Extracted PDF page text
Microsoft Word - Tarik qalsi Eritrea kalay kifal.doc
Machine-extracted derivative; not a transcript or translation. Reading order, spacing and characters have not been editorially verified. PDF page numbers are file positions, not printed page labels. No OCR has been added.
Open unchanged original PDF · Download unchanged PDF
Extraction status: extracted-unverified.
PDF page 1
View this page in original PDF
1
ታሪኽ ቃልሲ ኤርትራ
ዝነግሮ ድዩ ተሳIኑ
ንኸይንገር፡ ተዓፊኑ?
ብወደባት፡ ግርማይ ኪዳነ (ወዲ ፊሊፖ)
ሚላኖ-Iጣልያ
መቐጸልታ ክፋል
ኣብ ልEሊ ወላድየይ ዝተፈጸመ መቕተልቲ ከምቲ ጸላEቲ ንኸተሃላልቑና ዝኣለሙዎ
ሃይማኖታዊ ግርጭት ዘይኮነ ንምቕታልን ምEንቃፍን ኤርትራውነት Eዩ Eሞ፡ Eቲ ደም
ወላድየይ መማሐልን መረጋገጺ ሕውነትና ጠማሪ ክኸውን Eላቦ፡፡
ቃል ክቡር ዶክቶር ሳልሕ ዓብዱልቓድር ኪበረ፡፡ (ኣብ ሲናማ Iምፐሮ-ኣስመራ ብ1951)
ክቡራት ክቡራን
ብቓላት ዶክቶር ሳልሕ ዓብዱልቓድር ከቢረ ገይረ ነዛ ናይ ሎሚ ክፋል ጽሕፍተይ ክጅምራ
ዝገደደኒ ኤርትራውያን ሎሚ ወሪዱና ቀጺሉ ዝወርደና ዘሎ ግፍEታት ብሰብ ሕድሪ
ኤርትራውያን ዘይኮነ ብውሑዳት ጠላማት ነጸብራቕ ማሕበር ኣንድነት Eጥቆም ጥልመት Eዩ
Eሞ፡ ኣብዚ ሕጂ ተጠማጢምናዮ ዘሎና መኸተ ንጥፋEዶ? ንኸይንጠፍE ነጥፍE! ተኣማሚንና
ተሓባሒብና Eነጣጥሖ ባይታ ድሕነት ንቅሳነትን ካልE ይትረፍ ቅንጥው ኣቢላ ገ-Eናበሉኻ
ኣይትጋገ ከተስምዓናን ከተዘክረናን ኣብ ሃንቀውታናን ሃንቀውታ ስድራቤታትናን ከተምርሐና
ከተታሓሳስበና I ለ Eየ Eሞ፡ ሰናይ ምርምርን ሰናይ ምኽርን ንኹልና I ለ ኣብ ኣርEስተ
ዓንቀጸይ ክኣቱ፡፡
ኤርትራውያን!
ቃልስና ብረታዊ ግጥምና ኣብ ዓለም ካብቲ ዝነወሔ ግዜ ዘሕለፈ ምዃኑ ታሪኽ ቃልስታት
ዓለም ዝመዝገቦ Eዩ፡ ከንውሕ ዝኸኣለ ኸኣ፡ Eቲ ሓይሊ Eንገጥሞም ዝነበርና ስርዓታትን
ዓንገልቶምን ከቢድ-ረዚኑ ንUUን ምምካት ዓቕሚ ጎዲሉ ዘይኮነ፡ ኣብ ውሻጠና ዝነበ
ሕርኽርኻትን ምትሕልላኻትን ንኸይጸሪ ብሸፍኖ ሸፍኖ ኣብ ኣፍልጦ ህዝቢ ኣይፈኖ ኾይኑ፡
ዝግበር ዝነበረ ቶንኮላት ኣተግበርትን ናታቶም ተመሃሮ Eሱባትን ብቃልሲ ንናጽነት ዝተሸፈነ PDF page 2
View this page in original PDF
2
ክፍኣታት ስለ ዝሸፋፈን ዝነበረ ጅግና ንሃገር ክስዋE ብኣንደላሓቕቲ ኸኣ ቶንኮል ይጥጃE
ነይሩ፡፡
ምስ ግዜ ኸኣ፡
መዛምርቲ ገበን፡ መን Eዩ Eሞ ክኸስስ ንመን ኮይኑ፡ ውራይ ሃገርን ህዝብን ተወንዚፉ ኣብ
ሕድሕዳዊ ውድድራት ተነጻጺፉ ስለ ዝተጓEዘ ወዮ በጃ ህዝቢ ዝፈሰሰ ደም ዝተኸስከሰ ኣEጽምቲ
መቋመሪ ውሑዳት ኮይኑ Eነሆ ኣሳቕዩና የሳቕየና ጌና Eውን ኣወንታዊ መEለቢ መገደቢ
Eንተዘይጌርናሉ ከሳቕየና Eዩ፡፡
ኣብዚ Eዋን Eዚ!
ህዝቢ ኤርትራ ዘሕልፎ ዘሎ ስቓየ መከራ ንኹሉ ብሩህ Eዩ፡፡ ነዚ ኸኣ ክትዓግቶ መጎተን ኣነ
Eባ ንሕና Eባ ዘይኮነ፡ ኩልና ብሓደ ኣብ ሓደ ጥምረት ጸረ ምልካዊ ሽፍታዊ ስርዓት ሸፋቱ
ንEጠቕ ክበሃል ዝግበO ከም ተወዳደርቲ ጸሞቕቲ ስዋ ናተይ ይጥEም ናተይ Eባ ተባሃሂልካ
ምውድዳር ድሕሪ ባይታ ( ምስጢር) Eቶም ተወዳደርቲ ክፍለጥ ኣለዎ I ልና ክንመራመር
ንውዓል ንሕደር መልሲ ክንረክብ ዘበት (Eጭ) ስለ ዝኾነ፡ ደብተር ጉEዞ ቃልሲ ክግንጸል ምስ
ዘይግንጸል ከኣ፡ Eቶም ንምግንጻል ዝኣብዩ ኸኣ ኣብታ ነጋሪት ደብተር ከም ዘለው ንነብሶም
ዝሕልው ምዃኖም ክንፈልጦም ጸገም ኣይኮነን፡፡
ክኒU ኸኣ!
ንሶም ውድብ፣ ሰልፊ፣ ማሕበር ክብሉ ክድብሉ ኣወንታ፡ ብሄራት ንዝተመንዘOO ንዝተገትኤO
መሰለን ባEለን ክሓታ Eንተተወዳደባ ኽኣ ኣሉታ ዝገብሮ ዘሎ ክልተ ትርጉም ኣለዎ፡
ሀ/ ስድራቤታት ንመሰሉ መሰል ስድራቤቱ ብቓልE Eንተድኣ መኪቱ፡ ይፈተው ይጸላE
ዘይተርፍ Eዩ ዓወቱ Eሞ፡ ብፍቓዱ Eንተዘይኮይኑ ብሸናሕናሖም ስለ ዘይቅየድ ክኒU ኸኣ ንዓ
ደይብ ንዓ ውረድ ክብሎም ስለ ዝኽEል ሕልምታቶም ስለ ዝብክል Eዩ፡፡
ለ/ ደብተር ምንቅስቓስ ሓርነት ኤርትራ (ሓራካ) Eንተተገንጺላ ክንደይ ኣብ ውሻጠ ተቓውሞ
ተሸጎራ ዘላ ገበነኛ ስለ EትቃላE፡ ሓቂ መጸ ጉዳይ ወጸ ስለዝኾኖም ብስም ውድብ፣ ሰልፊ፣
ማሕበር ድኣ ይፈላለዩ Eምበር ከምታ ህዝቢ- ህዝቢ- ምEንቲ ህዝቢ ዝብልዋ ናይ ውልቀ
ረብሓOም ሓለዋ፡ ህዝቢ በብሄሩ Eንተተወዲቡ ንሓበራዊ ረብሓOም ስለ ዝEንቅፍ፡
ከም ኣብነት ተዓዘቡ፡
ሰሚርና፣ ተፈንጢሕና ሕጂ ኸኣ በቲኽና ዝብሉ ሰልፊ ወኻሩ ኤርትራ፡ ንዓመታት ኣብቲ
ውድባት ተጠርኒፍናሉ ዝብላ ኪዳን፡ ከም ድልየቶም ከም ቃሕታOም ይኣትው- ይወጹ -
ይዃሸሙ፡ ሃገራዊ ዋEላ ዝኣክል ዝተሓሰሙ ኣብ ክንዲ ብUU ኣቢሎም ሸለው ይብሉ ዝበሃል፡
ንUEባ በጃኹም ብማርያም Iልናኩም (ዝባን Iሳያስ Eንዝብልዎም ምናልባት ምስምUዎም)
ዘስምE ይመስል ንዓመታት ተደናጊጾም Eሞ Eዝስ Eንታይ ክሕበር ናይኽEል?
"ገዲፍክኒ ሓዳር ትገብሪ? ክነግሮ Eየ Eቲ ናትኪ ነውሪ"
Iላ ሓንቲ ኮብላሊት ንመኾባብልቲ ነበር ዝበሃል ብኩነታትና ክትትርጎም Eንከሎኻ Eታ
ርስሓት ብሓንሳብ I ና ረሲሕናየ ኣይንፈላለ ኣይንጠላለም ዝረኣያ ከየጸርያ ንኹልና ሓለንጊ
Eያ፡፡
ዲያብሎሳዊት ውEል፡
ህዝቢ ተወጺU Eናበልካ፡ ንወጽዓኻ ባEልኻ ተቓለሶ ኣጆካ ኣብ ክንዲ ምባል ኣነ Eየ
ዝሕንጽጸልካ፡ ኣነ Eየ ዝፈልጠልካ Iልካ ብትEዛዝካ ክዋፈር ምጽዓር ኣይንዓዲ- ዓይንዓውዲ፡
ንመን ድኣ? ንስሱዓት መዘፍጠጥ ከብዲ" PDF page 3
View this page in original PDF
3
ታሪኽ ቃልስና
ትብዓትን ጽንዓትን ኣቦታትና፡
ብግቡE Eንተዝንገር፡ ብግቡE Eንተዝዝርዘር ኤርትራውያን Eንታዎት ምንባርና ኣEጊቡ
ንወለዶታት ኣብነታት ኣመዝጊቡ መኽበረና ነይሩ፡ ንኸይከውን ግን ኩለ ዝፈከረ ሰዓረ፡ ሓያል
ንኽበሃል ከኣ ኣዔስከረ፡ ከም ዝበሃል ንመሰለይ ኽቃለስ ዝበለ ብኣይ ዘይተማEከልካ ተባሂሉ
ክንቀፍ ክኽሰስ ምስማEና ሰኣን Eቶም ጀጋኑ ኣቦታትና ጽንዓት ዘውረሱና በየን ቢኑና? ዘብል
Eዩ፡፡
ኣብ ገዛና ንጸበል ኪዳነ ምሕረት ዝመጹ ኣጋይሽ ከEልሉ Eንከለው፡ Eታ Eላል ብEንዳ ገብርኤል
(ፊተውራሪ ዓሊ በኺት ሕመድ ዘስርሕዋ) ዝጀመረት- ነታ ቤተክርስትያን ከይትስራሕ ካህናት
ደቂ ኣርባEተ ኣስመራ ተቓዊሞም ንፊተውራሪ ክሳE ቤት ፍርዲ ኣብጺሖም Iሎም EናኣEለሉ፡
መቐጸልታ ኾይና፡ ብዛEባ ራEሲ በራኺ E ላል ጀሚሮም፡ ደቂ ወኪ ( ሓማሴን) ኣቦይ ቀሺ
ገብረማርያምን ብላታ ዓፋን ዝተባህሉ ኣሕዋት፡
ንራEሰኪ በራኺ- ካብ ከረን መሪሕካ ንጣልያን ኣብ ከበሳ ኣEቲኻ E ሱብ ጸዓዱ ሓማሴን
ኣይተመሓድር- ኣብ ኣርባEተ ኣስመራ መሬት ኣይትህግር Iሎም ተቓዊሞምዎም፡፡ ብዝነበሮም
ስልጣን ከኣ ራEሲ በራኺን ንወተሃደር ጣልያን ነጊሮም ኣብ ናኹራ ኣEሲሮሙዎም፡፡
ድሕሪ ነውሕ Eዋን፡
ዝነበረ ኣዛዚ ወታሃደር ተለዊጡ Eቲ ቅያር Uደት ቤት ማEሰርትታት Eናገበረ ኣብ ናኹራን
ኣቦይ ቀሽን ሓዎም ብላታ ዓፋን ረኺቡ ምስ ኣዘራረቦም ተገሪሙ ምሕረት ክግበረሎም ናይ
EተወጽEዎ ዝተዓመጽዎ ካሕሳ ሕተቱ ምስ በሎም መሬትና ባEልና (ደቂ ዓዲ) ከነመሓድሮ!
ኣውራጃ ሓማሴንና ኸኣ ራEሲ በራኺ ከየመሓድሮ!
ነዚ ኸኣ ብጽሑፍ ቅድሚ ካብዚ ቤት ማEሰርቲ Eዚ ምውጻEና ክትፍርመልና ብጽሑፍ ክትህበና
ኣሎካ Iሎም ምስ መለሱሉ ብጽንዓቶም ተሓጎሱ ኣናብስ ሓማሴን Iሊ ስIሙ ኣፋነዎም፡፡
"ንራEሲ በራኺ ኸኣ- ካብ ዝተዋህቦም ኣመሓደርነት ኣውሪዶም"
ቤተሰብ ናይ Eዞም ጀጋኑ ህልዋን ዝፈልጦም ኣለው ኣብዚ Eዋን ምሕካኽ ጅግንነት
ኤርትራውነት ዝወፍር ዘሎ ጽባሕ ምሉE ታሪኽ ንኸይንረክብ ጃንዳ ህግደፍ ከየጥፍUልና ኣበይ
ኣለውን መንን ምዃኖም ስሞም ዓቂበዮ ኣሎኹ፡፡
Eቲ ኤርትራውነት Eቲ፡
"ኣበይ ኣበለ- ካን ሕልሚ ኾይኑ በሪሩ ድዩ?
ኣብ ዘጽሓፈኒ ምኽንያት ክኣቱ!
ብሄራዊ ውደባ ዘይድለ ነቲ ንመንነቱ ዋንነቱ ዝቃለስ ብድንጋጸ ብየዋህና ዝተለገሰሉ ከምስል
ዝውጥጦ ፖለቲካዊ ፍልስፍና ንደሞክራሲ ዘይኮነ ንዳEሲ Eዩ፡፡ ባEዳውያን ገዛEቲ ኣቦታት
ብሄራት ክላዘቡ ምራቐ ከወሃሃቡ ምስ ጀመሩ Eቲ ተኣማማንነት ተኸባባርነት Eንተ ኣድሚU
Eንቅፋት ስለ ዝኾኖም ነቲ ኣብ ከበሳ ዝርከብ ስድራቤታት መማስሕቲ መሬታት ክላዘብ ኽከባበር
ኣብ ክንዲ E ድል ዝህብዎ፡ ሸፋቱ ማሕበር ኣንድነት ኣብ ውሻጠU ኣEትዮም ኤርትራውያን
ንኤርትራ ሓለይቲ ናይ ሃይማኖት ክርስትና ተሓለቕቲ ተመሲሎም ሕድሕዳዊ ኵናት ኣሕዋት
ንኸነሃህር ዝተዋፈሩ ጌሮም ኣናቒቶም Eዮም፡፡ PDF page 4
View this page in original PDF
4
ሸፋቱ Eሱባት
ማሕበር ኣንድነት
Eዞም ሸፋቱ Eዚኣቶም፡ ብተስሚካኤል Uቕበ ዝበሃል ብወገን ጸጋም ካልኣይ ዝርኤ ዝምርሑ
Eዮም፡፡ ብልEኾ ባEዳውያን ገዛEቲ መቐጸልታ ናይ Eቲ ዝተወሰነ ምጽናት ብሄር ኩናማ ህዝቢ
ከበሳ Eውን ኣብ ነንሕድሕዱ ክናቖት ኤርትራውነት ኽሕከኽ ተልEኾ ዝተዋህቦም E ሱባት
Eዮም፡፡
ብEዞም Eሱባት ሸፋቱ ከኣ፡ መጀመርያ ስውE ኤርትራ
ሸኽ ዓብዱልቓድር ከቢረ
ንሸኽ ዓብዱልቓድር ከቢረ
መዝጊቦም
ዓበይቲ ዓዲ ተኣኻኺቦም ኣብ ኤርትራ ዝህንደድ ዘሎ ሆቦብላ ጥፍኣት Eናተመያየጡሉ ኸኣ፡
Eቲ ምይይጥ ኣብ ሰናይ ምEራፍ ምEንቲ ከየEርፍ፡ ኣብ Eዳጋ Eኽሊ ኸይዶም ብኤርትራውያን
ምEመና ምስልምና ዘለዎም ዝነበረ ድኳናት ኣንዲዶም፡
PDF page 5
View this page in original PDF
5
መዘከር ግፍI ኣብ Eዳጋ Eኽሊ
ብ21-2-1950 ኣስመራ
Eዞም ሸፋቱ
ክሳE ምEታው ፈደረሽን ኣብ ማEከል ኣስመራ Iትዮጵያ በሉ ብኹርማጅ ከይትሕመሉ Eናበሉ
ዝህድዱ ግፍEታት ዘሄንድዱ ዝነበሩ Eዮም፡፡
ነቲ ኹሉ ግፍEታት፡
ተጻዊሮም ኣቦታት፡ ኣያታት ተኸባቢሮም ከኣ ምንቅስቓስ ሓርነት ኤርትራ (ሓራካ) ፈጢሮም
ህይወቶም ብምውፋይ ከኣ ክሳE ብረታዊ ሓይሊ መስሪቶም Eዮም፡፡ ሳላ Eቲ ምስረታ Eቲ ኸኣ
ምስ ክንደይ ሕንኩሊት ምስ ክንደይ ጠምዛዚ ቶንኮላት ርሱን ተሰካም ሕድሪ ጅግና ኤርትራዊ
ባና ናጽነት ኣትኪሉ Eዩ፡፡
Eቲ ናጽነት!
ኣብዚ Eዋን Eዚ ዝሓሰመ ባርነት ኮይኑ ከም ዘሎ ኣብ ቅድሚ ዓይኒ ኹልና ዘሎ Eዩ፡፡ ነዚ
ሓላፍነትና ከነማልE ከኣ ውድበይ፣ U ቁበይ፣ ማሕበረይ፣ መጋበርያይ ዘይኮነ፡ ነቲ ናብዚ
ከብጽሕ ዝኸኣለ፡ ካበይ! መዓስ! ስለምንታይ! ዝተኣታተወ ሕማም Eዩ Eሞ ንምፍዋሱ ኣየናይ
መድሃኒት የረጋግጸልና? I ልና ንፈላም ሕማም ከነሕውዮ Eንተድኣ ተበጊስና፡ Eቶም በቲ PDF page 6
View this page in original PDF
6
ሕማም Eቲ ተመልሚሎም ክሳE ሕጂ Eንክሊል ዘብሉና ዘለው ምስንባድ ጥረሕ ዘይኮነ ከም
ዘሕብOም ንመማህሮም በዓል Iሳያስ ከኣ ኸረጺቶም ምህደሚOም ከም ዘምልOም ፍጹም
ጥርጥር የልቦን፡፡
Eቶም!
ካብ መፈለም ክሳE ሕጂ መዝረው ሕማማት ንሸፋቱ ህግደፍ ይኹን፡ ኣብ ደምበ ተቓውሞ
ውልቀ ረብሓOም ኸከናውኑ ዝጸናተው ዘለው ንግሆ ንግሆ ውድብ Eቁብ መስሪትና Eናበሉ
ዝንቅው ኣበይን Eንታይን ረብሓ ይጥምቱ?
ከይሓፈርና ከይነሓፍና ከነEልሎ ዘይኮነ ክንኣምኖ ዘሎና!
ከበሳውያን ትግርኛ፡ ጀበርቲ ከምቲ ለባማት ኣቦታት ኣብ ዘመነ Eንግሊዝ ንEቲ ዝተላዘብዎ
ዘቀራረብዎ ሕቶ መሰል ብሄርነት ኣብ ስምምEን ምርድዳEን ንኸይበጽሕ ዝዓንቀፍዎ Eሞ
ንምግባት ኤርትራ ሃጓፍ ዝኸፈትዎ፡ ተንጠልጢሉ ወይ ሃጽ ተበሃሂሉ ንኸይተርፍ፡ ነቲ ሕቶ
ብሓደ ኮፍ I ልና ከነልEሎን ንስድራቤታትና በየናይ ኣገባብ ነቐብሎ ክንመርክር ክንላዘብ
ሓላፍነትና Eዩ፡፡
ነዚ ንምብጋስ ከኣ፡
1. መጀመርያ ብክልቴና ሸነኽ ትግርኛ፣ ጀበርቲ ብዘይ ቅድመ ኩነት መጀመርያ ስውE
ኤርትራ ሸኽ ዓብዱልቓድር ከቢረ ከም ዝኾነ ክንኣምን፡ ኣብ ታሪኽ ቃልሲ ኤርትራ ወር
መዝገብ ከነመዝግቦ ሰነዳትናን ምስክርነትናን ናብ ኩለን ብሄራት (ስድራቤታት) ኤርትራ
ከነቕርቦ ንሕተት፡
ሓባሪ ሕቶ
ሀ/ ሸኽ ዓብዱልቓድር ከቢረ ስለምንታይ ተቐቲሎም?
ለ/ ኣብ ዘመነ ማሕበር ፍቕሪ ሃገር፡ ኤርትራ ንኤርትራውያን Eንታይ ነይሩ ጻEሮም?
ክቡራን ክቡራት
ሸኽ ዓብዱልቓድር ከቢረ፡ ሓሚሞም ተዓንቂፎም ወዲቖም ኣይኮኑን ሞይቶም፡ ብመዛንOም
ማሕበር ፍቕሪ ሃገር ኤርትራ ንኤርትራውያን ዝተዋህቦም ውክልና ሕድሪ ሰነድ ናብ ሕቡራት
ሃገራት ዓለም ናጻ ሃገር ኤርትራ ከመስክሩን ከመዝግቡን ተባሂሎም ሕድሪ ተቐቢሎም ክገሹ
Eናተቐረቡ Eዮም ብሸፋቱ ማሕበር ኣንድነት ተቐቲሎም፡ Eሞ ነዚ መቕተልቲ Eዚ ሃገራዊ
መስዋEቲ ዘይብሎ ኣሎ?
ስለምንታይ ብሕልፊ ትንክፍ
ጥራሕ ይዝከሩ?
መን ስለ ዝኾኑን? መን ስለ ዘይመስከሩን? መንከ ስለ ዝሓመቑን?
ቃልስና!
1961 ድዩ ጀሚሩ? Eቲ ቅድሜU ዝነበረ ዓመታትከ ኤርትራ ሃገር ናጻ ድዩ ነይሩ? ወይስ
ከምዚ ሕጂ ዝግንፍል ዘሎ ሳላ ምግዳል ብዓል Iሳያስ Eዩ ሃገር ክኸውን ክIሉ?
ንጀመርቲ ኣቦታት ምርሳE
ብገዛE Iድካ ገጽካ ምጽፋE ስለ ዝኾነ ካብ ተሃሪምና ምባል ስለምንታይ ተሃሪምና ንበል Eሞ
ዝዘንጋEናዮ ክስተብሃል፡፡
PDF page 7
View this page in original PDF
7
2. ብEክብካብ ሸፋቱ ህግደፍ
ክብሪ ታሪኽና ንምሕካኽ ብባEዳውያን ገዛEቲ ዘይተደፍረ ጎደናታትና
ጎደና ፊተውራሪ ዓሊ በኺት ሕመድ ጎደና ደግያት ሓሰን ዓሊ
ተዘሪዞም Eሞ Eዚኸ ንኽልቴና ሸነኽ ብቐዳምነት ብሓባር ከኣ ንታሪኽ ኤርትራውያን መዘና
ዘይርከቦ ማህሰይቲ ከም ዝኾነ ብወግI ትግርኛን፣ ጀበርትን ክንኣምኖ ዘሎና ሓቂ ኾይኑ
ንኹለን ብሄራት ሃገርና ስምUልና ረኣዩልና ዓገብ በሉልና ክንብል ሓላፍነትናን ናይ ቀረባ ጉቡE
መሰልናን ምዃኑ ንEመን፡፡
በዚ ዝተበገሰ
ኣቀራራቢ ልዝብ ጀሚርና፡ ኣብ ልዝብና ንኤርትራውያን ብሄራትና ሳምEን ዋሕስን ጌርና
ንዝምልከቶን ዝቐርቦን ስድራቤታትና ከነረክቦ ንምኽኣል ክንጅምር ኣሎና፡፡
Eወ!
ነዚ ቅዱስ ተበግሶ ንምEማም ሕድሪ ኣቦታትናን ንቕሳነትና ዝተሰውU ጀጋኑናን ክንራኸብ Eዚ
ናይ ወግሔ ጸብሔ ውድብ ገይረ፣ ሰልፊ ገይረ፣ ማሕበረ ፈጢረ ዝብላ ሓለምቲ ራEስነት
ዝሰማምኤን ኣይኮነን ጥራሕ ዘይኮነ፡ ዝጸናተወO ራEስነት ዝጋየጸO ዘሎዋ ብስም ኤርትራውነት
ተቐላብነት ስለ ዝዓግቶ ናይ ህዝቢ ሓልዮት ዘይኮነ ናይ ከብዲ ሓልዮት ስለ ዝሳEረረን፡
Eንተኸኣላ ክEንቅፋ Eንተዘይኮነለን ከኣ ክዘልፋ ኣብ መዛኖኤን ማንታኤን ጃንዳ ሸፋቱ ህግደፍ
ክሃፋ Eየን፡፡
ብዝተረፈ!
ህዝቢ- ህዝቢ ስለ ዝብላ መሰል ህዝቢ ክኣምና ከወክላ ዝጽበ Eንኣሎ ገመል ብዓይኒ መርፍE
ክሓልፍ ዝረኣየ ወይ ክርEይ ዝጽበ ኣሎ ማለት Eዩ፡፡
ክርሳE
ኣብ ዘመነ ብረታዊ ቃልሲ ክልቲኤን ውድባት ጉባኤ ኣብ ዝገበራሉ ወከልቲ ሽማግለታት ኣብ
ዝጸዋዓሉ ካብ ብሄር ኩናማ ጥር ዝብል ሓደ ኣይጸዋዓን፡ Eዚ ኸኣ ንህዝቢ ኩናማ ተመራሓይ
Eምበር ክመርሕ ብቕዓት የብሉን ወይ ከኣ ኤርትራውያን ኣይኮኑን ክበሃል ዝተደልየ መደብ
ይኸውን፡፡
ሕጂ!
ንመሰልና ንዋንነት መሬትና ባህልና ክንቃለስ Iሎም Eንተተወዳደቡ EንሰምOን ንርEዮን ዘሎና
Eርምርማት ፈጠረ ስኽፍታታት መንነት ሓለምቲ ራEስነት ብቓልE ዝርኤ ዘሎ Eዩ፡፡
PDF page 8
View this page in original PDF
8
ምንቅስቓስ ብሄር ትግርኛ
ተበግሶ ኣብ ዝጸወዓሉ ዝበሃል ዝህለል ዘሎ Eውን ንሰምOን ንርEዮን ኣሎና፡ ንሱ ኸኣ ኣፍንጫ
ክትውቃE ዓይኒ ትነብE ከም ዝበሃል Eቲ ተበግሶ ምስ Eቶም መፋጥርቱ መማስሕቲ መሬቱ
ልዝብ ገይሩ ናይ ፈለምቲ ኣቦታት ዘኪሩ ኣብ ዓይነ ስውር ዝርEዮ ጸማም Eዝኑ ዝሰምO Eዩ፡፡
ሕድሪ ኣቦታት ኣይንረስE
ንመጻI ወለዶ ከይንውጽE
ኣብ ዝተጓህረልና ጓይላ ኣይንሳEስE
Eድል ኣይንሃቦ፡ ንዝስስE
ብገዛE Iድና ገጽና ከይንጸፍE
ንU ድኣ ንራኸብ ደቂ ኣያይ
ባEልና Iና ንውራይና ሓላያይ
መኾምሲI ኣይንኹን በዓል ጠዋይ
ንጥሙር ሓይልና፡ ኣይክረክብ Eዩ ተዋጋኣይ
ኣይንቐሸሸሎም Eንተበሉና ሕራይ
Eዚ ድሕሪ ምባል
ኣብ EትመጽE ዘላ ክፋል ጽሕፍተይ ክሳE Eንራኸብ ንኹልና Eቶም ብጉዳይ ሃገርናን ህዝብናን
ሓሚምና ኣብ ምጽዋሩ ስIንና ዘሎና Eሞ ጌና ንገዛE ውራይና ፍልስፍና ተበለጽቲ ክፈትሑልና
ክንጽበ፡ ሃገርናን ህዝብናን ኣበይ ወዲቖም ኣብ ኣየናይ ዓዘቕቲ ተደቕዲቖም ከም ዘለው
ከተሓሳስበና ብዘይ ወዓል ሕደር ፍታሕ ክንረኽበሉ ክደፋፍኣና Iለ በዛ ኣጋጣሚት፡
ኤርትራዊት ኣደ
ኤርትራውያን ስድራቤት
PDF page 9
View this page in original PDF
9
ኣበየናይ ኩነታት ከም ዘለው ዝሕብር ስEሊ ገይረ ከምታ መኽፈቲት Eዛ ክፋል ጽሕፍተይ፡
"ኣብ ልEሊ ወላዲየይ ዝተፈጸመ መቕተልቲ ከምቲ ጸላEቲ ንኸተሃላልቑና ዝኣለሙዎ
ሃይማኖታዊ ግርጭት ዘይኮነ ንምቕታልን ምEንቃፍን ኤርትራውነት Eዩ Eሞ Eቲ ደም
ወላዲየይ መማሓልን መረጋገጺን ሕውነትና ጠማሪ ክኸውን Eላቦ" ቃል መደረ ዶክቶር ሳልሕ
ዓብዱልቓድር ከቢረ ዘኪረ ንሎሚ መዓልቲ ብርዔይ ብምልዓል ኣብ EትመጽE ክፋል ጽሕፍተይ
ክሳE ንራኸብ ሰናይ ቅነ፡፡
ወደባት፡ ግርማይ ኪዳነ (ወዲ ፊሊፖ)
ሚላኖ-Iጣልያ