Extracted PDF page text
Microsoft Word - Dokument2
Machine-extracted derivative; not a transcript or translation. Reading order, spacing and characters have not been editorially verified. PDF page numbers are file positions, not printed page labels. No OCR has been added.
Open unchanged original PDF · Download unchanged PDF
Extraction status: extracted-unverified.
PDF page 1
View this page in original PDF
ውልቀ መራሒ ህግደፍን Eታ ሰልፊን
ካልኣይ ክፋል። (ብተስፉ ዘውደ)
ከምቲ ኣብ ቀዳማይ ክፋል ዝገለጽክዎ ተመክሮ መራሒ ህግደፍ ምስ ኩሉ መዳያት
ማሕበራውን ኩንነታውን ሓቅታት ኣብ ባይታ ተዓዚቡ ዝኸይድን ነቲ ዝርዝራትን ገምጊሙ
ዝንቀሳቐስ ሰብ ኣይነበረን። ልክE ካብ ፖለቲካዊ ምንቅስቓሳት ናብ ናይ ብረታዊ ኮነ
Eጥቃዊ ቃልሲ ምድያብ ብቐሊሉ ክትሰጋገር ዘየኽEሉ ብዙሓት ረቛሒታት ምኽሳቶም ከም
ቅቡል ገርካ ክውሰድ ዝግበO ሓቅታት Iዩ። ብመጀመርያ ኣብቲ ድሕሪ ምውዳE ካልኣይ
ኩናት ዓለም Eቲ ምጥርናፍ ሃገራት ኣብ ትሕቲ ሓንቲ ጽላልን፣ ብዝያዳ ድማ Eተን ርEሰ-
ሓያላን ኣመሪካን ሶቭየትን ነናተን ደንበታት ወኒነን ንዓለም ኣብ ክልተ ናይ ሻራ መቒለን
ዝጻወታሉ መድረኽ ስለ ዘተኣታተዋ፣ ትኽተሎ ሜላ ምስዚ ህሞት Eዚ ዝሰማማE ክኸውን
ኣለዎ። Eቲ ኣዝዩ ኣገራሚ ዝገብሮ ድማ Eዚ ውልቀ-መላኺ ንጭቡጥን ህልው መድረኽን
ከይመዘነን ከይገምገመን ዝንቀሳቐስ ህላላ ኮይኑ ምብቋሉን፣ ብEንደራን ብፍንው፣ ስዲ
መስመር ተመሪሑ በቲ ዝተለሞ ብሕታዊ ቅዱ Eንዳ ተመርሐ ካበይ Eንታይ ይመሃር፣ ካብ
መን Eንታይ ይቐድሕ ከየስተብሃለ ዝኸይድ ቀይደ-ኣልቦ ክይኑ ምEባዩ Iዩ። ብመጀመርያ
በቲ መግዛEቲ ዝሓናኸሮ ኣብተን ብሄራትን Eምነትን ፍልልያት ዘስዓቦ ጸገማትን ኣለልዩ
ኣንተ ዝብገስ Eሞ በቲ ተበግሶ Eቲ Eንተ ዝዓቢ ነይሩ፣ ናይ ኣፈታትሓ ስነ-ጥበብ መAንበበ
ነይሩ። ኣብቲ ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ንግዳምን ንውሽጥን ዝኣንፈተ ናይ ምጥርናፍ ከም
ኣወንታዊ መደብ፣ በቲ ካልEይ ድማ ነቲ ምረትን ወጥርታትን ናይቶም መቓልስቲ
ክህልዉዎ ከም ዝኽEሉ ገሚቱ ኣይፈልጥን። ኣብ ኣዲስ-ኣበባ ኮይኑ ዝገመቶ፣ ቅድሚU
Eውን ኣብ ኣስመራ ዝነበሮ ሕልምታት ተሓንጊሩ Iዩ ናብ ገድሊ ወጺU። በቲ ዝነብሮ
Eድመን ንEስነትን ድማ Eኹል ተመክሮ ክህልዎ Eውን ትጽቢት ክግበረሉ ዝጽበ ሰብ ክህሉ
ኣይክEልን። ግን ኣብቲ ናይ ሰውራ ጎነጽ ካብ ኣተወ፣ ነቲ ጎነጽ ክፈትሓሉ ዝኽEል
ዘገምታዊ ስጉምቲ ብምውሳድ ብዙሕ ኣዝዩ ብዙሕ ብልጫታት ዘለዎም ተመክሮታት
መጥረየ ነይሩ። ሓደ ናይ ፖለቲካዊ ፍታሓት ንምንዳይ ዝተበገሰ ፖለቲካዊ ስነ-ጥበባዊ ኣብ
ወጥርታት ዘለዎም ህሞታት Iዩ ብውሕሉል ትEዝብቲ ዝዓብን ዝEንብብን። ፓለቲካ ከም
ዓውዲ ፍልጠት ናይ ወጥርታት ምፍታሕ ስነ-ጥበብ Iያ። ኣብቲ ቀጺልና ንርO ድማ ሓደ
ናይ ሓላፍነት ሕልምታት ዘሕደረ ሰብ፣ ንኩሉ መዳያት ዘጋጥሞ Eንቅፋታትን ጸገማትን
ዘርዚሩ ዘማEዱን ምስ ኩሎም ናይ ፍታሕ መትንታት ዘላግብ መስመር ሒዙ ዝጎዓዝ PDF page 2
View this page in original PDF
ክኸውን ይግበO ነይሩ ዝብል ጠመተ Iና ከነኻEብት ዘለና። ብፍላይ ኣብ ናይ መሪሕ ቦታ
ዝድይብ ህውኽን ተቐያምን ሕነ ፈዳይን ክኸውን የብሉን። ኣብ ሓደ ሕብረተ-ሰብ ከም
ዝተፈላለያ ብሄራት፣ Eምነታት፣ ቋንቋታት፣ ባህልታትን ልምድን ዝሓቖፋ ሃገራት ንኹሉ
ሽግራት ንምፍታሕ ብሓባር ዘስርሕ ባይታ ክትፈጥር ናይ ግድን Iዩ። ነፍስ-ወከፍ ብሄር
ናታ ድልየትን ጠመተን ቆላሕታን ረብሓን ኣለዋ። ንኹሉ Eቲ ዝተፈላለየ ድልየታት ድማ
ኣወሃሂድካ፣ ሰሪEካ መፍትሒ ክትረኽበሉ ሓንቲ ሓያል ናይ ፖለቲካ ጉጅለ ካብ ኩሉ
ዝተዋጽAትን ስጥምትን ንናይ ሓባር ረብሓ ትሰርሕ ኣሃዱ ብመጀመርያ ምህላው ሓደ
ክዝለል ዘይብሉ ሓቂ Iዩ። ነዛ ጉጅለ Eዚኣ ምህናጽን ከም ኣካል ምፍጣርን ማሕበራዊ
ውጽIት Iዩ። ሓደ ሰብ ዝሃንጻን ንበይኑ ዝድኩና Eውን ክትከውን ኣይትኽEልን። ብናይ
ሓባር ማሕበራዊ ዝተፈላለየ መለክIታት Iያ ትቦቅል። Eተን ኣብ ላEሊ ዝተጠቅሳ ናይ
ሃገር መለለይታት ድልየትን ጠለባትን ድማ በተን ወከልቲ ናይተን መቓልስቲ ዝኾና
ምሕዝነትታት I የን ብሓባር ጉEዞ ተቐይደን ዝምርሓ። ሓደ ኣብ ላEሊ ኮይኑ ንኹሉ
ክጥምትን ከስተብልን ስለ ዘይክEል ድማ Iዩ፣ Eዛ ሎሚ ዓለምና ፈደራላዊ ምምሕዳር
ዝበሃል ክተቐውም ዝተበገሰት። ዲክታቶር ነዛ ብልሕን ጽፍፍትን መንገዲ ፈጺሙ ክመልካ
ኣይክEልን። ውልቀ ጠመተ፣ ውልቐ Eንደራ ሒዝካ ናይ ሓባር ረብሓ ከተበርክት ምፍታን፣
Iልካ I ልካ ብEራይ ክወልድ ይኽEል I ዩ ዝብል መርገጺ ምውሳድ I ዩ ዘኸትል።
ውልቀ-ሰብ፣ ወልቀ-ጠመተ ኣለዎ። ናይ ሓባር ኣይሓስብን ማለት ኣይኮነን። ይሓስብ
Eንበር። Eቲ ሽግር ግን ሓሳብ ኣይኮነን። Eቲ ክውንነት Iዩ። ሽግር ሓንቲ ብሄር፣ ካብታ
ብሄር ንላEሊ ክጥምቶን ክፈትሖን ዝኽEል ካልE ባEዲ ኣካል ክህሉ ኣይክEል። ምስቶም
ናይታ ብሄር ዝፈትሑ ኮይኑ ግን ሽግር ከቃልል ይኽEል። ዋል Eውን ኣብ ናይ ሓባር
ውEል ክትኣቱ ምስ ትፍትን ብናይ ሓባር ረብሓን ስራሕን Eንበር ብድልየትን፣ ውርጹጽ
ቃላትን ሽሕጣንን ሜድያን ሓቀኛ ፍታሕ ከተበርክት ኣይትኽEልን። ኣብ ነፍስ ወከፍ
ብሄር፣ ኣብ ሰነ-ኣEምራዊ ኮነ ኣብ ስነ-ሓሳባዊ ባህሪ ብዘገምታ ዝቦቐለን ታሪኻዊ ኣመጻጽኣን
መለለይ ዘለዎን፣ ዝተሃንጸ ማሕበራዊ ቅርጽታትን፣ ኣገላልጻን፣ ምህላዉ ምፍላጥ ጥራይ
ዘይኮነስ፡ ነዚ ሓቅታት’ዚ ብዓሚቕን ብኹሉ መምዘንን ዝጥምት ማሕበራዊ ስራሓት ዘማEበለ
ፍሉይ ኣካል ክህሉን ክፈትሕን ይኽEል። ውልቀ-ሰብ ገለ ገለ ቆንጪሉ ክፈልጥ ይኽEል።
ቁንጭል ኣቢልካ ትቐድሖ ድማ ከም ፈላጥን ወሳንን ኮንካ ምስ ዝሰመዓካ፣ ናብ ትምክሕቲ
ገጹ ዘሰጋግር ሓደገኛ ኣንፈት Iዩ ዘEትወካ። ከድካ ከድካ ድማ መሰረት ፋሽስትነትን
ዲክታቶሪያዊ ስርዓት ድማ ትኽተል።
ኩሉ ናይ ኣመራርሓ መሰረት ብፍትሕን ሕግን ክስነ ኣለዎ። መበቆል ኣሰራርሓ ብሕግን PDF page 3
View this page in original PDF
ፍትሕን ዝተቐየድ ክኸውን ይኽEል። ከምቲ ኣቐዲመ ዝገለጽክዎ Eዚ ናይ ሎሚ መራሕ-
ሃገር ኣብ ሰውራ ምስ ኣተወ፣ በቶም ሽU ዝነበሩ መራሒቲ ዝፍጸም ዝነበረ ናይ ምፍልላይ
ኣንፈት ብቐረባ ተዓዚብዎ። ካብቲ ሽU ዝረኣዮ E ንታይ ተማሂሩ፣ ከመይ ዝበለ ናይ
ኣመራርሓ ባህሪ ኣጥርዩ ዝብል ሕቶ ምስ ዝለዓል፣ Eዚ ዘሎ ናይ ሎሚ ትምክሕቱ ኣንቢብካ
ዘይመሃር ጸቓጥን ረጋጽን ከም ዝኾነ ትEዘብ። ኣብቲ Eዋን Eቲ ንዝግምግም ነቶም ሽU
ዝነበሩ ናይ ኣመራርሓ ጽፈት ክህልዎም ኣይክEልን ክብል ጥራይ Iዩ ዝኽEል ዝነበረ።
ሃገር ብባEዳውያን ትምራሕ ስለ ዝነበረት ነቲ ንሶም ዝውክልዎ ኣካል ዝመስል ሕንጻጽን
ሜላን ስለ ዝኽተሉ፣ ወዲ ሃገር ኣብ ምምሕዳር ስለ ዘየቕርብዎ ተላኣኺ ጥራይ I ዩ
ክኸውን ዝኽEል። ቤተ-ሰብ Eዚ ሰብ Eዚ Eውን ኣብቲ ናይ ምልኣኽ ቦታ Iዮም ዘገልግሉ
ነይሮም። ስለዚ E ቶም ቅድሚU ዝወጹ ኣብቲ ሓዲሽ Eጥቃዊ ቃልሲ ፍሉይ ክEለት
ክህልዎም ኣይትጽበን። ናይ ግድን ድማ ክህልዎም ኣይክEልን። ክህልዎም ነይርዎ ካልE
Iዩ። ንምንታይ ኣይነበሮምን ድማ ካልE መጽናEቲ Iዩ። Eቶም መራሕቲ ካብቲ ሽU
ዝነበረ ማሕበራዊ ልምድን ባህልን መነባብሮን ዝበቖሉ ኣንበር ኣብ ፍሉይ ማሕበራዊ ቤት-
ትምህርቲ ዝቦቖሉ ኣይኮኑን ነይሮም። ዝፈጸምዎ ልክE ነይሩ ዝብል ሰብ E ውን ክህሉ
ኣይክEልን። ግን ነቲ ሽU ዝነበረ ከም ኣብ ትሕቲ ገዛEቲ ዘብቆልዎ ባህሊ ተጸልዮምን
ተቐይሞምን ዝወጹ ስለ ዝኾኑ ኩሉ ዝፍጽምዎ ካብ ምረት ዝተበገሰ ምሕንሓን ጥራይ Iዩ
ክኸውን ዝኽEል። ሓደ ሰብ ንዓይ ምጽልU ክEዘብ EኽEል። ግን ንምንታይ ይጸልኣኒ
ድማ ነቲ ብወገነይ ዘለኒ ባህርን ኣተሓሳስባን ክምርምር ኣለኒ። ንምንታይ ይጸልኣኒ ዝብል
ምረት ንበይኑ Eኹል ኣይኮነን። ነቲ ዝፈላልየና ጉዳይ ብወገነይ ፍታሕ ከናዲ ናይ ግድን
ይኸውን። E ዚ E ውን ፍተሐይ ናበይ ገጹ ዝኣንፈተ ዝብል ትርጉም ድማ ወሳኒ ተራ
ይጻወት። ብመጀመርያ ናይ ሓባር መነባብሮ ዘይተርፍ Eንተደኣ ኮይኑ ኩሉ ብሓባር ኮፍ
Iሉ Iዩ ነቲ ሽግር ዝፈትሖ። ነቲ ኮፍ ዘብል ህሞት ቅድም ክፍጠር ኣለዎ። ናይ ሓባር
ረብሓ ስለ ዘሎ Iዩ ድማ ፖለቲካዊ ፍታሕ ዝድለ ዝምረጽ። ክልተ ፈታሕቲ ድልየቶም
ሓደ ክኸውን ይኽEል፣ ግን ከም ክልተ ናይ ባልዶንጋ ዝተጠምራ ምቃላት ግን ነንበይነን
ዝኾና ኣብ ውሽጢ ሓንቲ ኮበርታ ምህላወን ከም ቅቡል ክውሰድ ይግባE። ሓንቲ ነታ
ሓንቲ ዓፊና ወይ ሸፊና ከተጸልምታ ኣይግባEን። ኣብ ዘገምታዊን ሰላማውን ባይታ ክብጻሕ
ዝከኣል ፍታሕ ከተምጽE ምብጋስ ጥራይ ውጽIታዊ ይኸውን።
ከምቲ ኣብ ቀዳማይ ክፋል ዝጀመርክዎ ሃይለ ድሩE ምስ Iሰያስ ኣብ ከሰላ ምስ ተዛተዩ፣
ድሩE ሕማቕ ጽልዋታት Iዩ ኣብ ልEሊ ሰውራ ከሕድር ጀሚሩ። በቲ ዝተነግሮን ብዝነበሮ
Eድመን ድማ ካልE ከሕድር ኣይክEልን። ይኹን Eንበር ብኣታሓሳስባ ካብ Iሰያስ Eሙቕ PDF page 4
View this page in original PDF
ዝበለ ጠመተ ስለ ዝነበሮ፣ ከምUውን ኩሉ ባEሉ ክግምግጾሞ ዝኽEል ከዋህልል ስለ
ዝደለየ፣ ,, ኣጣማምታኻ ቁሩብ ዝሰንበድካ ትመስል“ ዝብል መግለጺ ሂቡ ኣብ ሰውራ
ክቕጽል መደበ። Iሰያስ ግን ንኣዲስ ኣበባ ከም ዝምለስ ገይሩ ነቶም ካልOት ከጠንቅቖም
Iዩ መደቡ ነይሩ። Eታ Iሰያስ ዝጸሓፋ ደብዳበ ኮነ ትሕዝቶኣ ክሳብ ሎሚ ዝፈልጣ
ፍጡር የለን። ብመን ልIኽዋ Eውን ኣይፍለጥን። ዝኾነ ይኹን Eዛ ኣባሃህላ Eዚኣ ድማ
ገለ Eቲ ናይ ጸዓት ምኒስተር ዘሎ ተስፋይ ቺና ሓቃ ከውጽE ይኽEል ይኸውን። በቲ ካልE
ድማ ኣብቲ ዘለዎ ከመይ ገይሩ ከውጽኣ። ኪዳነ ክፍሉ ድማ ኣብ ከሰላ ተሰዊU። ስለዚ
ኣድላይ ሓበሬታ ጠፊU ኣሎ ማለት የስምE። Eዚ Eውን Iሰያስ ከመይ ዝዓይነቱ ህዉኽ
ክኸውን ኣለዎ ካብ መስከረም ክሳብ ታሕሳስ ብፍላይ ኣብ ውሽጢ 3 ኣዋርሕ መጠንቀቕታ
ደብዳበ ክጽሕፍ ምኽEሉ። ንኹሉ ትካላት ውድብ ኣብ ሓጺር E ዋን ከመይ ገይሩ
ገምጊምዎ ክበርህ ዘለዎ ሓቂ ክኸውን ይግባE። በቲ ናይ ሽU ናይ 20 ዓመት መንEሰይ
ክትግምቶ የጸግም። ግን ብናይ መሪሕነት ህዝባዊ ሓይልታት ዝነበረ ጠባይ I ሰያስ
ክትመዝን ከለኻ፣ ማለት በድሕሪ 6 ዓመታት ድሕሩ ዝመጸ ኣሰራርሕU፣ ዝኾነት ደብዳበ
ንሓደ ናይ ህዝባዊ ሓይልታት ተጋዳላይ ካብ ወለዱ ካብ መቕርቡ ወይ ካብ ዝፈልጥዎ ምስ
ዝመጾ Iሰያስ ከየንበቦን ከይፈረመሉን ኣይወሃቦን ዝነበር። Eዚ Eውን ንዝኾነ ካልE መራሒ
ዝግደፍ ኣይነበረን። ብመጀመርያ ናብ ማEከልነት ውድብ ኣትዩ Iዩ ናብ Eቲ ዝብጽሖ
ተጋዳላይ ብመሰረት ናይቲ ዘለዎ ማEከልነት ዝወሃቦ። ኣነ ብወገነይ ኣደይ ዝላEኸቶ ጽሑፍ
ብIድ Iሰያስ ተነቢቡን ተፈሪሙን Iዩ ተዋሂቡኒ። Eቶም ሒዘሞ ዝመጹ ተጋደልቲ ኣብ
ካርቱም ብቤተ-ሰብ ዝተዋህቦም ጽሑፍ ዘየንበብዎን ዘይፈልጥዎን Eውን ኣይኮነን። ኣብ ናይ
ወጻI ልUኻት ውድባት Iዮም ተቐቢሎም ንሜዳ ዘመሓላልፍዎ። Iሰያስ ካብታ ተግባሩ
ደኾን ተማሂሩ ይኸውን ትብሉ? ግን ዝኾነ ይኹን ጽሑፍ ብIድ Iሰያስ Iዩ ናብቲ
ዝብጽሖ ተጋዳላይ ዝመሓላለፍ። Eቲ ዝለዓለ ሕቶ Iሰያስ ካብ ተሓኤ ደብዳቤ ክጽሕፍ
ከሎ Eሞ ክጥንቀቑን ናብ ሜዳ ከይወጹን ዝጠቅስ ,,ብናቱ ኣገላልጻ“ ከይተራEየ ክጽሕፍ
ዝኸኣለስ E ንታይ ማለት I ዩ? ዝኾነ ድብዳበ ካብ ተጋዳላይ ናብ ወለዱ ክጽሕፍ
ኣይፍቀድን። Eንተ ጸሓፈ Eውን በዛ ዝብላ ዘለኹ መስመር Iያ ትሓልፍ። ልክE Iዩ
ጸላI ነጻ ደብዳቤታት ክጸሓፍ ምስ ዝፍቀድ፤ ኣብ ሜዳ ናቱ ርክባት ፈጢሩ ብዙሕ
መልEኽትታት ከመሓላልፍ ይኽEል። ከEኑ E ውን ይኽEል። ግን ቀጺሉ ድማ ሓለዋ
ውድብን መላE ቃልስን ግን ንIሰያስ ጥራይ ዝምልከት ክኸውን ግን የብሉን። Eሱ ግን
ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ወርሒ ዝኣክል ፍሉይ ንቃልሲ ዘገድስ ኣገዳሲ ጽሑፍ ንዝኾነ
ማEከልነት ናይቲ ንሱ ዘለዎ ክፍሊ ወይ ኣሃዱ ከይሓበረ ክጽሕ ምኽኣሉ ብጣEሚ ዘገርም
Iዩ። ካልE Eውን Eቲ ብድሕሪU ኣብ Eተን ክፍልታት ዝነበረ ሽግራት ክባላሕ ዝኸኣለ PDF page 5
View this page in original PDF
Iሰያስ ከመይ ዝበለ ተራ ተጻዊቱ ዝብል ሕቶታት የልEል። ርክብ Iሰያስ ክሳብ ክንደይ
ብናይ መሪሕነት ውድብ ዝተደረተ ወይ ዘይተደረተ ርክብ ነይርዎ E ውን ብጣEሚ
ዘጠራጥር ሕቶታት ይፈጥር። ምስ መን ርክባት ነይርዎ ድማ ክለዓል ዝግብO ሕቶታት
ነይሩ። ነዛ ሕጂ ንመንግስትን ሃገርን ትመርሕ ዘላ ሰልፊ ካብ ሽU ኣትሒዙ ብጠነግን
መርበብን ዝሓላለኻ መጻወድያ Iዩ ጠርኒፉ ዝመርሓ ዘሎ። Eቲ ዘጉህስ ንሱ ምስ ተኣልየ፣
Eንተ ብሞት Eንተ ብEልዋ ካልE ግዳ ከንደየናይ፣ ነቲ ኩሉ ሕልኽላኽ ፈጢርዎ ዘሎ መን
Iዩ ኩሉ በርቢሩ ናብ ብርሃን ከውጽO።
ኣብቲ ብድሕሪU ዝስEብ ናይ ሓምሻይ ክፍሊ ፍልልያት፣ Eሞ ምስ ኣብ ሳልስይ ክፍሊ
ዝነበረ ጸጋይ ገብረመድህን ሽግር ብዙሕ ዘይበርሀ ጉዳይ ኣሎ። ጸጋይ ገብረመድህን
ኣብ ኣስመራ ብነፋሪት ካብ ሱዳን ምስ ኣተወ ብዙሕ ሓበሬታታት ሒዙ Iዩ መጺU።
Eቲ ኣብ Eተን ሓሙሽተ ክፍልታት ዝነበረ ጸገማት ብዝርዝር ንIትዮጵያ ከም ዘሃበ
ዘጠራጥር ኣይኮነን። ኣብዚ ናቱ ጸገማት Eውን Iሰያስ Eሸል ሰውራ ይኹን Eንበር፣ ነቲ
ናቱ ዝመስል ጸገማት ዓይነት Iዩ ንኣዲስ ኣበባ ጽሒፉ። ንሱ ኣብ Eቶም ናይ ቆላ
መሪሕነት ዝበሓትዎ ሓደ ወዲ ከበሳ ተራ ከም ዘይነበሮ Iዩ ጽሒፉ። Iሰያስ Eውን
ብቃሉ ንሃይለ ድሩE ከምU ከEምኖ Iዩ ፈቲኑ። ኣይነበረን ዝብል ሕቶ ኣይኮነን
ኣብዚ ክልዓል ዘለዎ። ሽግር ሜዳ በቲ Eዋን ምስ ዝነበረ ሃጸያዊ መንግስቲ ግን
ዝፍታሕ ኣይነበረን። ጸጋይ ገብረመድህን ኣብ ኣስመራ ኣትዩ ምውቕ ኣቀባብላ
ተገይሩልን ኣብ ጋዜጣታት Iትዮጵያ ብዛEባ መሪሕነት ተሓኤ ብዙሕ ተጻሒፉ።
Iሰያስ ድማ ተመሳሳሊ መልEኽቲ ንኣዲስ ኣበባ ልIኹ። Eዝስ ኣይገርምንዶ? Eቲ
ሕቶ ነቲ ዝነበረ ወጥርታት ምስ መን ኮንካ ትፈትሖ ንዝብል ክምለስ ከሎ፣ ልክE ክልተ
ብቐዳማይ ዝስራE ናይ ናጽነት ሕቶ ተሓንጺጹን ተመዲቡን ብብረታዊ ወይ ብEጥቃዊ
ቃልሲ ክኸውን ተመዲቡ። ካልE ኣማራጺ መንገዲ Eውን ኣይነበረን። Eቲ ኣብ መንጎ
ሰራዊትን መሪሕነትን ዝፍጠር ድማ ብኻልኣይ መዲብካ ክፍታሕ ዝግበO Iዩ ነይሩ።
ግን ካብዚ ሓሊፉ ኣይትሰለፉ ክትብልን ብድሕሪU ድማ ንቑጽሪ ዓብላሊ ዝገብሮ
ከበሳዊ ሰራዊት ከተEቢ Iልካ ትወስዶ ካልE ውሽጣዊ ስርርE ከተካይድ ኣብ ,,ውድብ
ውሽጣዊ ውድብ“ ምምስራት ቅኑEዶ ነይሩ? Eዚ ክግበር ኣይነበሮን ክንብል Eንተኾና
ግን ብዙሕ ማሕለኻታት Iና ክንሓልፍ። ልክE Iዩ Eቲ ጸገም ንሱ ጥራይ Eውን
ኣይነበረን። ንበል Eቲ ኣብ መንጎ ናይ ምEራብ ኤርትራን ምብራቕ ኤርትራን ዘለዋ
ብሄራት ሓንቲ ቋንቋ ዝዛረባ ክንሰን ኣብ ጸገማት ኣትየን ነይረን። Eዚ ድማ ናይ
መሪሕነት ጸገም Eንበር ናይ ህዝቢ ጸገም ከም ዘይነበረ ሎሚ ተጋሂዱ ኣሎ። ኣፈታትሓ PDF page 6
View this page in original PDF
Eንተ ዝነብሮ ነይሩ ድማ ገልጠምጠም ኣይመጋጠመን። ግን ካልE ከም ዝርዝር ከለዓል
ዘለዎ ሕቶ ድማ ኣሎ። Eቲ ውድብ ብመጀመርያ ንEጥቃዊ ቃልሲ ክሰጋገር ከሎ
በየናይ ክልሰ-ሓሳብ ክምራሕ’ዩ ዝሕብር ፕሮግራም ኣይነበሮን። Eዚ መደብ ብመጠኑ
ብመጅመርያ ኣብ ኣስመራን ኣዲስ ኣበባ ዝተጠራነፉ ከምUውን ኣብ ካይሮን ካልE
ሃገራት ኣEራብ ዝተማህሩ መንEሰያት ብመጠኑ ዝሓሸ ኣጠማምታ ነይሩ። ብውሑዱ
ነቶም ካብ ዝተፈላለየ ከባብን ባህልን ጽልዋታትን ዝመጹ ተጋደሊቲ ብዘይካ Eቲ
ለቢሰሞን ዘበገሶምን ሃገራዊ ናጽነት Eንተዘይኮይኑ ፣ ካልE ከምይ ገይሮም ዝወሃሃድሉ
ናይ ሓባር ስራሕን ህይወትን መለክEን ሚዛንን ዝህበ ማEከላይ መራኸቢ ቀይድን
መስትከልን ብካድራት ዝምህር ፕሮግራም ኣቐዲምካ ክሰፍር ነይርዎ። Eቲ መሪሕነት
Eውን ዝንቀሳቐሰሉ ሰውራዊ ሕግታት ጥራይ ዘይኮነስ ምስ ህዝቢ ዘራኽቦ ሕንጻጽ
ክንጸፍ ነይርዎ። ስጡም ተሳትፎ ህዝቢ ዘይተሓወሶ ምንቅስቓ Eውን ንዓወት ዘብጽሕ
ክኸውን ኣይክEልን። Eኳ ድA መጡን ዓቐንን ምስጢራውን ህዝባዊ ባይቶ ካብ ከርሲ
ሃገር ክምስተት ይግባE ነይሩ። ኩሉ ጌጋታት ናይ ሜዳ ኤርትራ ብሰራዊትን ላEለዋይ
መርሕነትን Eሞ ኣብ ግዳም ዝነብር Eንበር ብህዝቢ ክምራሕ ስለ ዘይተበገሰ ንህዝብን
ንተጋደልትን ጓና Iዩ ነይሩ። ኣብ መጀመርታ Eቲ Eጥቃዊ ቃልሲ ብሃታ ሃታ ስለ
ዝተበገሰ ኣየተኣታትዎ Eንበር ዘገም Iሉ ንኹሉ ተቖጻጺሩ ከደይቦ ይኽEል ነይሩ።
Eቲ ዘገርም ካብዚ ጌታታት Eዚ ተነጺላ ዝወጸት ህዝባዊ ሓይልታት Eውን ተማሂራ ስለ
ዘይተመኮረት ብዘይካ ኣብቲ ብረታዊ ረጽሚ ካልE ምምሕያሽ ኣይገበረትን። ጽፈት
ኣብ ሰራዊታ ብዓቐን ድስፕሊን ልUል ከም ዝኾነ ዘማት ጉዳይ ኣይኮነን። ኣብ ልEሊ
ህዝቢ ግነ ጥንቁቕን ውሕሉልን ኣገባብ ኣየማEበለትን። Eዚ ባሀI Eዚ Eውን ክሳብ
ሎሚ ይቕጽል ኣሎ። ህዝቢ ተመሃራይ ስርዓትን ምEዙዝን ምግባር ክሳብ ሕጂ
ኣይተኣልየን። ነዚ Eውን ቀስ Iልና ኣብቲ ቀጻሊ ክፋል ክንሪO Iና።
ኣብ ስልሳይ ክፋል የራኽበና። ይቕጽል