Extracted PDF page text
Microsoft Word - By Keleta Kidane !!!!!!!!.doc
Machine-extracted derivative; not a transcript or translation. Reading order, spacing and characters have not been editorially verified. PDF page numbers are file positions, not printed page labels. No OCR has been added.
Open unchanged original PDF · Download unchanged PDF
Extraction status: extracted-unverified.
PDF page 1
View this page in original PDF
ጃንዳ-ህግደፍ
ኩሎም ደቂ ሰባት ዝሰርሕዎም ካብ ደቂ ሰባት ዝክወሉ Aይኾኑን፡
ስለዝኾነ ካብ ብዙሐት ሐደ ዝተሐብኤ መሲልዎ E ቲ A ብዝወዓሎ
ዘይሐድር Aብ ምፍራስ ዝሃጥር Eሙን ዓርኪ ተጋ መስፉን ሐጎስ
ዝኾን፡ Aቦይ ቀለታ ኪዳነ Aባል ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ካብ
ለንደን’ዩ ጸሐፊU Eንሆ ብሐባር ነንብቦ Aብ’ዚ ታሕቲ !!!
ደምበ ተቓውሞ ንኣትሃላልውU ክመዝን ይግባE !!
20.10. 2012 ስነ-ጽሑፍ Posted by K- K !!
Eዚ ኵሉ ተቓሊስናን ተሰዊEናን ሃገርና ኮነ ህዝብና ኣብዚ ሎሚ በጺሕናዮ ዘሎና ናይ ሓዘንን
ስቓይን ዘየድሊ ሞትን ወዲቕና ምህላውና ኣዝዩ ዝያዳ ዘጕህን ዝሳቕን ምዃኑ ዘጠራጥር
ኣይኰነን። ንምዃኑ ስለምንታይ Iና ኣብዚ ኵሉ ሽግር ወዲቕና ዘሎና? ብናተይ ሚዛንን
ርEይቶን Eንተዀይኑ ኣብ ዝሓለፈ ታሪኽ ብረታዊ ቃልስና ብዝገበርናዮ ጕድለትን
ዘይምስትውዓልንዩ ዝብለሉ ምኽንያት ክህልወኒ Iዩ። Eዚ ሎሚ ኣብ ስልጣን ተቐሚጡ
ንሃገርና ዘዳኽምን ንህዝብና ዘጽንትን ዘሎ ስርዓት ነዚ ሎሚ ዝፍጽሞ ዘሎ Eከይ ተግባራት
ብብEዋኑ ህዝቢ Eናዳኸመን ንመስተውዓልትን ለባማትን ዝብሎም ደቂ ሃገር ብዝተፈላለየ
ምኽንያታት ብስዉር ይኹን ብጋህዲ Eናቐንጸለን ምልካውነቱ ንሰላሳ ዓመታት በብቕሩብ
ዝሰረተን ዘረጋገጸን ፍሉይ ዓላማን ኣጀንዳን ዝነበሮ ሓደ ሰብ ዝሰረቶ ጕጅለ Iዩ። ኣዚ ኰይኑ
ከሎ Eውን ኤርትራውያን ሎሚ Eውን ገና ዝለበምና ኣይንመስልን። ሃገር ሚEቲ ዓመታት
ንድሕሪት ተመሊሳ ህዝብና ኣብ ስደትን ልማኖን በጺሑ መንEስያትና ሃገር ገዲፎም ክጠፍUን
ክጸንቱን ኣብ ዝርከቡሉ ዘለዉ Eዋን Eውን Eንተዀነ ገና Eቲ ናይ ልዝብን ስምምEን
ምጽውዋርን ዓቕሚ ብዘይምጥራይ ነቲ ዓቕምናን ባህሪናን ግርህነትናን ብደቂቕ ኣጽኒU ከም
ኵEሶ ዝጻወተልና ዘሎ ጕጅለ Iሳያስ ክንምክት ኣይከኣልናን። Eሞ ኣስከ ናይቲ ስርዓት
ኵነታትሲ ዳርጋ መብዛሕትና ስለ ንሰማማዓሉ ንዓU ቅሩብ ኣወንዚፍና ናይቲ ደምበ ተቓውሞ
ክንገብር። Eዚ ደምበ ተቓውሞ ክሰማምዓሉን ትኣማሚኑ ነቲ ስርዓት ብምልጋስ ንህዝቢ
ከድሕነሉ ዘይክEል ዘሎ ምኽንያት Eንታዩ? Eዚ ሎሚ ተበጊሱ ኣሎ ዝበሃል ዘሎ መንEሰይከ
ንበይኑ ከምጽO ዝኽEል ለውጢ ይህሉዶ? ብመሰረቱ Eቲ መፍትሒ ናይዚ ገጢሙና ዘሎ ጸገም
Eንታዩ? ንምዃኑኸ ንሕና ኤርትራውያን ብፍላይ ከኣ ገለ ተቓወምቲ ውድባት ብዘይካቲ
ብጐረቤት ሃገር ማለት Iትዮጵያ ባEላቶም ንኸልግሱልና Eሞ ኣብ ስልጣን ከቕምጡና ክንጽበዮ
ዝጸናሕና ተስፋ ብናትና ኣጀንዳን ዓቕምን ከነልግሶ ዝሓሰብናሉ ውጥን ወይ መደባት ይህሉዶ?
Eዘን ውድባት ገሊኤን ብጐነጽ ካልOት ከኣ ብሰላማዊ ኣገባብ ቃልሲ ከነልግሶ Iና ብማለት ኣብ
ዜና ማEከናትን ፓልቶካትን ክካትዓሉን ክዋጠጣሉን EንሰምO ናይ ዘየሎ ኵነታት ምስሕሓብን
ህልኽንከ መድለየዶ? Eቶም ብብረት ወይ ብዓመጽ ክንኣልዮ ዝብሉ ክንደይ ብረት ወይ Eጥቂ
ከም ዘድሊ ክንደይ ሰራዊት ከም ዘድሊ ክንደይ ንዉጉኣት ከገልግል ዝኽEል ሕክምና፡ ክንደይ
ሓካይም፡ ክንደይ ስንቂ ከምU’ውን ክንደይ ጊዜ ከም ዝውድE ዘጽንUዎን ዝሓንጸጹዎን
ስትራተጂ ይህሉዶ ይኸውን? Eቶም ብሰላማዊ ኣገባብ ቃልሲ ዝብሉኸ ብዘይካቲ ብሰላም ዝብል
ዘረባOም ህዝቢ ክጕስጕሱሉን ከEምኑሉን Eሞ ብሰላማዊ ኣገባብ ህዝባዊ ናEቢ ብምልEዓል ኮነ
መንግስታዊ ትEዛዝ ብምንጻግ ኣብቲ ቃልሲ ዝጽምበሩሉን ነቲ ሰላማዊ ኣገባብ ቃልሲ ኣሚኖም PDF page 2
View this page in original PDF
ክቃለሱሉ ዝኽEሉ ንህዝቢ ዘEግብ Eስትራተጂ ይህልዎምዶ ይኸውን? ብወገነይ ዘሎኒ ገምጋም
Eንተዀይኑ ንኽልቲU ሕቶታት መልሰይ ኣይመስለንን ዝብል Iዩ። ምኽንያቱ ከኣ
Eንተዝነብርሲ ኣብ ግብሪ ምተራEየን ፍረU Eውን ካብ ህዝቢ ኣይምተሓብኤን ብሃላይ Iየ።
Eዚ ስርዓት ክወድቕ ቀሪቡ ኣሎሞ ካልOት ከይቀደሙና ኵርሲ ንሕዘሉ መንገዲ ክንሰርሕ
Eናበልካ ዝግበር ዘሎ ውድድርን ህልኽን ድኣ Eንታይ ስለዝተኣማመኑ ይኸውን? ብርEይቶይ
Eዚ ዘሎ ደምበ ተቓውሞ ርግE Iሉ ብምሕሳብ ክሰማማEን ክትኣማመንን Eሞ ንሎሚ ዝገብሮ
ኣገባብ ኣቀላልሳ ጥራሕ ዘይኮነ ንጽባሕ ድሕሪ Eዚ ዘሎ ስርዓት ምውዳቕ ክንተኽላ ንንሓስባ
ኤርትራን ስልጣን ነቲ ዋንU ንህዝቢ ነሰጋግረሉ ዘተኣማምን ስምምE ሎሚ ክንበጽሕ
EንተዘይተኻIሉ ዋላ Eቲ ዘሎ ስርዓት ብትኣምራት Eንተወደቐ Eውን Eቲ ብዝያዳ ዓዲን
ህዝብን ተቖጻጺሩ ዘሎ ጕጅለ፡ ካልE Iሳያስ ወይ ወዲ Iሳያስ ከምጽEን ንረብሓUን ንስልጣኑን
ብዘለዎ ክከላኸልን ክማወትን ምዃኑ ዘጠራጥር ኣይኰነን። Eቲ ስርዓት ደንጕዩ ቀልጢፉ ከም
ኵሎም ዝሓለፉ ዲክታቶራት ክወድቕ ምዃኑ ዘጠራጥር ኣይኰነን። Eቲ ዘሎ ብድሕሪUኸ
ዝብል ሕቶ Iዩ። ኵሎም ውድባት ወይ ሰልፍታት ብዲክታቶርነትን ግፍዓውነትን Eቲ ኣብ
ስልጣን ዘሎ ጕጅለ Eናኣመኑ፡ ኵሎም ብሓድነትን ጥርናፈን ህዝብና Eናዘመሩ፡ ኵሎም
ንድሕነት ሃገርን ህዝብን ቀዳምነት ንህብ Iና Eናበሉ፡ Eሞ ንሰራዊት ምክልኻል ከይደመርካ
ፈትዮም ይኹኑ ብጠቕሚ ትኣሳሲሮም ካብቶም ምስ ደምበ ተቓውሞ ዘለዉ ምስቲ ጕጅለ ዘለዉ
ህዝቢ ዝበዝሑ ምዃኖም Eናፈለጡ ንዓይ ወሲኽካ ብኸመይ Iና ነዚ ስርዓት ከልግስ ዝተረፎ
የብሉን ክንብል ንስማE ካብቲ ዘገርመኒ ሚዛናትን ሚዛናትን ኣበሃህላን Iዩ። ዋላ ኣብቲ
ዝሓሰመ ሎሚ ዘለዎ ኵነታት Eናሃለወ ክንደይ ካብ ህዝቢ ኤርትራ Iዩኸ ነዚ ብብሔራትን
ብሃይማኖታትን ብኻልEን ትኣሳሲሩን ተወዳዲቡን ነንሓድሕዱ ከይትኣማመነ ክቋየቝን
ክትሓናነቕን ዝውEል ዘሎ ደምበ ተቓውሞ ዝኣምንን ዝጽበን? ብወገነይ Eዚ ደምበ ተቓውሞ
ንኣትሃላልውU ክመዝን ይግባE ዝብል ርEይቶ ኣሎኒ። ….. ብገ. ዘ ……!!!
ትEዝብትታተይ ኣብ መደረ Iትዮጵያዊ ሚኒስተር ኣቶ በረኸት
ስምOን !!!
22.10.2012 Filed under ስነ-ጽሑፍ Posted by K-K !!
ናይ Iትዮጵያ ዜና ሚኒስተር ዝዀነ ኣቶ በረኸት ስምOን ኣብ ኤርትራዊ ናይ ዓረብ ፓልቶክ ገዛ
ተረኺቡ ብቀዳም ምሸት 20 ጥቅምቲ 2012 መደረ ከም ዘስምዔ ዝፍለጥ Iዩ። Iትዮጵያዊ
ሚኒስተር ኣብ ኤርትራዊ ፓልቶክ ቀሪቡ መደረ ከስምE ከሎ Eዚ ንመጀመርያ ስለዝዀነ
Eንታይኮን ክብልዩ ብማለት Eቲ ኣብ ‘ቲ ገዛ ዝነበረ ተሳታፊ ብዙሕ ሓድሽ ነገር ክሰምE ትጽቢት
ከም ዝነበሮ ዝሰሓት ኣይኰነን። ብኣንጻሩ ግን Eቲ ሚኒስተር ሒዙዎ ዝቐረበ ከምቲ ኵሉጊዜ
መራሕቲ Iትዮጵያ ዘቕርቡዎ Eቤትን ልምዓትን ሃገሮም ንኤርትራውያን ንምምሃርን
Iትዮጵያዊ ምንፈስን ቅንEን ከም ዝሓድሮም ንምምራኽን ምዃኑ ነዊሕ ከይተጸበኻ ኣብ
መEተዊ ዘረባU ጥራሕ ቀልጢፉ ዝተፈልጠ ምንባሩ ዝተቓልሔ ኰይኑ ነዚ ከኣ ገለ ሓተትቲ
ብግልጺ ጠቒሶሞ Iዮም። Iትዮጵያ ኣብቲ ናይ ኣርብዓታት ናይ ምድላልን ምጥባርን ስራሕ
ተመሊሳ ሎሚ ኣብ ጕዳይ ኤርትራ ብዙሕ ስራሕን ጻEርታትን ብኣማIት ኣሽሓት ገንዘብን
ተፍስስ ምህላዋ ናይ ኣደባባይ ምስጢር Iዩ። Eላማኣ ከኣ ንሓልዮትን ረብሓን ኤርትራ ወይ
ንረብሓ ክልቲU ሃገራት ዘይኰነ ንህዝቢ ኤርትራ በታቲንካን ንውድባቱ ኣዳኺምካን ከይዱ
ከይዱ ህዝቢ ኤርትራ ንIትዮጵያ ገጹ ከም ዝጥምት ንምግባር ምዃኑ በቲ Eተካይዶ ዘላ ስርሓት
ንምግምጋሙ ዘጸግም ኣይኰነን። ማንም ሃገር ብዘይረብሓ ከም ዘይሕግዝን ገንዘቡ ከም ዘየፍስስን
ዝተፈልጠ ክነሱ Iትዮጵያውያን ግን ብገንዘብን ረብሓን ብምትላል ንኽንደይ ጊዜ ከዓሽዉና ከም
ዝሓስቡን ዝጽEሩን ክትርI ከሎኻ ዳርጋ ዝሓስብ ኣEምሮ ከም ዘሎና ዝዘንግU ከም ዝመስሉ ግን
ዝስሓት ኣይኰነን። ከም ኣበሃህላ ሚኒስተር ኣቶ በረኸት ስምOን Eቲ ኣብ Iትዮጵያ ዝርከብ
ኤርትራዊ ፖለቲካዊ ኮነ ሃይማኖታዊ ወይ ብሔራዊ ውድባት ኤርትራ ብኤርትራውያን ዝካየድን
ነጻ ዝዀነ ኤርትራዊ ውሳኔU ዘፈጽምን ውድባት ምዃኑ Eምበር ናይ Iትዮጵያ ውሳኔን PDF page 3
View this page in original PDF
ስምምEን ዘይጽበ ናትና Iድ ምትEትታው ዘይብሉ Iዩ ክብልዩ ገሊጹዎ። Eዚ ዘረባ ኣቶ
ስምOን ምናልባት ነቶም ብማEዶ ዝፈልጡዎ ጥራሕ Eንተዝኸውን ደኾን ምተባህለ። ካብU
ሓሊፉ ግን ንዓና ነቶም ንዅሉ ውሽጣዊ ኵነታት ደምበ ተቓውሞና ንከታተልን ንፈልጥን Eሞ
ከኣ ኣብ ኤርትራዊ ገዛ ፓልቶክ መጺU ከምU ክብል ግን ክሳብ ክንደይ ከም ከም ዝግምተና
ዘተሓሳስብ Iዩ። ሎሚ Eቲ ደምበ ተቓውሞ ዝበሃል ዳርጋ መብዛሕትU ኣብ ባጀትን Oርኔክን
Iትዮጵያ ተሰሪU ከምቶም ኵሎም ትካላት Iትዮጵያ ዝንቀሳቐስ Eምበር ንዝዀነ ይኹን
መደባትን ዋEላታትን ሰሚናራትን ዝሕንጽጸሉን ዝምውለሉን መንግስቲ Iትዮጵያ ምዃኑስ
ንማንም ግሉጽ Iዩ።
ኣቶ በረኸት ብሚዛን ናይቶም ኣብ Iትዮጵያ ክናቐቱን ክትሓናነቑን ዝውEሉ ውድባት መሰረት
ኣብ ኤርትራ ናይ ብሔራት ባEስን ጽልEን ቅርሕንትን ከም ዘሎ’ዩ ገሊጹ። ብወገንና ከም
ንፈልጦ ግን ኣብ ኤርትራ ሓደ ንዅላትና ዝጭቁንን ዝረግጽን ናይ ሓባር ጸቓጢ ዝዀነ
ዲክታቶር Eንተዘይኰይኑ ኣብ መንጎ ዝተፈላለዩ ብሔራትን ሃይማኖታትን ኤርትራ ቀደም
ጽልEን ቅርሕንትን ኣይነበረን ሎሚ Eውን የልቦን። ባዛEባቲ ነቲ ናይ ባዛEባቲ ነቲ ናይ
Iትዮጵያ ሞዴል ዝመስል ኣብ ኤርትራ ንኽትኣታቶን ህዝቢ ኤርትራ ናይ ግድን ክቕበሎን
ብIትዮጵያ ዝግበር ጸቕቲ Eውን ከይተረፈ ብናትና ብኤርትራውያን ድሌት ጥራሕ ከም
ዝፍጸምዩ ሓቢሩ። ናይ ብሓቂ ክንዛረብ Eንተዀንናን ንኣቶ በረኸት ቅኑE ኵነታት ኤርትራ
ክንሕብሮን ምስ ዝደሊ ግን ብዘይካቶም ውሑዳት ኣብU ኣብ Iትዮጵያ ዘለዉ ካብኣቶም Eውን
ዝበዝሑ ባEሎም ንሳቶም Iትዮጵያውያን ዝፈጠሩዎም ካብ ሃገርን ህዝብን ኤርትራ ተበቲኾም
ነነዊሕ ዓመታት ኣብ ጽልEን ቅርሕንትን ተሸሚሞም ዝነበሩ ብዘይካ ስልጣን ካልE ሃገራውን
ህዝባውን ኣትሓሳስባ ዘይውንኑ ካልE ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጢ ኮነ ኣብ ወጻI ዝነብር
ዝኣምነሉን ዝሰርሓሉን ከም ብሓደ ዝተቓለሰን ብሓደ ሃገር ዘምጽኤን ታሪኽ ዝሰርሔን ሃገር
ዝፈጠረን Eቲ ህዝቢ ሎሚ Eውን ነዚ ዘሎ ዲክታቶርያዊ ስርዓት ብሓደ ጸሪጉ ንዅሎም ብሔራት
ብማEርነትን ብፍትሕን ተመሓድር ዲሞክራስያዊት ሃገር ንምህናጽ Iዩ። ኣቶ በረኸት Eቲ ኣብ
ቅዋሞም ዘስፈሩዎ ንብሔራት ክሳብ ምንጻል ዝብል ፍልስፍና ንIትዮጵያ ሰላም ከም
ዘምጽኣሎም ክሕብረና ከሎ ክሳብ ክንደይ ኵነታት Iትዮጵያ ከም ንከታተል Eውን ዝረስO
ይመስል። ሎሚ Iትዮጵያ ናይ ዓሌት ኮነ ሃይማኖት ጸገም ዘይብላ ብሰላምን ቅሳነትን ትነብር
ሃገር ምዃና ከረድኣና ምፍታኑ ከኣ Eቲ ብዝያዳ ዝተዓዘብናዮ ምዃኑ ከይጠቐስኩዎ ክሓልፍ
ኣይደልን።ንኣቶ በረኸት ብሃገራውያን ካብ ዝቐረቡሉ በዳህቲ ሕቶታት ጕዳይ Iድ
ምትEትታው ጥራሕ ዘይኰነ ብዛEባ’ቲ ብዓለም ተፈሪዱ መንግስቲ Iትዮጵያ ንኸይፍጸም Eምቢ
Iሉ ዘሎ ናይ ዶብ ምሕንጻጽን ናይ ባዱመ ጕዳይን Eውን ትሓቲቱዩ። ንሱ ኣብ ዝሃቦ መልሲ
ግን ልክE ከምታ ነፍሰሄር ኣቶ መለስ ዝብላ ዝነበረ ገዛ ኣብ ክልተ ከይትምቀል ህዝቢ ከይበሳበስ
ክንዘራረበሉ ኣሎና ትብል ብቑE ከEግብን ከEምንን ዝኽEል መልሲ ኣይነበሮን። ብጠቕላላ ሚዛን
ክርኤ ከሎ ከኣ Eቲ መደረU ንሕና ከምቲ ዝተጸበናዮ ንሱ Eውን ከምቲ ዝተጸበዮ ዝነበረ
ኣይመለንን።ኣብዚ Eቲ ኣውራ ዘሕዝን ከምቲ ንስኻ ኤርትራዊ ብምዃንካ ኣብዚ ኣብ ናይ
Iትዮጵያ ጕዳይ ኣብ ዝለዓለ ሓላፍነት ክትሰርሕ ከሎኻ ዘጋጥመካ ጸገማት ኣሎዶ ዝብል
ትሓቲቱ ብግቡE’ኳ Eንተዘይመለሶ ኣብ ናይ ኤርትራ ገዛ መጺU ኣብ ህዝቢ ኤርትራ ናይ
ሃይማኖትን ብሔርን ፍልልይ ከም ዘሎ ከረድEን ንዘየሎ ፍልልይን ጽልEን ከጋፍሕን ክምህለና
ፈተነታት ምክያዱ Iዩ። Eዚ ጕዳይ’ዚ ዘረድE ከኣ Eዛ ሃገር Eዚኣ ኵሉ ጊዜ ተጻብOን ግህሰትን
ዘጋጥማ ብመንገዲ Eቶም ደቂ ሃገር ዝጽውUን ካብ ከርሳ ዝተፈጥሩን ምዃኑ Iዩ። ኣብ ኤርትራ
ዘሎ ጸገም ከኣ ብዘይካ ናይ ዲክታቶርነትን ናይ ብኣጻብE ዝቝጸሩ ከድዓትን Eንተዘይኰይኑ
ኤርትራ ከምቲ ንሱ ዝበሎ (ሀድሮጂኒቲ) ዘለዋ ሃገር ከም ዘይኰነትን ህዝቢ ኤርትራ ሎሚ Eቲ
ኣብ ሃገሩ ወሪዱ ዘሎ ግፍዓውን ዲክታቶርያውን ምሕደራ ንዅሎም ብሔራት ብዝያዳ
ኣቀራሪቡዎምን ኣትሓቛቝፉዎምን ምህላዉ Eናረጋገጽኩ ታሪኹ ካብ ምብልሻው ክጥንቀቕን
ነቲ ኣናቛቲ ኣበሃህላU ክEረመሉን Eመኽሮ። ….. ብገ. ዘ ……!!!
ልUላውነትና ከም ሃገርን ህዝብን ንህልውናና ቀንዲ ወሳኒ Iዩ !!! PDF page 4
View this page in original PDF
October 23, 2012 Filed under ስነ-ጽሑፍ Posted by admin !!!
ብዛEባ ልUላውነት ሃገር ክንሓስብ Eንከሎና፡ ድፍረትን ግህሰትን ንልUላውነት ብመንጽር ጣልቃ
ምEታው ባEዳውያን ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ናይ ሓንቲ ሃገር ጥራሕ ብዘስምE ክግለጽ ዝውቱር
Eዩ። ልUላውነት ናይ ሓንቲ ሃገር ክድፈርን ተጋሂሱ ክበሃልን፤ ህዝቢ ናይ ሓንቲ ሃገር፡ ንሃገሮም
ናይ ብናይ ገዛE ርEሶም ነጻ ፖለቲካዊ ዉሳኔ ክትምራሕ ብማንም ዘይምንጠልን ዘይትኮብን
ዉሁብ ደሞክራስያዊ መሰል ዜጋታታ ኣዛሚድካ ክግለጽ ዝኽEል ምኻኑ ዝሕብር ግን ዝዝውተር
መግለጺ ኣይኮነን። ንሕቶ ልUላውነት AልIልና Aብ Eንዛረበሉ Eዋን፣ ሚዛኑን ክብደቱን Aዝዩ
Eዙዝ ምዃኑ፣ ብዙሐት ተንተንቲ ፈላስፋታት ዝተፈላለየ ትርጉም ሂቦምሉ Iዮም። ንልUላነት
ክገልጽዎ ከለዉ ከA፣ ልUላውነት Aብ ሐደ ውሱን ጆግራፍያዊ Aቀማምጣ ዝተደረተ፣ ካብ ናይ
ማንም ተጽEኖ ሐራ ዝኾነ፣ በቶም ነበርቱ ደቀባት ዝኾኑ ህዝቢ ዝለዓለ ስልጣንን Aመሐዳድራን
ዝግዛE ዝምራሕ፣ ንናይ ዜጋታቱ ረብሐታት ብዝለዓለን ዝዓዘዘን ዝሕሉ፣ መንነታዊ ክብሪታቶም
መሰላቶምን ብኹሉ ሸነኻቱ ዘውሐሰ Iዩ ብምባል ይገልጽዎ። ነቲ ትርጉም ብምስፋሕ ከA፣
ዝኾነት ሃገርንረብሐታት ዜጋታታ ልEሊ ኩሉ ዘይሰርE፣ ንጠቕሚታቶም ከA ዘይውክል፣
ውEልን ንጥፈታትን ምስ Eተካይድ ከም “ ልUላዊት”ሃገር ክትሕሰብ ኮነ ክትቁጸር Aጸጋሚ’ዩ
ብምባል ከA ይድምድሙ። ስለዚ ንሕናውን ኩሉና ከም ህዝቢን ሃገርን ብዛEባ Aተሐሕዛ ጉዳይ
ልUላውነትና ክንሓስብን ክንመዝንን Eንከለና፣ ንህሉው ኩነታትና AልIልና ሕድሕድና ከም
ደቂ ሃገር መጠን ክንላዘብን ክንዝትን ግዴታና Iዩ። ገለገለ ልUላውነት ብመንጽር ጣልቃ
ምEታው ባEዳውያን ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ናይ ሓንቲ ሃገር ጥራሕ ጌሮም ዝገልጽዎ Aለዉ። Eዚ
ከፊላዊ ሐቂ’ኳ Eንተለዎ፣ ትርጉም ልUላውነት ግን ካብU Aዝዩ Eምቆት ዘለዎ Iዩ። ወጻEተኛ
ባEዳዊ ሐይሊ Aብ ውሽጢ ጉዳይካን ውራይካን ጣልቃ ምስ ዝAቱ፣ ወይ’ውን ሃገርካ ምስ
ዝወርር፣ ዶብካ ምስ ዝደፍር ዝወሃብ መግለጺ ጥራሕ ዝሕጸር ኮይኑ ዝውሰድ Eዉን Aይኮነን።
የግዳስ ልUላውነት፣ ሐደ ህዝቢ Aብ ውሽጢ ሃገሩ ከመይ ይዋሳE፣ Aብ ጉዳይ ምምራሕን
ምምሕዳርን ሃገሩ’ኸ ክሳብ ክንደይ ተሳትፎ Aለዎ፣ ብጉዳይ ሃገሩ ብውሽጢ ይኹን ግዳም
ንዝፍጸም ንቑሕን ንጹርን Aፍልጦ’ኸ Aለዎ’ዶ፣ ሰብAዊ ክብሩን መሰሉን’ከ ክሳብ ክንደይ ሕሉው
Iዩ ዝብል ዝርዝር መረዳEታ ከምዘጠቓልል ነብሲ ወከፍ ዜጋ ክርድOን ክግንዘቦን ይግባE።
ካብዚ መረዳEታ’ዚ ብምንቃል EምብAር ትርጉም “ልUላውነት” ዘነጸሮ ጉዳይ Eንተሎ፣ ንጉዳይ
ባEዳዊ ወጻEተኛ Aመልኪቱ Aብ ጉዳይካ ጣልቃ ዝAቱ፣ ወይ ወራር ዘካይድ፣ ዝድረት መግለጺ
Aይኮነን። ብተመሳሳሊ ንጨቋኒ ውሽጣዊ ገዛI ሐይሊ’ውን Aጠቓሊሉ፣ ህዝቢ Aብ ጉዳይ ሃገሩ
ናይ ምምሕዳርን ምምራሕን ተሳትፎU ዝሐጽር፣ብዘይ Aፍልጦ ህዝቢ ከም ድላዩ ንዝEንድር፣
ንልUላውነት ውሳኔን ድሌትን ህዝቢ ዘይምEዘዝ፣ “ብሕም ዝበለ ይተሐጎም” Eንዳበለ ብAንጻሩ
ሃገር ንዘርግጽን ዝረግጽን፣ ንህዝቡ ዝደፍርን ዘድፍርን፣ መላኺ ዲክታቶርያዊ ሐይሊ ከም
ዝምልከት’ውን ርዱEን ግሉጽን ክኸውን Aለዎ። ርግጽ’ዩ Eላማ ናይ ሓንቲ ሃገር፡ ንኻልE
ልEላዊት ሃገር ክትጎብ ጥ ክትሕልን Eንኮላ Eተዋድዶ መደባት ንጹር’ዩ። ዶባት ጥሒሳ ናይቲ
ክትጎብጦ Eትሕልኖ ወይ ዝጎበጠቶ ህዝቢ፣ ሰብAዊ መሰልን ክብሪን ግሂሳ፣ ነጻ ናይ ብነብሱ ናይ
ምምራሕን ምምሕዳርን ድሌታታቱ ኣሕዲጋ፣ ብመሰረት ዝወጠነቶ ፖለቲካውን ወተሃደራውን
ስትራተጂ ሐንጺጻ፣ ባEላ መሪሓን ዘድልያ ሰሪዔን፣ Aብ ገዛE ረብሐታታ ብዝውEል ብልሓት
ፈጢራ ከም Eትፍጽምን Eተተግብርን ምንም ዘጠራጥር ኮነ ዘካትE ጉዳይ ኣይኮነን።
Eወ ብሕጽር ዝበለ ሐንቲ ሃገር ልUላዊት ንኽትብሃል Eቲ ሃገር ዘመሓድር ዘሎ ስርዓት ይኹን
Aብታ ሃገር ዝዋስU ፖለቲካዊ ሐይልታታ ነጻ ፖለቲካዊ ውሳኔ ናይታ ሃገር ዓቂቦም፣ ብዘይ
ጣልቃን ተጽEኖን ናይ ካልOት ግዳማውያንን ሓይልታት ምትEትታው፣ ንጉዳዩ ናይ ምምራሕ
ኮነ ምሕንጻጽ ኣኽEሎ ምስ ዘረጋግጽ Iዩ። ብዝለዓለ ደረጃU ከA ሓንቲ ሃገር ልUላውነታ
ዝሓለወት Iያ ንኽትብሃል፣ ህዝባ ባEሉ ምሉE መሰሉ ተጠቒሙ ብዘቖሞ ባይቶን፡ ንሱ Eቲ
ባይቶ ብዝቆጻጸሮን ኣድላይነት Eንተልይዎ ብዘማሐይሾን ሕግታት Eትጉዓዝ፡ መራሕታ ናብ
ስልጣን ዝድይብሉን ካብ ስልጣን ዝወርዱሉን ንጹር ዝኾነ ሕጋዊ መሳልል ምስ Eተረጋግጽ፣
ህዝባ ባEሉ ብሰናይ ድሌቱ ብዝመርጾምን ቆጽሊ ዘውደቀሎምን መራሕቲ ምስ Eትምራሕ፣ PDF page 5
View this page in original PDF
ሽU’ያ Aማን ብAማን ምሉE ልUላዊነታ ዘረጋገጸት ሃገር ተባሂላ Eትስየም። Eንተዘይኮይኑ ግን
ሃገር Aላትና Eንዳበልካ ስEሊ ማፕ ጥራሕ ምሐዝን፣ ሕብራዊ ጨርቂ Aንበልቢልካ ጓይላታት
ኣዳሚቕካ ምስEሳEን ጥራሕ Eንተኾይኑ ግን፣ Aብ ትርጉም Aልቦ ሸንኮለል Eናበልካ ናይ
ምንባር’ዩ Eጫኻ ዝኸውን። Aብ ከምዚ ሃለዋት ዝነብሩ Aህዛብ ከA፣ Eቶም Aብ ባዶ
ተስፋታትን፣ ዘይፍጸም ከንቱ መብጽዓታት መራሕቶምን Aሚኖም ንሰናይ ሕልሚ ጥራሕ
ክሐልሙ ዝተዓደሉ Iዮም። E ሞ”ኸ ኩነታትና ብደገና ይኹን ብውሽጥና ከመይ Aለና?
ስኽፍታናን ምሽቝራርናን ካብቲ ብደገ ክመጽኣናን ክጸልወናን ዝኽEል ሐደጋታት ጥራሕ ድዩ፣
ወይስ ንውሽጣዊ ፖለቲካዊ Aሰራርሐናን Aተሃላልዋና’ውን ዘጠቓለለ Iዩ? ሐቂ ንምዝራብ ህዝቢ
ኤርትራ ፍርሁ ኮነ ስግAቱ ካብ ብደገ ዝመጽE ጥራሕ Aይኮነን። የግዳስ ብውሽጣዊ መዳዩ ክርኤ
Eንከሎ’ውን ምድሪ ቤቱ ጌና ብኹሉ መዳዩ ጋEዝዩ Aይጸረየን። ነቲ ተወሊዱ መተካEታን
ተረካብ ሕድሪ ዝኾነ ፍሬ ሐዲሽ ወለዶ’ውን Eንተኾነ፣ ብኹሉ ኩርናU Aሻ`ዅ ዝኾነ Aካይዳን
Aተሐሳስባን’ምበር መተሐሐዚ ዝኾኖ መሰጋገሪ ዝተጸርገሉ ጎደና ገና ኣይጠጠሐን። ህዝብና
ብጊሓቱ ብሃንቀውታ ዝተተስፈዎን ዝተጸበዮን፤ ፍሬ መስዋEቲ ደቁ ደበስን መደዓዓስን
ኣይረኸበን ብAንጻሩ “ ሳEንኻን ዝመስል Aብ Eግርኻን ዘይትወድዮ” ኮይንዎ ብናተይ ዝበሎ
ህግደፍ ዝተጠመቐ ብሐቲን ገባቲን፣ ናይ ማፊያ መልክEን Aሰራርሐን ዝሐዘ ጉጅለ፣ ህዝባዊ
ልEላውነቱን መሰላቱን ተደፊሩን ተሐዲጉን ይሳቐ Aሎ። ሰብAዊን ሃገራዊን ክብሪታቱ ብኹሉ
መልክU ሚዛኑ ፈዂሱ ትሕዝቶU ተደዊኑ’ዩ። ከም ውጽIቱ ከA ዘዝተወልደ ሃገሩ ክትርገጽ
ዘይትኽEል ርሱን መቕሎ ኮይናቶ ፋሕ ብትን ክብልን፣ ሃጽ Iሉ ንስደት ከምርሕን Eለታዊ
ተርEዮ ኮይኑ ኣሎ። ናይ ወዲ ሰብ ክብርን ርህራሄን ዘይተዓደሎም ከተርቲን ነጋዶን ራሻይዳን
በደዊንን ከም ጠለ በጊE ክዝርUን፣ Aካላቶም ንመሸጣ ከም ሃላኺ Aቕሐ ንEዳጋ ክዝርጋሕን
ምርAይ Aቤት!! ግደፍ ንዝተወልዱላ ዓለም ብዓለማ ዘስካሕክሕን ዘስደምምን ተርEዮ ተቆጺሩ
ከዛርብ ካብ ዝጅምር ኣይወሓደን። Eዞም ብህይወት ኣለና Eንብል ዜጋታት ድማ Eነሆ ናይ ዓይኒ
መሰኻኽር ኮይና ንርከብ። ብዙሓት ካባና ድማ ኣሕዋትና ግዳያት ኮይኖም ነዞም ናይ ሰብ ነጋዶ
ፍጡራን ዘይተኣደነ ዶላራት ብምኽፋል ናይ ህይወት ኣድሕን መጸዋEታ Eጫ ዝበጽሓና ምኻኑ
ዘጠራጥር Aይኮነን። ሃገር ኣፍራይ ሓይሊ ዘይብላ ወላዲ ወላድ መኻን ኮይኑ ንቡር ቅባጸት ናይ
ደቁ ሕልፈት ዘይረኽበሉ ህሞት ምህላውና ድማ ዝከሓድ ኣይኮነን። ንኽምዚ ዝAምሰለ ናይ
ብርሰት ኣተሃላልዋ Eምበኣር Eዮም ጃንዳ ህግደፋውያን ልUላዊት ሃገርና ክብሉ ብጓይላን
ዳንኬራን ንሰብ ከጽምሙ ዝረኣዩ ዘለዉ። Eወ ብውሽጡ ዝተደፍረ ሃገርን ህዝብን ብደገ’ውን
ክብሪታት ከምዘይብሉን፣ ሚዛኑ ወሪዱ ብማንም ከም ዝድፈርን ዝነዓቕን ከA ጋህዲ Iዩ። Aብ
ከምዚ ዝAመሰለ ጽጉም ኩነታት ንዝርከብ ህዝቢ፣ ሃለዋቱ ብምርAይ ንዘለዎ መድረኻዊ ጸበባU
ብምምዝማዝ ክብለጽሉ ዝደልዩ ናይ ደገ ሓይልታት ክህልዎ ከA ግድነት Iዩ። Eቲ ሐደገኛ
ዝኾነ ፈተናታት Aብ ልEሊ ህዝቢ ኤርትራን ሃገሩን ከA፣ ካብ ውሽጢ ጥራሕ ዝስንዘር ዘይኮነስ፣
ብዘይ ቃል ዓለምን Aጋንኖን ደፊርና ክንዛረብ Eንተተደልዩ፣ ካብ ደገን ከባቢUን Eውን
Eንተኾነ Aሎ። Aብ ውሽጢ ፖለቲካዊ ሐይልታቱ ኮነ፣ Aብቶም ንጉዳይ ሃገሮም ክEጠቑን
ነብሶም ወዲቦም ብትብዓት ዝተንስUን መንEሰያትና’ውን ከይተረፈ፣ Aብ ውሽጦም
ዘጋጠሞምን Eቲ ዝካየደሎም ናይ ተጻብO ፈተነታት’ውን ዓይንኻ ሸፊንካ ዝሕለፍ Aይኮነን።
ጸገም ኤርትራ በቲ ኹሉ ዝተኻየደ ቃልሲን መስዋEትን ክምድመድን ጣጢሑ ክጸርን ዝግብO
ክነሱ፣ ብAንጻሩ ብውሽጡ ይኹን ብደገU፣ መመሊሱ ብድሑር ፖለቲካዊ ደሮና ክሕምድን፣
ንድሕሪት ከም ሽንቲ ገመል ክምለስን ከሎ ንዝEዘብ፣ ህዝቢ ኤርትራ ብዘጋጠሞ ሕማቕ Eድል
ብሐቂ ዘየተሐሳስቦ Aይኮነን። ንውሽጣዊ ሸነኹ ብዝምልከት ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ትሕቲ ብሐቲን
ገባቲን ዝኾነ ዲክታቶርያዊ ስርዓት ህግደፍ ክሳብ ክንደይ ስቓይን Aስዓንደን የሕልፍ ከምዘሎ፣
ንኹሉ ኤርትራዊ ብሩህ ስለዝኾነ ምድጋሙ ከይኸውን መብርሂታት ምሃብ ኣድላይነት የብሉን።
Eንታይ ይገበር ዝብል ሕቶን፣ መፍትሒ ዝኾኖ ናይ ሐባር ውሳኔን ምርካብ ግን ሕጂ’ውን
Eንተኾነ ካብ ማንም ጊዜ ንላEሊ ኩሉና ሐቢርና ንኽንዋሳAሉ መድረኽ ይጠልበና Aሎ። ካብ
ኩሎም ደለይቲ ለውጢን ሰላምን ዝኾኑ ደቂ ሃገር ከA ተግባራዊ መልሲ ብህጹጽ ይጽበ Aሎ።
ንህሉው Aተሃላልዋናን ፖለቲካዊ Aገጣጥማናን Aብ ግምት ብምEታው፣ ብዛEባ Eቶም
ንኤርትራዊ ልUላውነት ኣብ ሓደጋታት ዘEትዉ ወስታታት ኮነ ፈተነታት ዘካይዱ ሓይልታት PDF page 6
View this page in original PDF
ኣልIልና ክነብርህ ምፍታንን፣ ብዘይቃል ዓለምን ብድፍረትን ንዘጋጠሙናን ከጋጥሙና
ዝኽEሉን ብግልጺን ሃናጽን Aገባብ ምልዛብ ኣገዳስነት ኣለዎ። ጉዳይ ህዝብናን መጻIUን
ከጋጥሞ ዝኽEል ሐደጋታትን ንሕና ኩሉና ከም ደቂ ሃገር AልIልና ዘይተዛተናሉ ድA’ኸ መንዩ
ልEሌና ሐላዪ ኮይኑ ክዋሳAሉ? ስለዝኾነ፡ ብዛEባ Eቶም ንኤርትራዊ ልUላውነት ኣብ ሓደጋ
ዘEትዉ ወይ ዝፈታተኑ ሓይልታት ኣልIልና ክነብርህ ምፍታን ኣገዳስነት ስለዘለዎ Eስቲ ነዞም
ዝስEቡ ንመርምር።
ጉጅለ / ጃንዳ ህግደፍ !!! ብመሰረቱ ሐንቲ ሃገር ንልUላውነታ ባEላ ከተውሕስን
ክትEቅብን’ምበር ካልOት ሃገራት ክEቅባላ ክትጽበ ኣይግብEን። ርግጽ Iዩ ሓንቲ ሃገር
ብEተካይዶ Aወንታዊ ድዩ Aሉታዊ ተራAን፣ብEትኽተሎ ውሽጣውን ደጋውን Aገባብ
ኣተሐሕዛAን ነዚ ዘነጽር ፖሊስኣን ተመርኵሰን፣ ካልOት ሃገራት ንልUላውነታ ኣብ ምEቃብ
ይኹን ኣብ ምድፋር ክጻወትO ዝኽEላ ተራ ክህልወን ከምዝኽEል ዘካትE ኣይኮነን። ይኹን
Eምበር ቅድም ቀዳድም፣ ሐላፍነት ናይ ምድፋር ሃገራዊ ልUላውነትካ ንኻልOት ቅድሚ
ምስካም፣ ነቶም AብU ከብጽሑኻ ዝኸAሉ ውሽጣዊ መንቀሊታትን፣ ከድፍርዎ ዝኽAሉ
ጠንቂታትን ምምርማር ቀንዲ Aገዳሲ Iዩ። ናብዚ ዘብጽሐና’ስ Eንታይ Iዩ መን’ከ Iዩ
ተሓታቲ ዝብል ንጹር ሚዛን ድሕሪ ምሃብ ከA፣ ንEU ምውጋድን ምልጋስን ቀዳማይን ልEሊ
ኩሉ ዝስራE Eማምካ ብምግባር ብዘይንሕስያ ሐቢርካን ብዝተሓባበረ ቅልጽም ክትቃለሶ
ይግባE። ሓንቲ ሃገር ልUላውነታ ብውሑስ Aገባብ ንኽትEቅብ፣ ከተማልOም ዝግባA ቅድመ
ተደላይነታት Aለዉ። ገለ ካብቶም ክማልU ዘለዎም ቀንዲ ቅድመ ተደላይነታት ከA Eዞም
ዝስEቡ ክጥቐሱ ይከAል። E ታ ሃገር መሰል መላE ሕብረተ ሰባን ዜጋታታን Eተኽብር፣
ብልUላውነት ግዝኣተ ሕጊ Eትምራሕ ደሞክራሲያዊት ሃገር ክትከውን ይግባE። ጽግEተኛ ናይ
ካልOት ካብ ምዃን ዘድሕና፡ ንኩሎም ዜጋታት ናይታ ሃገር ማEርነታዊ መሰል ብዝህብ Aገባብ፣
ካብ ሓሻሽነት ነጻ፡ ድልዱል ቁጠባዊ ሰረትን ዓቅሚን ክትዉንን EትጽEርን ኣብ ነብሰ ምርኮሳ
Eትኣምንን ክትከዉን ይግባE። ንAህጉራዊ ሕግታትን ስምምዓትን Eተኽብር፣ ምስ ጎረባብታ
ብሰላምን ፍቕርን ተሳኒኻ ናይ ምንባር ባህርያት ሒዛ Eትኸይድ፣ ካብ ማሕበረ ሰብ ዓለም
Aኽብሮት ከረጋግጸላ ዝኽEል ዝምድናታት ንምፍጣር EትጽEት። መጋበርያ ናይ ካልOት
ሓይልታት ምዃን ዘይትፈቅድ። ብውሕዱ ነዚኤን ከተማልE ይግባE። በዚ መንጽር’ዚ
ንኤርትራን ህዝባን ክንመዝን ከለና፣ ናይ ህግደፍ ጉጅላዊ ማሕበር ካብ ስሩE መንግስታዊ
Aሰራርሐ ወጺU፣ ንኹሉ ፍጡር ከርEም ደረት Aልቦ ገንዘብ ብምፍሳስ፣ ቅጥI Aልቦ ናይ ስለያ
መርበብ ዝውንን መላኺ ስርዓት ዝመሓደር Eዩ።ሃገር ብሃገራ ምስ ኩሉ Eትውንኖ ጸጋታታ
ንበይኑ ገቢቱ፤ መሰል ናይ ኩሎም ዜጋታታ ብኹሉ ሸነኻቱ መንዚU፣ መዓልቱ ከናውሕ ትልኽ
ብዝብል ዲክታቶር ዝርገጽ ዘሎ ዉጹE ህዝቢ Eዩ። ንህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ ንመንEሰይ
ኤርትራ ከA ብፍላይ፣ Aብ መAዲ ትምህርትን ፍልጠትን ክንዲ ዘምርሖ፣ ድልዱል ብቕዓትን
ዓቕሚን ዝወነነ ኮይኑ ንኽህነጽ ክንዲ ዝጽEር፣ ባርያ መጋበርያU ዝኾነሉ ናይ ስነ AEምሮ ሕጽቦ
ብምክያድ፣ ንፍቅሪ ሃገር ዘዳኽም Aስተምህሮ Eንዳሃበ ክምርዞ ጥራሕ’ዩ ዝህቅንን ዝምድብን
ዘሎ። መንEሰይ ወለዶና መጻIUን መጻI ሃገሩን ብንጹር AማEድዩ Aለልዩ ዝርEየሉን፣
ንልUላውነታ ከውሕስ ዘኽEሎ ናይ ነጻ መንፈሳዊ Eግበትን Eድላትን ኣብ ክንዲ ዝኸፍተሉ፣
ብሐይሊ ኣስገዳድ ኣገልጋሊU መታን ክኸውን፤ Aረገውቲ ወለዲን ስድራ ቤትን ጠዋሪ
ዘይብሎም፣ ካብ ገጠርን ከተማን ገገፊፉ፣ ከም ሐጹር ግራት Aብ ጎቦታትን ሰናጭሮን Iዩ ሐጹር
ስርዓቱ ክኾንዎ ከዚንዎም ዝርከብ። መንEሰይ ነጻ Aተሐሳስባ ንኸየማEብል መዓልታዊ Aብ
ሂወቱ ዘጋጥሞ AልIሉ ከይዛረብ ከA “ መን Iሉካ ካበይ AምጺEካዮ” ዝብል ሐጹራት
Eንዳዘርግሔ፣ ብነጻ ሐዲሽ Aተሐሳስባ ክሐስብን፣ ንዝስምOን ዝረAዮን ነገራት ከምዘይብልን
ትንፋሱ ዓጽዩ ብሐቂ ናብ ደንበ Eንስሳ Iዩ ቐይርዎ። Eዚ ስለዝኾነ ከA ሎሚ ኤርትራዊ
መንEሰይ ካብ ሕሱምን መሪርን መግዛEቲ ህግደፍ ንኸምልጥ ከይፈተወ ሃገሩ ገዲፉ ንኽስደድ
ይግደድ ኣሎ። Eዚ ሐደ ካብቲ Aዝዩ ዘፍርህ ሐደገኛ ዝኾነ ተርEዮ ንልUላውነት ሃገርና ኤርትራ
ኣብ ሓደጋ ብዘይጥርጥር ዘውድቕ ምዃኑ ንጹር Iዩ። ብቑጠባዊ መዳይ ክረኤ Eንከሎ፡ ንሃገር
ዘልምEን ዝቕይርን ህዝቢ ክነሱ፣ ህግደፍ ንኹሉ ክዋፈር ዝኽEል ናይ ደቂ ሃገር ወፍሪ ርEሰ ማል PDF page 7
View this page in original PDF
Eድላት ሎኲቱ ዓጽዩዎ Iዩ። ሐደ ሰልፊ ፖለቲካዊ ስልጣን ክግብት Eንተኾይኑ፣ ቁጠባዊ
ሰረት’ውን ክብሕቶን ክቆጻጸሮን Aለዎ ካብ ዝብል ፍልስፍና ተበጊሱ፣ Aሎ ዝብሃል ናይታ ሃገር
ቁጠባዊ ሰረትን ምንጪን ብዘይተረፍ ገቢትዎ Iዩ። መላE ህዝብና በብዞባታቱ ንዝውንኖ
ዓቕሚን ትሕዝቶን ንኸየማEብል ሐጹራት Aብዚሑሉ Iዩ። ነቲ ሐደ ካብቲ ዝውንኖ መሬት
Eንዳፈናቐለ፣ ካብቲ ሐደ መንዚU ከA Eንዳዓደለ ህዝቢ ሕድሕዱ ከምዝናቖትን Aብ ሕድሕዱ
ምትEምማን ስIኑ ንኽስሐሐብን ከምዝተሐላሎን ጌሩ ሐድነትን ስኒቱን ክዘራርጎ ዝከAሎ ሰሪሑ
Iዩ። ንምEባለን ምEሩይ ዝርጋሔን ሃገራዊ ቁጠባ ዓጊቱ Iዩ። ህግደፍ ከምU ዝAመሰለ ሰናይ
ባህግን ሕልሚን’ውን የብሉን። መነባብሮ ህዝብና ኣብ ዝተሓተ ደረጃ ኣውዲቕዎ ጥራሕ ዘይኮነስ፡
Eቲ ከም ሰልፊ ንኸዔውቶ ዝሃንደሶ ናይ ገዛE ርEሱ ብሐቲ ቑጠባዊ መደባት’ውን Eንተኾነ፣ ካብ
መዓልቲ ናብ ማዓልቲ ሐሸምሸም Iሉ Eንዳወደቐ Uና Iዩ ዝኸውን ዘሎ። Eዚ ክውንነት’ዚ ከA
ብሓደ ወገን ንመንግስቲ ህግደፍ ካብ ካልOት ተጸባያይ ስለዝገብሮ፣ ብኻልAይ ሸነኽ ከA
ተመጽዋቲ ኮይኑ ከም መንግስቲ ስለዘይኽበርን ስለ ዝድፈርን፣ ንልUላውነት ሃገር ብርግጽ ኣብ
ሓደጋ ከም ዘውድቖ ንጹርን ብሩህን Iዩ። መንግስቲ ህግደፍ ህዝቢ ኤርትራ ኣንጻሩ መታን
ንኸይለዓሎ፣ ነቲ Aብ መንጎ ኤርትራን Iትዮጵያን ዝነበረ Aሉታዊ ናይ ተመኩሮ ሸነኻቱ ከም
መጎሃሃሪ ስሚIት Eንዳተጠቕመ፣ “Iትዮጵያ ብነጻነትና ፈጺማ Eግብቲ ክትከውን ኣይትኽEልን
Iያ፡ Eድል Eንተረኺባ ኣብ ትሕቲኣ ናይ ምEታውና ፈተነ ክትገብር ትኽEል Iያ” ዝብል
ስግኣትን ኣተሓሳስባን ህዝብና ከም መሕብI ብዓቲ ክሕብAሉ ዘይጸዓረ Aይኮነን። ባEሉ Aጒዱ
ዘሳወሮ ሐዊ ቃልቃል Eንዳበለ፣ ልUላውነትና ኣብ ሓደጋ ከምዘሎ ዘርI ምልEዓላትን ጎስጓሳትን
Aብ ትሕቲ “መኸተ” ዝብል መታለሊ ናይ Aምሰሉ ጭርሖ ምክያድ ከም ቀንዲ መሳርያU ጌሩ
ማEረ Eድመ ስልጣኑ ክዘውትሮ ጸኒሑ Iዩ። ገበናቱ ክሸፋፍን መሕብI ዝኾኖ ምስምሳት
Eንዳፈጠረ፣ Aዝዩ ምህሙንን ድኹምን ክነሱ ሐያል ክመስል፣ ተማጣጢሩ ክርክቦም ምስ
ዘይኽEል ጸላEቲ Eንዳፈጠረ፣ ምስ ኩሎም ጎረባብቱን ማሕበረ ሰብ ዓለምን ኣብ ባEሲን ክሲን
ተAሊኹ ይርከብ። Eዚ’ውን Eንተኾነ ብዝለዓለ ደረጅU ንጉዳይ ሃገርና ንተጻብOታት ዘሳጥሕ፣
ንልUላውነታ’ውን ናብ ሓደገኛ Aቕጣጫ ገጹ ንኸምርሕ’ዩ መንገዲ ዝኸፍት። ህግደፍ ብኹሉ
መዓቀኒታት ንልUላውነት Aብ ምድፋርን፣ ንሃገርናን ህዝብና ኣብ ሓደጋ ብምስጣሕ ቀዳማይ
ተሓታቲ Iዩ።
2. መንግስቲ Iትዮጵያ !!! ንተመኩሮ ታሪኽ ኤርትራን Iትዮጵያን ክንግምግም Eንከለና፣
Iትዮጵያውያን ንኤርትራ ኣካል ናይ Iትዮጵያ ንምግባር፣ ህዝቢ ኤርትራ ከA ነጻ ሃገረ ኤርትራ
ንምርግጋጽ ብዘካየዶ መሪር ናይ ተጋድሎ መስርሕ Iዩ ዝግለጽ። Eዚ ንመዋEል ዝወሰደ ቃልሲ፡
ኣብ ኣተሓሳስባ ኤርትራውያን ኮነ Iትዮጵያውያን ጌና Aሰሩ ዘይሃሰሰ Iዩ። Iትዮጵያውያን
ብነጻነት ኤርትራ ፈጺሞም ኣይኣምኑን Iዮም፡ ኣካል ናይ Iትዮጵያ ንምምላሳ ዝኽኣሎም
ክገብሩ Iዮም ዝብል ኤርትራዊ ስግAትን፣ኤርትራ ኣካል ናይ Iትዮጵያ Iያ፣ናብ Iትዮጵያ
ንምምላስ ኩሉ ዝከኣለና ክንገብር ኣሎና ዝብል Iትዮጵያዊ Eምንቶን ሕጂ’ውን ፈጺሙ ቂሂሙን
ተደምሲሱን’ዩ ክብሃል AይከAልን’ዩ። ነዚ Eምንቶታት’ዚ ሒዞም ዝዋስU ናይ ፖለቲካ
ተዋሳEትን ምሁራት Iትዮጵያውያን ጽሐፍትን’ውን ብተግባር ከጋጥሙና ጸኒሖምን
Aለዉን።ብIወደግ ዝምራሕ ናይ Iትዮጵያ መንግስቲ ወላ’ኳ ብነጻነት ኤርትራ Aሚኑ ምውሳU
ዘመስግኖ Eንተኾነ፣ Eቲ ሎሚ ብተግባር EንርEዮን EንEዘቦን ዘሎና ግን መልክU ይፈለ’ምበር፣
ካብቲ ናይ ቀደም ስርዓታት Iትዮጵያ Aብ ጉዳይ ኤርትራ ዘዘውትርዎ ዝነበሩ ሜላን ስልትን
ብዝረቐቐ መልክU ብዙሕ ዘራኽብ ዘይረሐሐቕ መንፈሳዊ Aተሐሳስባ ዘለዎ Iዩ። Eቶም
ቀዳሞት መንግስታት ብሩህን Eዉጁን ብዝኾነ መንገዲ’ዮም ንህልውና ነጻ ኤርትራ ተጻቢOሞ።
Eቶም ናይ ሕጂ ግን ምስ ጊዜU ዝጠዓዓም ረቂቕ ፖለቲካዊ ጸወታ ብምክያድ “ ነጻነትኩም
ንAምን … ክጥEመኩም ንደሊ … ክንሕግዘኩም Iና” ዝብል መስተማቕር ዝበዝሖ መደናገሪ
ሞቝሽሽ ቀመም ምሃብን፣ ንኤርትራዊ ተቓውሞ ምድኻምን ንኤርትራዊ ክብሪ ምርጋጽን
Eንተዘይኮይኑ ካልE ቁም ነገር Aይረኸብናሉን። Eቲ ዝተኸተልዎ ሜላ Aርጢብካ ክትEዘቦ ከለኻ
ከA፣ ተመሳሳሊ ንኤርትራ ኣብ ትሕቲ ፍጹም ምሕደራOም ከEትዉዋ ዝብል መግለጺ ንሕጂ
ክነጽንሖ’ኳ Eንተመረጽና፣ Aብ ትሕቲ ፍጹም ናይ ጽልዋ ቁጽጽሮም ንምEታው ግን PDF page 8
View this page in original PDF
ብዘይጥርጥር ዓላማOም Iዩ። ዝሐለፉ መንግስታት Iትዮጵያ ንኤርትራ ኣካሎም ኮይና
ንኽትነብር ብዘለዎም ዓቕሚታት ይሰርሑ ኔሮም፡ ተዓዊቶም ከA። ይኹን’ምበር ኩሉ ጻEሪታቶም
ብIትዮጵያዊ ዓቕሚታት ጥራሕ ዝተሰርሔ Eዮ Aይነበረን። Eቲ ናይ ኤርትራውያን ስEነት
ፖለቲካዊ ሐድነትን ዘይብሱል ፖለቲካዊ Aተሐሳስባን ናይ Aቦታትና ንረብሐታቶም Aገልጊሉ፣
ዝዓበየን ወሳኒ Eጃምን ተጻዊቱ Iዩ። ሎሚ ደጊምና ንተመኩሮ ታሪኽና ደፋE Iልና
ክንምርምሮን ክንEዘቦን ከለና፣ Eዚ ናይ ሎሚ ስርዓት Iትዮጵያ ዘዘውትሮ ጸወታ Aዝዩ ሜለኛ
Iዩ። ከመይ ነዛ ብማሕበረ ሰብ ዓለም ነጻነታ ዝተፈለጠላ ኤርትራ ከምቶም ቀዳሞት ብቐጥታ
ባEሉ ክጎብጣ ዘኽEል Eድል ጸቢብ Iዩ። ስለዝኾነ Eቲ ሜላ ጸወታ ክቕየር ግድነት Iዩ።
ንኤርትራ ዳግም ናብ ፍጹም ምቁጽጻርካ ንምምላስ፣ ሎሚ ከምቲ ናይ ቀደም ብቐጥታ ክትገብሮ
ስለዘይከኣል Eቲ ቀንዲ ፖለቲካዊ ስትራተጂ ንዓኻ ዝመስሉ፣ ብAኻ ከA ዝጽለዉን Aካላት ካብ
ውሽጢ ኤርትራውያን ምፍጣር ከም ቀንዲ Eማም ምውሳድ Iዩ። ነዚ ከም መሰነይታ ከA
ዜግነት ንዝሐትት ኤርትራዊ ብቐሊል ምሃብ፣ ብዙሕ ማራኺ ዝኾነ ገለ ሰብAዊ ደገፋት ከም ናይ
ትምህርቲ Eድል ንገለ ውሱን ቁጽሪ ብምሃብ ጽልዋታትካ ምስፋሕ፣ ብቐደሙስ Eንታ’ዶ ዘፈላሊ
ኔሩና Iዩ ዘብል ስሚIታት ከም ዝፍጠር ምግባር፣ ገለገለ ካብቶም ሜላታት ናይ ጽልዋ Iዮም።
Aብ ፖለቲካ መዳይ ምስ EንEዘብ፣ ንAተሃላልዋ ውድባት ተቓውሞ ብምርAይ Aብ ውሽጠን
ዘካይድዎ ጸወታት ምEዛብ Aኻሊ Iዩ። Iትዮጵያውያን ናይ ነብሲ ወከፍ ውድብ ይኹን
ምንቅስቓስ ብርታዔUን ድኽመታቱን መዚኖሞ Iዮም። Aብ ውሽጢ ዓውደ ተቓውሞ ዘሎ
ስEነት ሐድነታዊ Aመለኻኽታን Aተሐሳስባን ብኽምዝምዝዎ ዝኽEሉ Aገባብ ሰሪOሞ Iዮም።
ነቲ ብቐሊሉ ክጸልዎ Iየ Eትብሎ EንዳAቕረብካ፣ ነቲ ነጻነቱ ሐልዩ Aይሰምዓንን Eትብሎ ከA
ብኹሉ መዳያቱ Eንዳ Aዳኸምካ ምኻድ ሐደ ካብቲ ቀንዲ ናይዚ መድረኽዚ ሜላOም Iዩ።
ብሕጽር ዝበለ ብተግባር EንEዘቦ ዘለና ስትራተጂ Iትዮጵያ፣ ንጉዳይ ኤርትራ ብዝምልከት
በይኖም ክገብርዎ ዝኽEሉ ቁም ነገር ስለዘየለ፣ ነቲ ዘይሐድነት ናይ ኤርትራውያን ተጠቒሞም
ብኣታቶም ብዝምEዘዙ ኤርትራውያን ኣቢሎም መደባቶም ክሕንጽጹን ንኤርትራ ኣብ ትሕቲ
ቁጽጽር ጽልዋታቶም ንኸEትዉ ኩሉ ዝከAሎም ጻEሪ ፈተነታት የካይዱ Aለዉ። ኣብ ገለ ገለ
Eዋን Eውን ንዶባት ኤርትራ ሰሊኾም ድሌቶም ንኽፍጽሙ ወስ ክብሉ ይርኣዩ Iዮም። ገለ
ካብቲ መንግስቲ Iትዮጵያ ዘካይዶ ጻEሪታት፣ መጻIት ኤርትራ ከምቲ ንሳቶም ዝደልይዋ
መታን ክትኮነሎም፣ ናታቶም ስነሓሳብ Eትኽተል ሳተላይት ንኽገብሩዋ፣ ናታቶም ስነሓሳብ
ዝኽተላ ውድባት ንምስራሕን ንምጥፍጣፍን ለይቲ ምስ መዓልቲ ከየEረፉ ክሰርሑ Iዮም
ጸኒሖም። ብኣንጻሩ ከA ነተን ነጻ ፖለቲካዊ ውሳኔAን ዓቂበን ንናታቶም ሰነሓሳብ ዘይቕበላ
ውድባት ከዳኽሙን Aንጻረን ክጉስጉሱን ከምዝጸንሑ ንጹር Iዩ። ከም ውጽIቱ ንኤርትራዊ
ዓውደ ተቓውሞ Aብ ክንዲ ሰሚሩን ደሪጉን ውራዩ ነጻ ኮይኑ ዘካይድ፣ Aብ ውሽጡ ኩብራረ
ኮይኖም ከዋፍርዎን ተቓውሞU ከዳኽምዎ ጸኒሖምን ኣለዉን። Eቲ ዘገርም ከA ነቲ ዘሎን
ዝነበረን ደጊፍካ ክንዲ Aስሚርካ ምሕያሉ፣ ልEሊ ዋናታቱ ኮይኖም ሰባት Eንዳደለዩ በብሄርካ
ተወደብ Eንዳበሉ Aንቆራ ክፈጥሩሉን፣ ጉጅለታት AAኪብካ ናይ ሰሚናር’ዶ ጉባኤ መሳለጥያ
ሂብናካ Eንዳበልካ መመሊሱ ኤርትራዊ ሐይሊ ከም ዝበታተን ቀንዲ መተባባEቲ ኮይኖም
Iዮም። Iትዮጵያ ንማሕበረ ሰብ ዓለም ዝበየኖ ብይን ጥሒሳ ካብቲ ኣብ ናይ 1998 ዝሓዘቶ
ቦታታት ቀጺላ Eውን ድሕሪU ብውግE ንዝሐዘቶም ቦታታት ኤርትራ ለቒቃ ንኸይትወጽE
ዝወሰነት ንልUላውነት ኤርትራ ደፊራ ዘላ ሃገር ጥራሕ ዘይኮነት፣ Eድልን ጊዜን Aብ ዝረኸበትሉ
ንልUላውነት ሃገርና ምሉE ብምሉE ንኽትደፍር ወስታታት Eተካይድ ዘላ ሃገር ምዃና ብAግU
ከነስተብህለሉ ይግባE።
3. ደንበ ተቓውሞ !!! Aብ ደንበ ተቓውሞ ብዙሐት ንሃገሮምን ህዝቦምን ዝተሰለፉ ናይ ንEስነት
EድሜOም ዝሃቡ ጀጋኑ ተቓለስቲ ደቂ ሃገር ከምዘለዉ ምንም ዘካትE የብሉን። Eንተኾነ ግን ናይ
ደምበ ተቓውሞ Aመራርሐ’ስ ብሐቂ Aይግድን። መሰረታት ወላኳ Eጃም ከምዘለዎ ብሩህ
Eንተኾነ፣ መሪሕነት ደንበ ተቓውሞ ግን ኣብ ክንዲ ኣብ ሓባራዊ ስምምE በጺሑ፡ ነቲ ዝበጽሖ
ሓባራዊ ስምምE ንምEዋት ብሓባር ዝሰርሕ፣ ነቲ በብውድባቱ ንዝኣምነሉ Eላማታት ቅድሚያ
ብምሃብን ንEU ከA ንምEዋት፣ ኣብ ነንሕዱ Eንዳተቐናጸለ ምንባሩ የሕዝን።ፖለቲካዊ PDF page 9
View this page in original PDF
ፍልልያት ኤርትራውያን ወትሩ ካብ ቀደም’ውን ጀሚሩ፣ ንIትዮጵያውያን ዝደልይዎ ንኽገብሩ
ምቹE ባይታን Eድል ካብ ዝፈጥር ቀንዲ ናይ ሐደጋ ቀዳድ Iዩ። Eቲ ዘሎ ፖለቲካዊ ፍልልያት
ንመምርሒ መንግስቲ Iትዮጵያ ተማEዚዙ ንልUላውነት ኤርትራ ኣብ ሓደጋ ዘEቱ Aንፈታት
ንምትሐዝ’ውን Eንተኾነ ምቹE ባይታን ኣብ ምፍጣር ’ዩ ዝርከብ። ተቓወምቲ ውድባት Aብ
ጥራሕ ጎልጎል ንሕቶ ስልጣን AልIለን ክዋጠጣ ምርAይ ብሐቂ ንዓቕሚታት ተቓውሞናን
AመራርሐUን Aበየናይ ደረጃ ምህላዉ ዘምዝን Iዩ። በቲ ብተግባር EንርEዮ ዘለና ክEቀን ከሎ
ከA ወላ’ኳ Eቲ ጭርሖ “ ስልጣን ንህዝቢ” ዝብል መቃልሕ ይቃላሕ፣ በዚ Aተሐሕዛ’ዚ ምስ
Eንቕጽል Eሞ ከA ህግደፍ ምስ ዘልግስ፣ Eዚ EንርEዮ ዘለና ፖለቲካዊ ሐይልታት’ዚ ብዘይካ
ንነብሱ ኣብ ስልጣን ንምምጻE Eንተዘይኮይኑ፣ ስልጣን ንህዝቢ ከውህብን ከረክብን ዝኽEል
ንጹር መንገዲን ኣሰርን Aይተኸተለን Aይሐዘን’ውን። ካብ ሕጂ Eዚ Aገባብ’ዚ ተAሪሙ ምስ
ዘይከይድ ከA፣ Eቲ ስIቡ ክመጽE ዝኽEል ሐደጋታት ብቐሊሉ ዝርኤ Aይኮነን። ደንበ
ተቓውሞ ነብሱ ዳግማይ መዚኑ፣ ሃገራዊ ልቦና’ውን AEብዩ፣ ቅኑEን ንኹሉ ንጹርን ቅቡልን
ብዝኾነ Aገባብ ነብሱ EንተዘይሰሪU፣ በዚ ሕጂ ሒዝዎ ዘሎ Aገባብ ክርኤ Eንከሎ፣ ንኤርትራዊ
ልUላውነት ዘውሕስ መንገዲን ኣገባብን ሒዙ ከምዘየለ ብዘይቃል ዓለም ክበርሃሉ ይግባE። ደንበ
ተቓውሞ ንመሬቱ ሒዛ ዘላ መንግስቲ Iትዮጵያ ካብ መሬትና ውጹ ንኽብል ድፍረት ዘይውንን፣
ንመሬቱ ወሪሩ ሒዙ ዘሎ መንግስቲ ምEዙዝ ኽኸውን AይግብOን Iዩ። ህዝባዊ ግንባር
ንተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ AጥፊU ሜዳ ኤርትራ ንምብሐት ቀዳምነት ሂቡ፡ ነዞም ባድመ
ቀደም ኮነ ሎሚ ናትና Iያ ዝብሉ Iትዮጵያውያን፡ ምEንቲ ጊዝያዊ ረብሓታቱ ክረጋግጽ
ክብል፡ ባድመ ናትኩም ኣይኮነትን ክብል Aይደፈረን። Eቲ ኩሉ ጸገም ከይተፈትሔ ጸኒሑ’ዩ
ሕጂ ዘሳቕየና ዘሎ። ናይ ሎሚ ተቓውምቲ’ውን Eንተኾነ ነቲ ናይ ርሑቕ ዝመጽE ከይጠመታ
ንናይ ሎሚ ውድባዊ ረብሐታት ጥራሕ ብምምEዳው፣ ንጽባሕ ዝመጽE ሳEቤን ኣብ ግምት
ከየEተዋ፣ ምስ መሬተን ዝሓዘ ኣካል ክመሳሰላን ከቃባጥራን Eንተኾይነን፣ ብሐቂ ካብ ሕሉፍ
ታሪኻዊ ተመኩሮ ከም ዘይተመሃራሉ Iዩ ዘሕብር። ንጽባሕ’ውን ዘጠያይቕ Iዩ። ነዚ ኩሉ Aብ
ላEሊ ዝተዘርዘረ ሐቅታት Aብ ግምት ብምEታው፣ ብዝለዓለ ደረጃ ዋላኳ ህግደፍ ንልUላውነት
ሃገርና ኣብ ሓደጋ ብምEታው ልEሊ ኩሉ ተሓታቲ ምዃኑ ንጹር Eንተኾነ፣ መንግስቲ Iትዮጵያ
ዘካይዶ ዘሎ ረቂቅ ሐደገኛ ስልቲታትን ናይ ተቓወምቲ ውድባት ሰፍ ዘይብል ድኽመታትን
Eውን Eንተኾነ፣ ንልUላውነት ሃገርና ኣብ ሓደጋ ዘሳጥሕ፣ ድሕሪ ህግደፍ ዝስራE ተራ ይጻወታ
ከምዘለዋ ብሓላፍነት ተሓተትቲ ክኾና ምዃነን’ውን ንጹር ክኸውን ኣለዎ። ንልUላውነት ሃገርና
ብዘየወላውል Eነውሕስ፣ ንረብሐታታን ክብራን Eንከላኸል፣ ንሕና ኩሉና ኤርትራውያን Iና።
Eቲ ሕጂ ሒዝናዮ ዘሎና በብዝመስለካ Aገባብ መንገዲ ምኻድ ግን፣ ንሃገርና ኣብ ሓደጋ ዘEቱ
Eምበር ንልUላውነትና ፍጹም ዘውሕስ ኣይኮነን። ሃገርና ከነድሕንን ልUላውነትና ክነውሕስን፡
ኣነ ንበይነይ፡ ናተይ Eላማ ንበይኑ ክEወትን ክገዝEን ኣለዎ ዝብል ንኩሉና ዘይEክብ፣ ዓርሞሾሻዊ
ብቕዓትናን ሃገራዊ ዓቕሚታትናን Aዳኺሙ ዘቕህም Iዩ። ብመሰረቱ ከA ዘይደሞክራስያዊ
ኣተሓሳስባን ኣሰራርሓን ስለዝኾነ፣ በቲ ዝሐለፈ ተመኩሮ ምቕንዛው ሐዲግና ክንሰግሮ ይግባE።
ንኩሉ Aሉታታት ንጎኒ ገዲፍና፡ብመንገዲ ሰፊሕ ዘወሃህድ ግሉጽ ህዝባዊ ዓውደ መድረኽ ዘተ
Aቢልና፣ መሰል ናይ ኩሉ ኤርትራዊ ዘውሕስ፣ ዋንU ከA ህዝቢ ኤርትራ ዝኾነ ስልጣን
ብዘየሻሙ መልክU ንምፍጣር፣ ብሓባር ክንጽEር ከድልየና Iዩ። Eንተዘይኮይኑ ግን
ንተመኩሮታትና ብግቡE Eንተዘይመዚንና፣ ንፍንጡሕ Eተሃላልዋና ኩሉና ተዛቲና መፍትሕ
ምስ ዘይንረኽበሉ፣ ልUላውነትና Aብ ሐደጋ ክወድቕን፡ ብመስዋEቲ ኤርትራውያን ዘረጋገጽናዮ
ክብሪ ሃገርና ከነድፍርን Iና። ስለዚ ግሉጽ ህዝባዊ ዓውደ መድረኽ ዘተን ልዝብን Aብ ኩሉ
ይዓንብብ። Eወ ንኽEል Iና !!!
ብAማኒኤል ሃብተ (መንግስቱ) Aባል ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ነበር !!!