Extracted PDF page text
Microsoft Word - DH-7-News item 102T.doc
Machine-extracted derivative; not a transcript or translation. Reading order, spacing and characters have not been editorially verified. PDF page numbers are file positions, not printed page labels. No OCR has been added.
Open unchanged original PDF · Download unchanged PDF
Extraction status: extracted-unverified.
PDF page 1
View this page in original PDF
ካብ Eለት 8-14 ለካቲት 2009 ዓ.ም 462 ኤርትራውያን
ናብ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ ኣትዮም
ክፍሊ ዜናን ባህልን
ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራ
15.02.2009
ካብ Eለት 8-14 ለካቲት 2009 ዓ.ም.ፈ 462 ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ መደበር ስደተኛታት
ሸገራብ ከምዝኣተዉ፡ ምንጪታት ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ሱዳን ሓቢሮም። ዝርዝር ናይ’ቶም ኣብ
ሸገራብ ዝኣተዉ 462 ስደተኛታት ድማ ከም’ዚ ዝስEብ Iዩ።
ትሕቲ 5 ዓመት
ካብ 5-18 ዓመት
ልEሊ 18 ዓመት
ድምር
ደቂ ኣንስትዮ 16 35 65 116
ደቂ ተባEትዮ 11 81 254 346
ጠቕላላ ድምር 27 116 319 462
ድሕሪ ሓድሽ ዓመት 2009 ክሳብ 14.02.2009 ኣብ መደበር ስደተኛታት Uቕባ ዝሓተቱ ብዝሒ
ኤርትራውያን 3042 (2580+462) በጺሑ ኣሎ።