Extracted PDF page text
??? ?
Machine-extracted derivative; not a transcript or translation. Reading order, spacing and characters have not been editorially verified. PDF page numbers are file positions, not printed page labels. No OCR has been added.
Open unchanged original PDF · Download unchanged PDF
Extraction status: extracted-unverified.
PDF page 1
View this page in original PDF
1
1
ሽግር ተ.ሓ.ኤ-ሰባ ካብ ስሩ ይቀላE
ብ በይሉል (ናይ ብርI ስም)
ቀዳማይ ክፋል
Eዚ ስIቡ ዝቀርብ ዘሎ ታሪኻዊ ተረኽቦታት ንነዊሕ ግዜ ኣብ ማህደረይ ክEክቦ
ዝጸናሕኩን፣ ብተወሳኺ ብኣካል ነቲ ተረኸቦታት ካብ ዝተኻፈልዎ ብጾት ዝኣከብክዎን፣
ሓደ መዓልቲ ከኣ ንታሪኽ ክቀርብ ከምዘለዎ ኣሚነ ዓቂበ ዘጽነናሕክዎ ክኸውን Eንከሎ፣
ብዝከኣለኒ መጠን ብወድEነት ንታሪኽ Eምበር ንጸለመ ወይ ከE ንግዜያዊ ፖለቲካዊ
ፕሮፖጋንዳ ዝዓለመ ከይከውን ተጠንቂቐ ግዜን ኣድህቦን ብዓብዩ ብምሃብ
ከምዝጸሓፍክዎ ክገልጽ Eፈትው::
ኣብ ውሽጢ ተሓኤ-ሰባ ዝተጋህደ ፖለቲካዊ ፍልልያትን ስIቡ ካኣ ምፍንጫል
ምንቀሊU ድሕሪ 5ይ ስሩE ኣኼባ ምሕዝነት ወይ ከኣ ገለ ውሑዳት ዓመታት ጥራይ
ዝEድሜU ጎንጺ ዝመስሎም ብዙሓት Eዮም:: Eቲ ሓቂ ግን ከምU ኣይኮነን:: ሓፈሻዊ
ስEሊ ንምሃብ ኣስIበ ገለ ቁንጣሮ ካብቲ ተረኽቦታት ክገልጽ ክፍትን Eየ::
ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ብ1981 ብናይ ደገን ናይ ውሽጥን 4 ተዛራራዪቲ ሓይልታት
ተጠቒዓ ንሱዳን ድሕሪ ምEታው፣ Aብ ተነጺፉ ዝጸንሐ ሓምሻይ ናይ ደገ ኣካል ዝርያ
ተሳጠሐት:: መቐጸልታ ናይቲ ውዲታዊ ውግE ድማ ረኽሲ፣ ደግሲ፣ Eንዳኾነ
በብግዝዩU Eንዳተፋናጀረ መጸ:: ንሱ ከኣ ቀዲሙ ምፍንጫልን Eልዋን ራሳይን: ቀጺሉ
ምፍንጫል ናይ ኮሮኮን ታሃዳይን፣ ምስጓም ንግርማይካን ተራEየ:: ኣብቲ መስርሕ ናይ
Eቲ ጉEዞ፣ ማለት ድሕሪ Eልዋ ናይ ራሳይ፣ ባዶ መሪሕነት ተፈጥረ:: ነዚ ንምሽፋን
ግድነት ስለ ዝኾነ ድማ: ንሰራዊት ትመርሕ ሓንቲ ግዝያዊት ሽማግለ ካብ ሰራዊት
ሓርነት ወጸት:: ኮይኑ ግን ሓደ ክፋል ናይ’ዚ ዝተመርጸት ሽማግለ መሰረቱ መሪሑ
ንግርማይካ ናብ ህዝባዊ ግንባር ኣተወ:: Eቲ ዝተረፈ ድማ ምስ ውድብ ቀጸለ:: Eንተኾነ
ግን ሕጅ’ውን ገለ ኣባላት ካብቲ ዝተረፉ ሽማግለ ብሓላፍነት ነቲ ተፈጢሩ ዘሎ ፖለቲካዊ
ጸገማት ኣርሒቅካ ብምጥማት፣ውድብ ንምድሓንን ታሪኻዊ ቦትU ንምEቃብ ምስቶም
ንEልዋ ራሳይን ጉጅለ በትንን ብምጽራር ምርጭOም ዝወሰዱ ኣባላት መሪሕነት ይኹኑPDF page 2
View this page in original PDF
2
2
ላEለዎት ካድራት ብምትሕብባር ታሪኻዊ ሓላፍነት ኣብ ክንዲ ዝስከም፣ ነዚ ከም
መተካAታ ዘይርከቦ E ድል ብምቕጻር: ብምስጢር ነብሶም ብምስራE፣ ብዘየጋባቡን
በቋራጭን ስልጣን ክምንጥልን ውድብ ክቋጻጸርን ሃቀነ::
Eዚ ኣንጃ Eዚ ርሑቅ ፖለቲካዊ መደብ E ዮ ዘይውንን፣ ሃሙ ስልጣንን ውልቃዊ
ጥቕምታትን ንምሕላው ጥራይ ስለዘገደሶ፣ ንጸቢብ ጥቕምታቱ ንምEዋት ተዓጠቀ:: ነዚ
ንምትግባር ከኣ ነብሱ ብምውዳብ ተንቀሳቐሰ:: EላመU ስልጣን ንጉጅላዊ ረብሓ ጥራይ
ብምነባሩ ምቓም ሽማግለ: ኣብ ክነዲ ንረብሓ ትጽቢት መሰረታት ዝውEል፣ መደሃኒት
ዘይብሉ መርዛም ኣማሳኒ ውሽጣዊ ውድባዊ ሕማም ኮይኑ ተረኽበ ጥራይ ዘይኮነስ፣ ዳርጋ
ሙሉE ብሙሉE ምስታ ንጀብሃ ንምብራስ ከም ቀንድን ቀዳማይን E ላማኣ ዝገበረት
ህዘባዊ ግንባር’ውን ዝሳነ ነይሩ፣ Eንተተባህለ ዝተጋነን ኣይኮነን:: ዝፈላለዩሉ ነገር
Eንተሃልዩ፣ E ላማ ህዘባዊ ግንባር ጀብሃን ታሪኻን ካብ ገጽ ኤርትራን ሓንጎል
ኤርትራውያን ምጥፋE ክኸውን ከሎ: ናይ Eዚ ጉጅለ’ዚ Eላማ ግን: ነቲ ኩሉ ብጀብሃዊ
ፖሎቲካዊ ባህሪን መትከልን ዝኣምንን ዝምራሕን: ብUU ድማ ዝሕለቕን ዘበለ
ብምብታን: ብስም ጀብሃ ዝብል መጸውI: ሓንቲ ጸባብ ውድብ ንድጉል በታኒ ጉጅለ ናይ
መነባበሪ ሕቶ ትምልስ ካምፓኒ ኮይና ንኽትነብር ምቕራጻን Eዩ ክበሃል ይከኣል::
ድጉል በታኒ ጉጅለ
ኣቃቑማ ናይዚ ጉጅለ Eዚ ኣብ ላEሊ ተዘርዚሩ ከምዘሎ ሓደ ክፋል ካብቲ ምስ ውደብ
ዝተረፈ ማለት ተረኽቦ ናይ ራሳይ ዝፈጦሮ ሽማግለ ኮይኑ: ኣብ ውሽጢ ውድብ ነብሱ
ሰሪU: ንኣሰታት 20 ዓመት ዝኣክል ንውድብ Eንዳ ፍሓቐ ንጸቢብ ጉጅላዊ ረብሕU ከም
ዝውEል ብምግባር: ብዓቕሚ ንጉጅሉU ብዘገልግል ኣገባብ ጥራይ ብምስራEን: ንውድብ
ኣብ ሓደ ጸቢብ ጎደና ሓኒቑዎ Eንክሊል ክብልን ጸኒሑ::
Eዚ ጉጅለ ነታ ብሃንደበት ዝወረደቶ ስልጣን ነባሪት ንኽገብራ ድማ ብግስ ከይበለ ባይታ
ክምድምድ ጀመረ:: ኣብ ኮሮኮን ፍልልይ ኣብ መንጎናን ኣብ መንጎ ሳግምን ኣብ ዝላዓለ
ድረጅU በጺሑ፣ ማዓስከር ድሕሪ ምፍላዩ ብቐጥታን ብጻEቂ ኣብ ሰራዊት ተንቃሳቐሰ::
ንሱ ኻኣ ንተጋደልቲ ብምክፍፋል ንUU ዝመስሉ ክኸስብን ኣብ ጎኑ ደው ከብልን
(ክሰርE) Eንከሎ፣ በቲ ኻለE ሸነኽ ድማ ነቶም ብUU ዘይታለሉን ዘይክሰቡን: በታ
ቀንዲ መለለይቱ ዝኾነት መሳርሒት: ማለት ስም ንጹሓን ተቓለስቲ ምቕንጻልን ናይPDF page 3
View this page in original PDF
3
3
ቃልሲ ሕልነOም ምቕታልን: ኣገዳሲ መድርኻዊ E ማም ገይሩ ወሰዶ:: ንኣብነት ሓደ
ተጋዳላይ፣ ንናይ’ዚ ጉጅለ’ዚ ኣገባብ ኣከያይዳን ኣቕጣጫን ኣማEድዩ ዘስተብሃለን:
ፖሎቲካዊ ባህሪ ናይ ውድብና ይጥምዘዝ ኣሎ ዝበለን: … ኩርኩር ሰውራዊ ባይቶ…
ተባሂሉ: ብኹሉ ከም ዝፍንፈንን ነብሱ ከም ዝጸልEን: ካብU ሓሊፉ ድማ ተባሳጭዩ
ቃለሲ ከምዝገድፍን ወፈራ ይካየደሉ:: ብሓቂ ድማ ነቲ ንዳርጋ ፍርቂ E ድሚU
ዝተቓለሰሉ Eላማን: ቑኑE ጀብሃዊ ፖሎቲካዊ መደብ Eዮን ብምEቃቡን: Eብ’ዚ መርገጽ
Eዚ ደው ብምባሉ ድማ ከም ብዙሓት መቓልስቱን ኣEሩኽቱን ዝነበሩ ዝተወፈየ
ተቓላሳይ ክነሱ: ብዘይኣምነሉ ስያመ ብኩረኩርነት ክጽዋE ከሎ፣ Eሞ ድማ ካብ ብጾተይ
ዝብሎም: ኣብ ኣEምሩU ዝፈጥረሉ ስንምብራት Eንታይ ከም ዝመስል ብሩህ Eዩ::
ይኹን Eምበር Eዚ ጉጅለ በቲ ናይ ስም ቅንጸላን ጸለመን ዝኾነ ድሑር ሓኽሊ
መጽረብያ ኮነ ካልE ደጋዊ ኣጋጣሚታት ብምጥቃም፣ ነዛ ውድብ Eናጸረበን Eናጸንጸለን
ንጉጅለU ብዝጥEም ኣገባብ ክቐርጻ ዝተጠቕመላን፣ ክሳብ ሕጅ ውን ዝጥቀመላ ዘሎን፣
ኣብቲ ግዜ’ቲ ናይ ስም ቅንጸላ ዘመተ ብሓቂ ኣድማIት መሳሪሒት ኮነት:: ብፍላይ ድማ
ምስ ናይቲ ግዜ’ቲ ዝነበረ ንጹህ ሓንጎል:: ከም ውጽIቱ ድማ Eቲ ኣብ ኮሮኮን ዝነበረ
ሰራዊትናን ህዝብናን ልቡ ኣዝዩ ክራሓሓቕ ጀመረ:: Eቲ ኣብ ጎኒ Eዚ ጉጅለ ደው ዝበለ
ሕቖ ዝሐዘ ኮይኑ ተሰሚUዎ ሓዲሽ መንፈስን ፍናን ከርI ከሎ፣ Eቲ ሰፊሕ ቁጽሪ
ጀብሃውን ንጀብሃዊ ፖሎቲካዊ መስመር ዝከላኸልን ድማ ”… ወይለይ ኣንታ ሕጅ ውን
ካኣ’ዶ ሳልሳይ ሽግር ኣሎ’ዩ… ፣.. ኣብ ውሽጥና ገና Eምባኣር ኣይጸረናን Iና … ”
ብምባል ሙሉE ብሙሉE ሞራሉ ተተንከፈ:: Eዚ ሽግር Eዚ ፍታሕ ክረክብ Eንዳተጸበየ
ከሎ ድማ፣ ወከልቲ ሰራዊት ነቲ ከበኽብኹዎ ዝጽEሩ ዝጸንሑ ናይ ሰራዊት ሓርነት
ውሽጣዊ ሓድነትን ሓያልነቱን ኣብ መEረፊU ንኽበጽሕ: ንድጉል መደባቶም መሸፈኒ
ዝኸውን ደጋዊ ውዲታት ኣሰናድU:: ብኸምዚ ዝስEብ ድማ ናብ መሪሕነት ውድብ
ጠለብ ኣቐረቡ:: ”… ንሕና ምስ ሰራዊት Eንዳ ሳበ ኣብ ጋሽ ዝምድናና ኣብ ዝላዓለ
ድረጅU ኣብጺሕናዮ Iና… :: Eሞ ንስኹም ሰውራዊ ባይቶ ድማ ሕጂ ክትራኽቡዎም
ኣለኩም” ብምባል ኣብ’ታ ጸባብ ግዜ ጸቕጢ ገበሩ:: በዚ መሰረት ሰራዊት ሓርነትና ኣብ
ክልተ ተኸፊሉ ከሎ ናብ ህዝባዊ ሓይልታት ንኽኣቱ ተኣዘዘ:: ምስ መሪር ሓዘን ውሽጣዊ
ዘይተኣማምነት ድማ ምቕጻል ዶ ወይስ ምብታን ዝብል ሕቶ ኣብ ቅድሚ ሰራዊት
ሓርነት ምስ ተገተረ፣ Eቲ ዘይፍታሕ ጀብሃ ወይ ሞት ቅናቱ ብዝያዳ ተረረን: ብትብዓት
ካኣ ውደብና ኣይንጥልምን ብምባል፣ ምቕጻል ክሳብ መጨረሰታ መረጸ:: ኮይኑ ግን፣PDF page 4
View this page in original PDF
4
4
ውድብና ሕጅ ውን Eንደገና ንሻድሻይ ግዜ ኣብ ክትወጸሉ ዘይትኽEል መጻወደያ
ኣተወት:: ከም ቀደማ ከኣ ብውሽጥን ብደገን ተጣሕነት:: ሰራዊት ሓርነት ኣብ Iድ
ጃስር ድሕሪ ምስቓዩ፣ ከም ምሩኽ ሰራዊት፣ንዳግመ ዓዛብ ብብረት ተኸቢቡ ኣደዳ ናይ
ግንባር ኮነ:: በዚ መሰረት Eዚ ጉጀለ ብተዘዋዋሪ መንገዲ ን ህ.ግ. ኣገልገለ:: ብከዳE
ስሪሒት Eዚ ጉጅለ Eዚ ናይ ንጹሃት ተቓለስቲ Eድል ብኸመዚ ተደምዲሙ::
Eዚ ኣብ ኮሮኮን ዝተኻየደ ኣEናዊ ታሪኽን ሳEቤናቱን ክኸውን Eንከሎ፣ በቲ ካልA ሸነኽ
ድማ፣መራሕቲ ጉጀለ መደባቶም ንምክያድ ኣቐዲሞም ነብሶም መቓቒሎም Eዮም
ተታሓዞሞ ኔሮም:: ገለ ኣብ ላEሊ ውጺIቱ ከም ዝረኣናዮ ኣብ ሰራዊት ክንቀሳቐሱ
ከለዉ፣ ገለ ድማ ናብ ከተማታት ሱዳን ኣብ በዓል ከሰላ ብምEታው ውሽጢ ውሸጢ
ስርርዓቶም የካይዱ ነበሩ:: Eቲ ግዜ Eቲ ጀብሃ ኣብ ድቕድቕ ዝበለ ብናይ ጸልማት
ታኼላ ተዋሒጣትሉ ዝነበረት ግዜ Eዩ ነይሩ:: ግን ’… ሕማቕ ግዜስ ባዓል ጋEሳ
ኣለዋ….’ ከም ዝባሃል መራሕቲ ጉጅለ Eዚ ኣብ ክንዲ ውሽጣዊ ሓድነት ዝድልድለሉ
ኩነታት ውድብ ዝመሓየሸሉ ሓላፍነታዊ ክስተታት ዘገድሶም፣ ”… ንሕናን ንሳቶምን… ”
ኣብ ዝብል ጸቢብ ምልEዓል ጥሒሎም፣ ነዚ ከም ሓደ ዓቢ ወርቃዊ Eድል ተጠቒሞም
ብጸልማት ተሸፊኖም ሃረርትOም ዘርውይሉ Eንኮ መንገዲ ገይሮም ረኣይዎ::
ኮይኑ ግን Eቲ ገና ደረት ዝሳኣነ ቀጻሊ ሽግራት ኣብ ልEሊ ውድብና ሕምብሊል ዝበለሉ
ዝነበረ ግዜ ከምኻኑ መጠን፣ Eቶም ኣብU ዝንቀሳቐሱ ዝነበሩ ገለ ክፋል ካብ ግዝያዊት
ሽማግለ ሓደ ካብ ሰውራዊ ባይቶን ብመንግስቲ ሱዳን ተኣስሩ:: Eንተኾነ ኣብዚ ውን
ጸቢብነት ብባሕረያቱ ኩሉ ግዜ Eንዳጸበበ ስለ ዝወርድ፣ ድሕሪ ምፍታሕ Eቲ Eድል ናይ
ደገ ማለት ንወጻI ምኻድ ከምዘሎ ምስ ፈለጡ፣ Eንደገና ኣብ፤ ’… ንጉጅለና ዶ ወይሲ
ንነብስና… ’ ዝብል ምርጫ ኣተዉ:: Eሞ ንነብሶም ኣቐደሙ:: ስለዚ U ሱራት ናይ
ጉጅለ፣ ናይ ኣመሪካ ምኻድ ሕቶ: ከም ከምልጥ ዘይግቦO ህይወታዊ ክስተት ጌሮም
ወሰድዎ:: ካብ ቤት ማEሰረቲ ድሕሪ ምውጻE፣ ብዘይ ምምታE ከምቲ ንጀብሃ ኣብ
ጸልማት ግዜ ንጸቢብ ጉጀላዊ ጥቕሞም ክብሉ ዝጠለሙዋ: ነቲ ዝተሰከምዎ ጉጅላዊ
ሓላፍነት(Eማም) ጠንጢኖም ውልቃዊ ረብሖOም ንምምEራር ተሳናቢቶም ከዱ:: ገለ
ተጋደልቲ ኣብ ካርቱም፣ ንUሱራት ነበር ንኣመሪካ ምኻድ ምውሳኖም ቂር ዝበሎም፣
ሓቲቶሞም ክምልሰሎም ከሎ፣- ”… ሕጂ Eኮ ጅብሃ ኣብቂዓ Eያ ድሕሪ ሕጂ ተሲኣ ኣብPDF page 5
View this page in original PDF
5
5
ዝነበረቶ ክትምለስ ማለት ኣድጊ ቀርኒ ኣውጺኣ ማለት Eዩ… ” ክብል ሓደ ካብOም
መለሰ:: ዘገርም ድማ Eቶም ብኸምዚ ምስላ Eዚ ዝገምገምዎ፣ ንትንሳኤን ቀጻልነትን
ጀብሃ፣ ሕጂ ተሲኣ ምስ ራኣዩዋ Eንደገና ቀንዲ ታዋሳEትን ናይ ጸይቂ መራሕትን
ኮይኖም ኣለዉ::
Eሱራት ነበር፣ ድሮ ቅድሚ ምEሳሮም ውሽጣዊ ስርርዓቶም ኣEኲኾም ዝምድናታቶም
ኣደልዲሎም ስለ ዝጸንሑ: በቶም ዝተረፉ ቀጸለ:: ሰራዊት Eዩ ወኪሉና ብምባል ድማ:
ምስ ሰውራዊ ባይቶ ጎኒ ንጎኒ ኣብ ውድባዊ ኮንፈረንስ በጽሑ:: ውድባዊ ኮንፈረንሰ ካብቲ
ቀንዲ መደባቱ ፣ ነቲ ኣጸጊሙ ዝጸንሐ ክልተ ኣመራራሓ ንምፍታሕ Eዩ ነይሩ:: የግዳስ
ብኣንጻሩ ክልተ Eላማታት ዝሓዘ ከልተ ኮንፈረንስ ኣብ ሓደ ግዜ ተኻይዱ:: Eቲ ሓደ
ንድሕነትን ቀጻልነትን ውደብ ዝዓለመ ክኸውን ከሎ፣ Eቲ ካልኣይ ( ብምስጢር ) ግን
ንውዲታቱ ዘEሙቖሉን: ንቐጻሊ መደባቱ ባይታ ዘጣጣሐሉ ወሳኒ E ድል ነበረ:: Eዚ
ዓይነት ውዲት ሕጂ ኣብ ካልኣይ ሱሩE ኣኼባ ሰውራዊ ባይቶ ናይ ኣዲሰ ኣበባ ኣይኮነ
ተጀሚሩ:: Eኳድኣ ነዚ ጉጅለ Eዚን ኣEናዊ መደባቱን ዘAወተ: መሪር ተመኩሮ Eዩ::
ብ1985 ዓ.ም ኣብ ውድባዊ ኮንፈረንስ ኣብ ከሰላ: ውድብ ኣብ ቃራና መንገዲ ደው
ብምባል ናይ ..ጀብሃ ሞት ዶ ወይሲ ሕየት..፣ ኣብ ዝበሃለሉ ዝነበረ ሰዓት: Eዚ ክደዓት
Eዚ፣ ብዝኸፍA መልኩU ብኸምዚ ዝስEብ፣ ተፈጺሙ::
1- ነቶም ምሰU ዝነበሩ ኣባላት ግዘያዊት ሽማግለ ግን ከኣ ኣብቲ ውዲት ብባህርያቶም
ምስU ዘይሰማምU: ብውሽጢ ውሽጢ ኣግሎምም::
2- ብምስጢር ገለ ካብ ኣባላት ሰውራዊ ባይቶን ካሎOት ምስOም ዝሰማምU ካድራት
ብምጽንባር ዳገመ ስርርOም ኣካየዱ:: መደባቶም ድማ ብዝሓየለን ብዝረቐቐን ኣገባብ
ሓንጸጹ::
ሓደ ካብቶም ምስዚ ጉጅለ ጥቅምታቱ ባኣግU ዝኣሰረ Iብራሂም መሓመድ ዓሊ Eዩ::
Iብራሂም ጥቕምታቱ Eንታይ Eዩ…… !!? ፣ ብኸመይ ከኣ ነዚ ጉጅለ የገልግለ ነበረን
ኣሎን …. !!? ኣብ ዝስEብ ክፋል ክገልጾ ክፍትን Eየ::
PDF page 6
View this page in original PDF
6
6
ይቕጽል