሕመድ ኣስመራ ፡ ኣስመራ ምስ ኣተና ነቲ ንጠልቦ ዯርፊታትን 
ኣስማት ናይቶም ንጠልበሎም ሰባትን ፍሉይ ንሰማማዒሉ ትርጉም ሂብና ዖድሊ መልእኽትታት ነማሓላልፍ 
ነርና ። ንምሳሌ ካብ እገለ ንእገለ ትብል ዯርፊ ክትሰምዐ ከሎኹም ኣስመራ ብዲሓን ኣተና ማለት እዩ።እቲ 
ዛጠልብ ሽምን ዛጥለበሉ ሰብን ዯርፊን ኣስማቶም እንዲተቃያየረ ፡ እቲ ሽም ወይ ዯርፊ ከምዘ እንተኾነ 
ወይ እንተኾይና ፡- ብዲሓን ኣቲና ፡ ንምለስ ኣሎና ፡ተቀበሉና ፡ ዛኸድናሉ ኣይረኽብናን ፡ ድሕሪ ክንድዘ 
ማዒልቲ ክንምለስ ኢና ፡ ጸኒሕና ኣሎና ማለት እዩ ወዖተ. ኢልና ኣቀድምና  ዛተሰማማዔናሉ ትርጉም 
እንዲሃብና፡ ሬድዮ ኣስመራ ኣብቲ እዋን ዖይነበረ ግርም ኣዘዩ ቅልጡፍ ዛኾነ መራኸቢ ኮይናትልና ነራ ። 
ሓዯ ግዚ ነዘ ምስጥር ዛፈልጥ ኣሕመድ ኣስመራ ጥራሕ ስሌ ዛነበረ እታ ዛተሰማማዔናላ ብዲሓን ኣቲና 
ትብል ዯርፊ እቲ ዉሩይ ዯራፋይ ይሕያ “ ኣዋልዯየ ክዲ ዔበዲ ላዔላይ ሰማይዶ ኣሎዎ ሜዲ” ። “ኣዯይ ሳዒዲ 

PDF page 7

View this page in original PDF

ጓልክን ማዒዲ ፡ ጓለይ ምዑዯ ጂዲ ሰዱዯ ……” እንዲበለ ክዯሪፍ ከሎ ኣሕመድ ኣስመራ ነታ ዯርፊ ምስ 
ሰመዓ ብታሕጓስ ፍንጭሕ ኢሉ ክስዔስዔ ከሎ ፡ በዙ ዯርፊ ጥራሕ ተመሲጡ  ዛስዔስዔ ዖሎ ዛመሰሎም 
ብጾት ተጋዯልቲ ፡ ሎሚ እዙ ዯርፊ እንታይ ሓድሽ ሰምዔካላ  ? ዒናግር ስሌ ዛጠቀሰ ድዩ ወዖተ. እንዲበሉ 
ይሕንጭጩሉ ነሮም እቲ ቀንዱ ምኽንያት ግን ካልእ ምዃኑ ብዖይክኡ ዛፈልጥ ሰብ ኣይነበረን። 
ኣብ ውሽጢ ኣስመራ ብ዗ሕ ንጸንሕ ኣይነበርናን ስራሕና እንዲተመላለስና ነካይድ ነርና ። ብ዗ሕ ጸገማት 
ሓሊፉ ። ዲሓር ግን ተጋዯልቲ ዛቅበልን ዛዔንግልን ገዙውቲ እንዲበዖሔ ከይደ ። ብተወሳኺ ምስ ጀብሃ 
ርኽክባቶም ዛተቋረጸ ርክብ ንምፍጣር ጸኒዕም ዛቅጽሉ ዛነበሩ ረኺብና። ስርርዒትና ኣስፋሕፍሑ ፡ናይ 
ስራሕ ፍሉይ ገዙውቲ ምክራይ ጀሚርና ፡ ኣገዯስቲ ባእታታት እንዲተጸምበሩና ከይዶም ። ብጸጥታዊ መዲይ 
እውን ካብ ጸላኢ ኣገዲሲ ሓቤረታታት እንረኽበሉ ምንጭታት እንዲኣስፋሕፈሔ ከይደ።ንሰውራ ዯገፍ 
ዛኾውን ንዋታዊ ሓገዙት እንዲበዖሔ ከይደ ። ንሰራዊት ዛጠቅም ናውቲ ፡ ኣፋውስ ፡ መነጸራት 
(ካሻፋት)ዛኣምሰለ ካብ ኣስመራ ምውጻእ ጀሚርና። ጽልዋና ኣብ ከባቢ ኣስመራ ዖሎዋ ዒድታት እውን 
እንዲበርተዓ ከይደ። 
ይቅጽል 
 
መወከሲ 
(1) ብተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ዛተሓትመ መጽሓፍ ቃልሲ ኤርትራ ( ኪፋሕ ኤሪትሪያ) ገጽ - 92 
(2) "ኤርትራዊያን ኮማንዶን መስተንክር ስሪሒት 18 ዯቃይቅን"  ዛብል ጽሑፍ ዶ.ሓሰን ኣሕመድ ዲሕለ ። 
(3) ዛተጠቅሰ መጽሓፍ ቃልሲ ኤርትራ (ክፋሕ ኤሪትሪያ) ገጽ - 92 
(4) ዛተጠቅሰ መጽሓፍ ቃልሲ ኤርትራ  ገጽ 93 - 95