Extracted PDF page text

Microsoft Word - W Amar's Action.doc

Machine-extracted derivative; not a transcript or translation. Reading order, spacing and characters have not been editorially verified. PDF page numbers are file positions, not printed page labels. No OCR has been added.

Open unchanged original PDF · Download unchanged PDF

Extraction status: extracted-unverified.

PDF page 1

View this page in original PDF

 
 
ኣቦ መምበር ወልደሱስ ዓማር ንሓደ ኣባል ፈጻሚ ኣካል ኣደስኪሉ። 
 
 
ኣቦ መምበር ሰ-ደ-ህ-ኤ ወልደሱስ ዓማር። 
 
 
ኣብዚ ቅንያት Eዚ ካብ Eለት 02 ነሓሰ 2010 ዓ.ም ዝጀመረ 2ይ ስሩE  ኣኼባ 
ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ገለ ክፋል ፋጻሚ ሽማግለ Eቲ ሰልፊ ብኣካል 
ኣብ ከተማ ፍራንክፈርት፡ Eቶም ዝተረፉ ካልOት ክኣ ብSkype ን4ይ መዓልቱ 
ዝቐጸለ ኣኼባ ከካይዱ ከም ዝቐነዩ Eቲ ዝተረኽበ ሓበሬታ  የረድE። 
 
ኣብዚ ኣኼባ Eዚ Eቲ ንፕረዚደንት Iሳያስ ኣፈወርቂ ክትክE ያኣዪ ዝሓልምን 
ብጽኑE ሕማም ስልጣን ዝዓወር ወልደሱስ ዓማር ንኣባል ፈጻሚ ኣካልን ሓላፊ 
ስርርEዊ ቤት ጽሕፈት ዞባ ኤውሮጳ ዝኾነ ኣቶ Iሳያስ ኣስፍሃ ካብ ኣኼባ ፈጻሚ 
ኣካል ብምስ¶ግ  ከመይ ጌርካ ንሰባት ከተደስክል ከምEትኽEል ድሮ ክለማመዶ 
ጀሚሩ ከምዘሎ Eቲ ሓበሬታ ወሲኹ የረድE። 
 
ኣቶ Iሳያስ ኣስፍሃ 
ኣባል ፈጻሚ ኣካል ሰ-ደ-ህ-ኤን ሓላፊ ስርርዓዊ ጉዳይት ዞባ ኤውሮጳን፤፤ 
 
 
ኣባል ፈጻሚ ኣካልን ሓላፊ ስርርዓዊ ቤት ጽሕፈት ዞባ ኤውሮጳ ኣቶ I ሳያስ 
ኣስፍሃ ካብ ኣኼባ ዘስጎጎ ምኽንያት ዛጊት ተፈሊጡ ከምዘሎ ኣብ ውሽጢ Eቲ 
ሰልፊ ዘይግሉጽን ጉጅላውን ነጻልን ኣሰራርሓ ከም ዘሎ ብጭብጢ ኣሰንዩ 
ኣቐዲሙ ብመንገዲ ኣቦ መምበር ወልደሱስ ዓማር ናብ ኩሎም ኣባላት ፈጸምቲ 
ኣካላት Iሉ ሰዲዱ EŠú   Eንተነበረ በቲ ኣቦ መምበር ግን ተሓቢU ስለ ዝተረፈ 
ደጊሙ ብድሮ ምጅማር Eቲ ኣኼባ ናብ ኩሎም ፈጸምቲ ኣካላት ብምቕራቡ ኣብ 

PDF page 2

View this page in original PDF

1ይ መዓልቲ Eቲ ኣኼባ ኣቦ መምበርን ደገፍቱን ኣብ ክንዲ ነቲ ኣሎ ዝብሃል 
ሽግር ረጊOም ክፈትሑ ዝፍትኑ <ንሓድነት ሰልፊ ዝፈታተን> ዝብል ሰፍ ዘይብል 
ስም ድሕሪ ምጥማቖም ኣብ ካልኣይ መዓልቲ E ቲ ኣኼባ ክኣ ግደፉ E ዚ 
ኣቕሪብዎ ዘሎ ትEዝብትን  ክስን ቅኑEን ንሕና Eውን Eንድግፎን Iና ዝብሉ 
ኣባላት ፈጻሚ ኣካል E ናሃለዉ ብምኽንያት ዝተወደበ ናይ ብዙሓት ድምጺ 
(Majorities) ብኣቦ መምበርን ጭፍርUን ካብ ኣኼባ ከም ዝስጎግን ከምዝድስክልን 
ተገይሩ ኣሎ። 
 
ምንጪ ሓበሬታ ኣቶ Iሳያስ ኣስፍሃ  
ሎንዶን Eለት 05 ነሓሰ 2010 ዓ.ም።