Extracted PDF page text

ዕላል ሰንበት

Machine-extracted derivative; not a transcript or translation. Reading order, spacing and characters have not been editorially verified. PDF page numbers are file positions, not printed page labels. No OCR has been added.

Open unchanged original PDF · Download unchanged PDF

Extraction status: extracted-unverified.

PDF page 1

View this page in original PDF

Eላል ሰንበት 
ምስ ሸፋቱ ህግደፍ ክሳE ንሰናበት 
 
ብወደባት፡ ግርማይ ኪዳነ (ወዲ ፊሊፖ) 
16/12/2012 
 
ደሞክራሲያዊ ምንቅስቓስ (መንካE) ምንቅስቓስ ኣ.ስ.ተ 
ጸገሞም ሓደ፡ 
 
ሕጂ Eውን ነዛ ናይ ሎሚ Eላል ከተዋህልልዋ ሕድሪ ዝብለኩም Eዚ ጠላም ስርርE 
ሸፋቱ ህ.ግ.ደ.ፍ ንEቲ ናጽነታዊ ገድልና ንጽንተታዊ መንነትና ጻEሩ ዝተጠቕመሉ 
ዝጥቀመሉ ዝነበረ ቶንኮላት፡ ከምቲ ቁሪ ናበይ ደሊኻ ድኻታት Eናሀለው ኣብ ቅድሜኻ 
ምስ በልዎ፡ ኣነስ ናብ ሃብታማት EዚOም ድኣ ብቐዳሞም ትሑዛት Iሉ ዝብልዎ፡ Eዚ 
ሽፍታዊ ስርርE Eዚ ንEቶም ምEንቲ ህዝቦምን ሃገሮምን ዝተወፈዩ በጃ ክሓልፍ 
ዘንቀሉ ዜጋታት ምሁር ተበላጺ ዝብል ወፍርታት ኣፍርዩ ኣካቢቡዎም ዝነበረ፡ ናብ 
ወጻI ሃገራት ንዝነበረ ኩነታት ከነዔርይን ተጨውዩ ዝነበረ ሓይልታትና ከነደልድልን 
ዝተወፈና ኣካላት ኣብ ጉEዞና ተምሳላቱ ልUኻቱ ኣፈልፊሉ ኣከቢቡና ዝነበረ Eዩ፡፡ 
 
ነዚ ዘረጋግጽ!! 
ናይ ነዊሕ Eዋን መቓልስቲ ብሃደ ወፈርቲ Eሞ Eቲ ኣብ መወዳEታ ስሳታት ዘጋጠመ 
ኩነታት ምጽዋር ተሳIኑ ቃልስና ክEረይ Eንተኾይኑ ወፍርና ብEንኮ ሃገራት ኣEራብን 
ተጽEኖ Eምነትና (ሃይማኖት) Eንተድኣ ተዋፊሩ ሓደገኛ ስለዝኾኑ ኣብ ምሉE ዓለም 
ከም ደቂ ዓለም ክልለ ብኹሉ ክEለ (ክድገፍ) ኣለዎ ተባሂሉ ዘጓዓዘና፡ ካብዚOም ካብ 
ዘመነ ሓራካ ማሕበር ሸውዓተ ወልደሚካኤል ኣብርሃን ተኸላይ ገብረስላሴን ንሓደ 
ምስረታ ምንቅስቓስ ድጋፍ ስልፊ ናጽነት ኤርትራ፡ ዝንቀሳቐሱ ዝነበሩ ኣብ ሞንጎOም 
ምጥርጣርን ዘይምትEምማንን ኣታኣታትዩ ምንባሩ፡ ከምቲ ኣብ Eላል ጅምዓት 
ዝሓበርኩኹም ንEቲ ዘጋጥሚ ዝነበረ ቶንኮላዊ ጸለመታት ብEቶም ነባሮ ሰለይቲ Iሳያስ 
ኣፈወርቅ ተማሃሮ ሶቬት ሕብረት ወኻሩ ናይዝጊ ክፍሉ፡ ኣብ I ጣልያ ምስ መጹ 
ክንዘራረበሉ ዝተበሃሃልና ኣብ I ጣልያ ተራኺብና ካብ ተኽላይን ገብረሚካኤል ወዲ 
ኣርባEተን ወጻI በይንና ክንዘራረበሉ ምድላይ ምስ Eቲ ዝንሕ I ለ ዝስማEኩዎ 
ኣቀባብላOም ኣብ ሜዳ ዝተፈላለየ ዝኾነ ብዙሕ ዝመጣጥን Eዩ፡፡ Eቲ ዝምጥኖ ኸኣ መን 
ወገን ሃገራዊ ቃልሲ መንከ ኣብ ሕሹኽሹኽ ብዓል ራEሲ ተራEዩ፡፡ 
 
ኣብ ውጉን ዝርርብና!! 
ኣነን ወልደሚካኤል ኣብርሃን፡ ንለባም ኣምተሉ ንዓሸኸ? ዶርጉሓሉ ከም ዝበሃል 
ትEዝብተይ ኣብ ምልስ ምልስ ካብ ሶቬት ሕብረት ናይ ዘመደ ተኽለን ጵጥሮስ ጸጋይን 
ከEልሎም ጀመርኩ ብኣን ብኣን ሙላቕ ትመስል “ኣብ ሜዳ ጸላEቲ ፈጢርካ ኣሎኻ 
ሓይልኻ ኣደልድል ዝበለኒ ብዙሕ ኣተሓሳሲባትኒ ሽUU ግን ክሳE ክንድቲ ኣድህቦ 
ዘይገበርኩላ ኣብቲ Eዋን Eቲ ኣብ ሜዳ ጸላEቲ ክህልውኒ ዝኽEሉ Eቶም ብወግI 
ዝምክቶም ዝነበርኩ ውድብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ Eዮም ዝብል Eምንቶ ስለ 
ዝነበረኒ፡፡ 
 
 
 1

PDF page 2

View this page in original PDF

 
“ክርድኣንን! ከጠራጥረንን ዝኸኣለ!!!” 
ብወርሒ (11) ሕዳር 1973 ኣብ ኣስመራ መታዓብይትና ዝነበረ ተወላዲ ኤርትራ ወዲ 
የመን ናይ የመን መኮንናዊ ትምህርቲ ክቐስም ንIጣልያ መጺI ዝነበረ ንEረፍቲ ዓደን 
ይምለስ ስለ ዝነበረ ከም ምስጢር ዓቂቡ ሓድሓድ ዝነፍስ ዝነበረ ወረታት ከጻርየለይ 
ድሕሪ ወርሒ ኣቢሉ ክምለስ ስለ ዝነበሮ ኣብ ምምላሱ ክሕብረኒ ሓቲተዮ ስለ ዝነበርኩ፡ 
ኣብቲ Eዋናት Eቲ ዝበሃል ወይ ዝነፍስ ዝነበረ ወሬታት ምስ Eቲ ብውድብ ተጋድሎ 
ሓርነት ኤርትራ ዝዘውር ዝነበረ ሕሜታት ስሩዓት Iትዮጵያ ስለያ ኣመሪካ ወዘተ… 
ዝብል ስለዝነበረ፡ ካበይን ብበዓል መንን ይዋፈር ምንባሩ ብሩህ ክኸውን ብEቲ ዝተዋፈረ 
ጸለመ ብድሆታት Eንስርቶ ዝነበርና ስርርE ኸይመክን ስክፍታታት ስለዝነበረኒ Eዩ፡፡ 
 
ቀንዲ ሕማም ርEሲ ዝኾነትኒ 
ጽቡቕን ኣወንታውን ኣስተምህሮ ትህብ ዝነበረት መጽሔት “ፊተውራሪ” ብክፍሊ ዜና 
ትመሓላለፍ ዝነበረት ኣብ ሳልሳይ ክፋል ጠጠው Iላ ጠጠው መበሊኣ ስለዝገረመንን 
ዘተሓሳሰበንን ዝስማE ዝነበረ ኸኣ ክፍሊ ዜና ተኣሲሮም ዝብል ወረ ስለ ዝነበረ ከምU 
Eውን ብዛEባ ስውE ሃብተስላሴ ገብረመድህን ናይ ሲ.ኣ.ኤይ. ኣባል ተባሂሉ ከም 
Eተኣስረን Eታ Eንኮ ከተጠራጥረኒ ዝኸኣለት፡ ወዮ ኣብ በይሩት ዝተገብረ ስምምE Eሞ 
ወልደሚካኤል ኣብርሃ ኸኣ Eቲ ስምምE ንግዜU ክንጥቀመሎም Eምበር ምስ በዓል 
መምህር Uስማን ሳልሕ ሳበ፡ ርጡብ ምትEምማን ከም ዘየልቦ ዝሓበረኒ ኣወሃሂደ Eቲ 
ክፍኣታት ናብኣቶም ኣላጊበዮ ስለዝነበርኩ ብዛEባ Iሳያስ ይኹን፡ ሽUU ንዓደን ዝመጸ 
ወልደሚካኤል ገብረማርያም ተጠንቀቐሎም Iለ ኣየማኸርኩዎን፡፤ 
 
የመናዊ መታዓብይትና 
ንዓይ ይኹን ንIሳያስ ኣፈወርቅ ንወልደሚካኤል ገብረማርያም ኣጸቢቑ ዝፈልጠና ስለ 
ዝነበረ ከምU Eውን Eባይ ኣስመራ ኾይኑ ኣብ ዘመነ ሓራካ ማሕበር ሸውዓተ ምሳይ 
ይኹን ሃይለ ወልዳሚካኤል (ሃይለ ጀብሃ) ሰIድ በሺር ጊላይ ግርማይ ኣብ ምዝርጋሕ 
ወረቓቕቲ ይተሓባበረና ስለዝነበረ ብዓቕሙ ንኩነታት ገድሊ ኤርትራ ይከታተሎ ስለ 
ዝነበረ ነቲ ብኣይ ዝተዋህቦ ምስጢር ኣብ ዓደን ምስ ከደ ንIሳያስን ወልደሚካኤል 
ገብረማርያምን ሓቢሩዎም፡፡ 
 
ጅምዓት የራኽበና 
ሰናይ ቅነ 
 
 2