Extracted PDF page text

?? ??? ?? ?????: ?? ???? ????? ?? ??? ???? ??? ?????? ??? ???? ?? ?? ?? ???? ???:: ????? ??? ???? ??? ??? ???? ????? ???? ????

Machine-extracted derivative; not a transcript or translation. Reading order, spacing and characters have not been editorially verified. PDF page numbers are file positions, not printed page labels. No OCR has been added.

Open unchanged original PDF · Download unchanged PDF

Extraction status: extracted-unverified.

PDF page 1

View this page in original PDF

ሳልሳይ ክፋል
1
1
ሽግር ተ.ሓ.ኤ-ሰባ ካብ ስሩ ይቀላE
ብ በይሉል (ናይ ብርI ስም)
ሳልሳይ ክፋል
Eቶም ብዘይቅድመ-ኩነትን ኣብ ክርደኣካ ዘይኸEል ሕልኸልኽ ዝበለ ኩነታት ካብ I-ሰብኣዊ
ቤት ማEሰርቲ ናብ ውድብ ዝተረከቡ ተጋደልቲ Eዞም ዝስEቡ Eዮም፣-
1. ወልደማያም ባህልቢ
2. ሳልሕ ሱለይማን
3. ንጉሰ ጸጋይ
ናይ ምፍትሖም ጉዳይ ብሰብኣዊ ሸነኽ ከርA Eንከሎ ዘደስት ተረኽቦ ምኻኑ ጥርጥረ የልቦን::
የግዳስ ብፖለቲካዊ ማEዝኑ ምስዝምመ፣ ብየዋህነት ዝርA ብፍጹም ኣይኮነን:: ብመንጽር፣
ካብቲ ከቢድ ጃስራዊ ቤት ማEሰርቲ ነቶም Eድል ረኺቦም ህይወቶም ኣውሒሶም ዝሃደሙ
ተጋደልቲ ክሳብ ክልተ-ሰለስተ መዓልታት ዝኣክል ብመካይኖም ዝሃድንዎም ዝነበሩ ምስ
ትመዝኖ፣ Eሞከኣ ነዞም ብደረጃ ዝላዓሉ መራሕቲ ሰራዊትን ክልተ ኣባላት ግዝያዊት
ሽማግለ: ብፍልይቲ መኪና ጌሮም ካብ ቤት ማEሰርቲ ንከሰላ: ናብ ውድቦም
ክመልስዎም ከለዉ፣ ናይ ሕቶ ምልክት ክንበረሉ ናይ ግድን ይኸውን:: Eዚ ክውንነት
ዝተኻየደሉ ኣብ መንጎ ጃስርን ውድብን ዝኾነ ይኹን ተስፋ ናይ መባEታዊ ርኽክብ
ስለ ዘይነበረን፣ ድሒሩ Eውን ወስታዊ ስጉምቲ Eዩ ከብል ዘድፍር ጩሯ ምቅርራብ
ስለዘይተራEየን፣ Eሞ ድማ ጃስር፣ Eቲ ንጀብሃ ብዝምልከት ብኸቢድ ቅርሕንትን
ጽልIን ዝተዋሕጠ ኣካል ብምኻኑን፣ ንኸምዚOም ላEለዋይ ሓላፍነት ዘለዎም
ካድራት፣ ብሰናይ ድልየቱ ክፈትሓልካ ምጽባይ የዋህነት ካብ ምኻን ኣይሓልፍን:: 
ኣብቲ ግዜ’ቲ: A ዚ ጉዳይ ብዙሕ ኣተሓሳሲቡን ኣተሓታቲቱን Eዩ:: ስለምንታይ
ብልክE Eዞም መራሕቲ ክወጹ ተመሪጾም..?:: ስለምንታይ’ከ Eቶም ተራ ተጋደልቲ፣
ቆልU፣ ገባር ውጉኣት ሓርነት ከይተረፈ ይEሰሩ..?:: Eንታይ ዓይነት ሓድሽ ኩነታት
ኮን ተፈጢሩ..ወዘተ ?: ዝብሉ መልሲ ዘይረኸቡ ሕቶታት: ኣብ ሓንጎል ካብዚ ጉጅለ
Eዚ ዘይኮነ ኣባል ይዞሩ ኔሮም:: ልክE Eዩ: ጃስር ካብ ሳበ ብሰንኪ ምፍላዩ: Eቲ
ዝረኽቦ ዝነበረ ንወድቡ ዘድሊ ነገራት ተቓሪጹ ጥራይ ዘይኮነስ: ዝነበረ ውን ኣብቂU
ኔሩ:: በዚ መሰረት ምትEስሳሩ ሙሉE ብሙሉE ምስ ህ.ግንባር ኮነ:: Eዚ ከኣ ዓቢ

PDF page 2

View this page in original PDF

ሳልሳይ ክፋል
2
2
ወርቃዊ Eድል ንግንባር ኣኸሰተ:: Eሞ ህ.ግ. ቅድሚ Eቲ ኣብ ማዓስከር ዝነበረ ኣብ
ትሕቲ ሙሉE መቁጽጻራ ምEታዋ: ኣብ ሱዳን ተሪፉ ንዝነበረ ናይ ጅብሃ ቀጻልነት
ከይዓኩኽ ሕሳባ ገበረት:: ስለዚ ብኹሉ መልክዓትን ኣገባባትን ኣተኩሮኣ ናብ ሱዳን
ኮነ:: Eወ፣ ግንባር ሽU ጥራይ ኣይኮነትን ናይ ጀብሃ Uሱራት ተፈቲሖም ናብ
ውድቦም ከምዝምለሱ ዝገበረት   ድሕሪU ውን ነይሩ Eዩ:: Eንተኾነ ፍትሒ ስለ
ዝነበራ ኣይኮነን፣ ወላውን ቤት ማEሰርቲ ስለ ዝጸበባ ኣይነበረን መንቀሊ Eላማኣ( ዓማ
ክትሓቅቕ Eያ) ውን ዘንጊዓ ኣየስምEን:: ሓቂ Eዩ ኩሎም ዝተለቁ ኩሎም ተላIኾም
ማለት ግን ኣይኮነን:: የግዳስ ትብዛሕ ትውሓድ ሓንቲ ጉጅለ Eንተፈንያ: ገለ
ካብኣቶም ሙሩጻት ፈጸምቲ Eማማታ ምኻኖም ዘየጣራጥርን ጩቡጥን ተመኩሮ Eዩ::
ብEግበተይ ንጉሰ ጸጋይ ብዝምልከት ካልE ጉዳይ ኮይኑ (ኣብ ቀጻሊ ክፋላት ክትንክፎ
Eየ) ወልደማርያም ባህልብን ሳልሕ ሱለይማንን ግን ብቐጥታ ናይ ህ.ግ. መሳርሒ
ይኾኑ Eዮም ዝብል Eምነት ብፍጹም የብለይን:: ክዝንጋE ዘይብሉ ግን ወልደማርያም
ባህልቢ ሓደ ካብቶም ቀንዲ መራሕቲ ናይዛ ጉጅለ ከምዝነበረ ብሩህ Eዩ ነየሩ:: ኮይኑ
ግን Eዚ ባEታ Eዚ ካብቶም ካልOት ዝፍለየሉ ባህርያት ነይርዎ:: ንሱ ከኣ
ብብልሽውና ይኹን ብዘይEርኑብ ጠባይ ኣይክሰስን፣ ብተወሳኺ ምስ ብርEቶU
ዝፈላለይዎ Eውን ናይ Eንካን ሃባን ጠባይ ነይርዎ:: ስለዚ ብናተይ ግምት ህ.ግ. ናይ
ምጭወዩ ብይን ዝወሰዱሉ ምኽንያት፣ ከምቲ ዝወጠንዎ መሳርሒ ክኾነሎም
ከምዘይክEል ምስ ገመቱ. ” … ከምቲ ዘውጻEናካ ክንመልሰካ Eውን ንኽEል
Iና… ”ዝዓይነቱ Eቲ ልሙድ ብዱE ባህርያት ህ.ግ. ዝፈጠሮ Eዩ ዝብል Eምነት
ኣሎኒ:: ምናልባት ኣ.ፈ.ሽ. ወተሃደራዊ ቤ.ጽ. ሓላፊ ብምንባሩ፣ ውድብ ንምድኻም
ዝተወስደ ስጉምቲ Eዩ፣ ዝብል ኣገላልጻውን ቦታ የብሉን:: ምኽንያቱ ውልቀ-ሰባት
ብምጭዋይ፣ ተሓኤ ከምዘይትዳኸም ግንባር ሕርሕራይ ገይራ ትርዳE Eያ:: ስለዚ Eቲ
Eንኮ መግለጺ ነዊሕ Iድን ሕነኣዊ ሕሳባት ህ.ግ. ዝፈጠሮ ኣረመናዊ ስጉምቲ ካብ
ምኻን ኣይሓልፍን::
ድሕሪ 1987 ንጥፈታት ጉጅለ ንኽግበር ተወጢኑ ዝነበረ ሳልሳይ ሃገራዊ ጉባኤ
ብኸመይ ንቆጻጸሮ ዝብል ኣጀንዳ ቀንዲ መዋሰIOም ነጥቢ ኮነ:: በዚ ድማ ንኣባላት
ብሓፈሽU ንተጋደልቲ ብፍላይ ንኣርባEተ ደረጃታት ከፊለሞ ከበሃል ይከኣል፣-

PDF page 3

View this page in original PDF

ሳልሳይ ክፋል
3
3
1. ቀንዲ ኣባላት ጉጅለ፣- ብምስጢር ዝተሰርU ፣ Eዚ ሓቂ Eዚ ወላኳ ጉጅለ
ክሳብ Eዛ Eለት Eዚኣ ኣሉ Eንተበሉ፣ ቀድሚ 3ይ ሃገራዊ ጉባኤ ምቅልላE
ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርEስቲ ኣብ ከተማ ከሰላ ዝተገብረ ናይ መሪሕነትን
ላEለዎት ካድራትን ሰሚናር ስዉE መምህር ሚክኤል ጋብር ብዘየማትE
በሃሊUን ምስክርን ኣሰንዩ ቀሊEዎ Eዩ::
2. ተደናገጽቲ ጉጅለ፣- ምስጢራዊ ስርርE ጉጅለ ዘይፈልጡ፣ የግዳስ ኣብ
መብዛሕትU መርገጻት ካብ ጉጅለ ዘይርሕቁ፣ ገሊOም ውልቃዊ ጥቅሞም
ዝዓጠጦም፣ ገሊOም ከኣ ብግርህና ብሰንኪ ስዩም መርገጽ ዝወሰዱ
ነይሮም::
3. ኣባላት መሪሕነት፣- Eዚ ጉጅለ ብዘይካ ብፍላይ ዶ. ሃብተን ስዩምን
ንካልOት ኣብ ላEለዋይ ጸፍሒ ዝነበሩ ኣባላት መሪሕነት ከይትንከፉ
ብብርቱE ጥንቃቐ ከም መድርኻዊ ታክቲክ ገይሮም ብምወሳድ Eዮም
ተንቀሳቂሱ፣ ምኽንያቱ Eቲ ቀንዲ ሃሞም ስልጣን ስለዝነበረ ብኸመይ
ነቶም ነባራት ኣባልት መሪሕነት ኣብዛ መዋEል ከይተንከፍካ ብምጽንባር
ሰውራዊ ባይቶ ትቆጻጸሮ ስለዝነበረ፣ ሜልOም ሰሪOም ይንቀሳቀሱ ነይሮም::
ንነባራት ኣባላት መሪሕነት ክሕዙሎም ዝተወጀሁ Iብራሂም መሓመድ
ዓሊን ተስፋይ ደጊጋን ይመስል::
4. ንጉጅለ ተጻባEቲ ፣ ኩሉ ካብ መደቦም ወጻI ዝነበረ ኣባል ከምተጻባI
ብሙቅጻር ንምብራሮም፣ ዘይተፋሕረ ተንኮል ኣይነበረን:: ጉጅለኣዊ
መደባቶም ብኣግU ነቒሖምሉ ንዝተጻበEዎም ተጋደልቲ ኣጸሊምካን
ሞራሎም ኣዳኺምክን ቃልሲ ክምዝገድፍ ምግባር ቀንዲ Eለታዊ ተግባሮም
ገይሮም ተተሓሐዝዎ:: 
Eንዳ ጃስር ሃብተ Eዩ A Eትዩና ዝብል ሓሶት ብስፊሑን ብጉEዙይ ኣገባብን
ክዝርግሕዎ ፈተኑ:: በቲ Eዋን Eቲ Eዚ ናይ ሎሚ ግዜኣዊ ብጻዮም ገይሮም ሒዞሞ
ዘለዉ ሓውና ስዮም፣ ..መስፍን፣ ኣድሓርሓሪ.. ብምባል ከጸልማዎ ይውEሉ ነይሮም::
ንዝተጻረሮም ተጋደላይ ናይ ስዩም ሰዓባይ ዝብል ስም ይወሃቦ ነይሩ:: Eቲ ሓቂ ግን
ቅድም ይኹን Eቲ መዋEል ወላ’ውን ሎሚ፣ ስዩም ብጻይ ኣይነበሮን፣ የብሉን፣

PDF page 4

View this page in original PDF

ሳልሳይ ክፋል
4
4
ብረግጽ Eውን ኣይክህልዎን Eዩ:: ሓውና ስዩም ብጻይ Eትብል ቃል ኣብ መዝገብ-
ቃላት ብተኣምር ከምዝሰፈረት ጥራይ ዝፈልጥ ሰብ Eዩ ዝመስል::
ጉባኤ ኣትዮም ክEወቱ ከኣ ብዝከኣል መጠን ተኻፈልቲ ጉባኤ ክኸስቡ ስለዝግባE፣
ክኸስብዎም ዘይክEሉ ኣባላት ተበሳጭዮም ከምዝባረሩ ወይ ከኣ ከምዝድስክሉ ስራሕና
Iሎም ተተሓሓዝዎ:: መብዝሕትAን ህዝባዊ ኣገልግሎት ትካላት ውድብ ከኣ ነዚ
Eከይ ተግባር ተጠቐሙለንን::
ኣብ ላEሊ ከም ዝተጠቕሰ: Eቲ ኣገዳሲ ክፍልታት ናይ ውድብ ብቐጥታ ይኹን
ብተዛዋዋሪ ዳርጋ ብሙሉU ኣብ Iድ Eዚ ጉጅለ’ዚ ኣተወ:: ንኣብነት ምጣነ-ሃብታዊ
ክፍሊ ሙሉE ብሙሉE ኣብ Iዶም ዓለበ፣ ወታሃደራዊ ክፍሊ ዝዓበየ ክፋሉ፣
ፖሎቲካዊ ስርIታዊ ክፍሊ ዝዓበየ ክፋሉ፣ ጸጥታ ኣብ ታሕተዎት ኣካላት ዝዓበየ
ክፋሉ፣ ሕብረተ ሰብኣዊ ብፍላይ ሕክምና 100% ቀስ ብቐስ ድማ ክፍሊ ትምህርቲ
ክቆጻጻርዎ ፈተኑ:: ን ስዉE መምህር ሚክኤል ጋብርን ካልOት ምሁራትን ንምልጋስን
ሞራሎም ኣዳኺምካ ንምድስካልን ዝተገብረ ፈተነታት ዘይርሳE ናይ ትማሊ ኣብነት
Eዩ:: 
ጸጥታ:- ብናይዚ ጉጅለ ዝተወጀሁ ገለ ኣባላት ክፈሊ ጸጥታ: ኣብ ክንዲ ውድባዊ
ጸጥታዊ ኩነታትን: ደጋዊ ሸነኻትን ዝከታተሉ: በዓል መን ኣበይ ኣተዉ፣ ምስ መን
ተራኸቡ፣ ክብሉ ንዝምክትዎም ተጋደልቲ ናይ ውድብ ጥራይ ክሕሉዉን፣ ውደብ
ድማ በየናይ ሸነኹ ህይወት ይረክብን ይሰፍሕ ኣሎ Eሞ ብኸመይ ንጥቕሞም
ይውEል: ንምሰጢራዊት መሪሕነት ጉጅለ ከቀባብሉ ተወጅሁ:: ንሱ ጥራይ ከይኣክል
ንዘይቅበልዎም ኣባላት ንምድሰካል ከም ተወሳኺ Eማሞም ወሰዱዎ:: ንደቂ ተባEትዮ
ኣብ ቦታ ስሮሖም: ንደቂ ኣናስትዮ ድማ ገዛገዛ Eንዳተኣትወ፣ ናይ ሕሹኽሹኽ
ወናማት ኮኑ::
ሕብረተ ሰብኣዊ:- ኣብ ከሰላ ውድብ ዝልለየለን ክልተ ንጥፈታት ነይረን:: ንሳተን
ድማ ሕክምናን ትምህርትን Eየን:: ይኹን Eምበር ሕክምና ውድብ: Eታ ኣባላት
ዘባሳጨወትን፣ ዓቢ ስምብራት ኣብ ኣEሙሮም ዝሕደረትን ትካል Eያ:: ምኽንቱ ኩሉ
ብሱዳን ዝሓለፈ ከምዝፈልጦ: ብዓሶ ይኹን ብኻለE ሕማማት: ስደተኛታት Eንዳ

PDF page 5

View this page in original PDF

ሳልሳይ ክፋል
5
5
ተሳቐዩን ናይ መድሃኒት ጽጋEተኛን ኮይኖም Eዮም ዝነበሩ:: Eሞ ሓደ ኣቦ ስደራ:
ምስቲ ከቢድ መነባብሮ: ኣብ ውሸጢ ሓደ ወርሒ ክልተ-ሰለስተ ቆሉU ሓሚሞም:
መደሃኒት ክገዝኣሎም ከቢድ Eዩ:: በዚ መሰረት ኣባላት ውደብ: ሕሙማት ደቆም
ሒዞም ንሕክምና መጺIም: መድሃኒት ክረኽቡ ተሪፉ: በቲ ስዲ ዝኾነ መላሕስ ኣባላት
ሕክምና ተገሪፎም: ብስጭት ወሲኾም: ደቆም ኣንጠለጢሎ ይምለሱ: ገለ ድማ ኣብU
ምስOም ይተሓናነቑ:: ስለዚ ሕክምና ውድብ: ናይ ድጉል በታኒ ጉጅለ ከቢድ መሳርያ
Eያ ነይራ:: ኣገልግሎታ ከኣ ንምጥቃE ስነ ኣEምሮOም ናይ ዘይደልይዎም ኣባላት
ውደብ ክኸውን Eንከሎ፣ ኣማስይU ከኣ ኣባላት ተበሳጭዮም ውድብ ንኽገድፉ Eዩ፣
ንምሩጻት ዝድግፍዎም ኣባላትን ኣዝማዶምን ግን መፋተዊ ነበረት:: በቲ ኻለE ሸነኽ
ድማ: መድሃኒት ውድብ ኣብ ፋርማሲ ሱዳን ይኹን ኣብ ካልE Eንዳተሸጠ: ናይዚ
ጉጅለ’ዚ ዓቢ  Iኮኖሚያዊ ማEቶት ኮነት::
ወተሃደራዊ ቤት ጽሕፈት
ጉጅለ ብኣግU ነዚ ቤት ጸሕፈት Eዚ ንምቁጽጻር ብጻEቂ ካብ ምንቅስቃስ
ኣይተቖጠቡን:: Eቲ ቀንዲ ምኽንያት ከኣ Eዚ ትካል Eዚ ዝተቆጻጸረ ዓቢ ፖለቲካዊ
ጽልዋ ከምዝህልዎ ዝኾነ መባEታዊ ኤርትራዊ ፖለቲካዊ ተገንዝቦ ዘለዎ ሰብ
ዘይስሕቶ ክውንነት Eዩ:: ስለዚ ከኣ Eዚ ኣንጃ Eዚ ዝኣምኖም ባEታታቱ ኣብ ቁልፋዊ
ቦታታት ክሶክEን ክቆጻጸርን በቀA:: ንዝገጥምዎም ገዳይም ተጋደልቲ ከኣ በቲ ልሙድ
መሳርሒ ሞራሎም ብምዝባጥ ቃልሲ ከምዝገድፉ መደባቱ ሰርA፣ ገለ ካብ ኣቶም
Eውን ተዓወተሎም::  ወፈራ ናይ ጸለመ ዘፍሸሉን Eላማ ጉጅለ ዘለለዩን  ተጋደልቲ
ከኣ፣ ስለ ዘጸግምዎም ብንUስ ክውንን ዘይክውንን ምኽንያታት ብምEሳር፣
ምስዝፍትሑ ካብ ቁልፊ ቦታታት ከምዝግለፉ ገበሩ:: ካብU ሓሊፉ ኣብ ማዓሰከር
ዝሓመሙ ናብ ጉጅለ ዝቐረቡ ተጋደልቲ Eንቅሪቢት ተነኺሶም ንላEለዋይ ሕክምና
ንከሰላ ክላኣኹ ከለዉ ካብኣቶም ዘይኮኑ ግን ሕማሞም ካብ ናይ ማዓሰከር ሓኪም
ዓቕሚ ንላEሊ ከንሱ፣ ንሕክምና ንልEሊU ንከይሓልፉን ዝግባE ማEለያ ከይረኸቡን
ተፈርዱ:: ንባህርያዊ ናይ ሕማም መስዋEቲ ከይተረፈ፣ ንዘይሰማምUዎም ከም
መጋላገሊ ሓገዝ ገሮም ወሰድዎ:: በዚ ምኽንት ብተመኩሮOም ይኹን ብብዓቕቶም
ኣዝዮም ሙሩጻት ተጋደልቲ ኣጥፊEና:: ስዉE ዓብደላ ናስር ከኣ ህያው ኣብነት Eዩ::
ብዘይካ Eዚ ገለ ሓለፍቲ ወተሃደራዊ ክፍሊ ንኣብ ትሕቲOም ዘገልግሉ ዘለዉ ኣብ

PDF page 6

View this page in original PDF

ሳልሳይ ክፋል
6
6
ሜዳ ዝርከቡ ደቀ-ተባEትዮ ተጋደልቲ ክብሪ ከየናሕሰዩ፣ ሓዳርን ቆልUን ዘለወን
ብጾቶም ደቀ-ኣንስትዮ ብምብEላግ፣ ክሳብ ሓዳር ኣብ ምፍራስ ተራ ተጻወቱ:: Eዚ
ተግባር Eዚ Eውን ናብ ካልOት ሰብ ሓዳር ኣባላት ውድብ ዝተዛመተ ሞራል ኣልቦ
ተግባራት ናይዚ ኣንጃ ካድራት  ኮይኑ ነይሩ Eዩ::
  
Aብ ሱዳን ብሓፈሽU ብፍላይ ኣብ ከሰላ፣ ከም መናሀሪያ ውድብ መጠን፣ ኣባልት
ውድብ Eንታይ ይካየድ ኣሎ ብቐረባ ናይ ምክትታልን ምEዛብን Eድል ስለዝነበሮም፣
ኣብ ልEሊ ኣንጻር መግዛEታዊ ጸላI፣ ኣብ መንጎ Eዛ ጉጅለን ዝሰፈሐ ኣካል
ውድብን መሪር ቃልሲ ክካየድ ግድን ኮነ::
ብኻልE ሸነኽ ህ.ግ. ውድብና ብውሽጢ ብግሁድ ብመንገዲ መሓመድ ብርሃን ብላታን
Eድሪስ ሑመዳይን ክተማህመን ትጽEር ከምዘላ ብሩህ ስለዝነበረ፣ ዝሰፈሓ ኣካል
ውድብ ኣንጻር ሰለስተ ተጻባEቲ ክቃለስ ናይ ግድን ኮነ:: ዘሕዝን ግን በዓል ብርሃን
ብላታን ጉጅለን Iድን ጓንትን ደኣ ኮኑ::Eዞም ሰባት Eዚኣቶም ብደረጃ ተራ
ተጋደልቲ: ወይ ድማ ማEከሎት ካድራት ዘይኮኑስ: ኣባላት ሶውራዊ ባይቶን ኣገዳሲ
ቦታ ዝሓዙን Eዮም:: ብርሃን ብላታ: ንነዊሕ ግዜ ወኪል ውድብ ኣብ ከሰላ Eዩ ኔሩ::
ሑመዳይ Eውን: ሓላፊ ክፍሊ ትምህርቲ ኮይኑ: መማህራን ካብ ውድብ ክሰጉግ
ከዳኽምን ከሎ፣ ወዲ ብላታ ድማ ብወገኑ: ከም ሓላፊ ናይ ከሰላ: Eሞ ከኣ ውድብ:
ዳርጋ መብዛሕትU ኣብ ከሰላ ኣብ ዝነበረሉ ግዜ ብምኻኑ:  መደባቱ ክፍጽም ምቹE
ነይሩ:: ብርሃን ብላታ: ንጀብሃ ክከላኸሉላ ዝኽሉ ተጋደልቲ ምምራድን: ስሩዓት
ምብራርን: ከም ካብቲ ቐንዲ E ላሙU መጠን:  ብደስታ ክፍጽሞ  ከሎ፣ ኣባል
ውድብ ድማ: ተጋዳላይ ይኹን ስሩE ብዘይ ተኻላኸሊ Eንደገና: ናብ’ዚ ሽግር Eዚ
ተጋለጸ:: ብኻልE ሸነኽ ድማ: መሓመድ ብርሃን ማዓልታዊ ስሩሑ Eቶም ዝተባረሩ
ይኹኑ ዝደስከሉ: ብጉጅለታት ይኹን ብውልቀ ህ.ግንባር ንኽትከታተሎምን
ክትጥርንፎምን ጸብጻባትን ሓበሬታታትን ምትሕልላፍ ኮነ::
Iብራሂም መሓምድ ዓሊ፣Eዞም ክልተ ኣባላት ናይ ግንባር ምኻኖም ብዙሕ
ጭበጥታት ዝተሰነየ ሓበሬታት ይመጽO ኔሩ::  ግን ድማ ዝቐረበ ጭበጢ ብቑE
ኣይኮንን ብመባል ብትሪ ክነጽጎ መሪጹ:: Eዚ ድማ ብጋህዲ ብዘይ ስኽፈታ ማዓልታዊ
ተልEኸOም ክፍጽሙ፣ የተባበOም ኔሩ:   ስለዚ Eቲ ዝነበረ ሓደ ኣማረጭ፣ ናይ

PDF page 7

View this page in original PDF

ሳልሳይ ክፋል
7
7
ህ.ግንባር ሰለይቲ Eሞ መሪሕነትካ ዝተቀበሎም፣ ምስOም ኮነካ ትሰርሕ ከምዘለኻ
ብምቕባል: ብዝተኻEለ መጠን ክትቆጻጸሮ ትኽEል ዘበለ  ካብኣቶም ኣግሊልካ
ምስራሕ ጥራይ ኔሩ:: ስለ ዝኾነ ብኹሉ ኣባል ውድብ ተለለዩ Eሞ: ከም ቀደሞም
ኣደማI ስራሕ ክሰርሑ ኣጸገሞም::   
          
ኣብ ከምዚ ዝኣምሰላ ሕማቅ ኩነታት Eናሀለወ ከኣ ውድብ ናብ ጉባE ተኣተወ::
3ይ ሃገራዊ ጉባኤ    
ብEለት 06-29-1989 ዝጀመረ ጉባኤ፣ ውሽጣዊ ሓድነት ውድብ ኣብ ዝማህመነሉ Eዩ
ተኻይዱ:: Eዚ ጉባኤ Eዚ ካብ 348 ክካፈሉ ዝግብOም ኣባለት 283 ዝተረክብሉ
ክከውን Eንከሎ፣ ጉጅለ ኣብ ህዝባዊ መዳይ ደገፍ ከም ዘይውንን ስለዝተረደA
ከብቶም ውሑዳት ቁጽሪ ኣባላት ሰራዊትን ካብ ከባቢ ጉባኤ ዝተግብረሉ ቦታን፣
ብጥንቃቐ ዝተመርጹ ከባቢ 75 ተሳተፍቲ ከሱልኽ ከEለ፣ Eዚ ከኣ ሳላ Eቲ ኣገዳሲ
ናይ 3 ይ ሃገራዊ ጉባኤ ኣሳናዳIት ሽማግለ ቁልፊ ቦታ ዝተቖጻጸረ Iብራሂም
ጻዓታት Eዩ::
Eቲ ዝገረም ህ.ግ. ሰራዊታ ካብቲ ጉባኤ ዝተገብረሉ ቦታ ከባቢ ሰዓትን ፈረቃን
ርሕቀት ኮይኖም ይቆጻጸሩ ከም ዝነበሩ ብድህሪ ጉባኤ ክፍለጥ ተኻIሉ:: Eዚ ኣንጃ
Eዚ ኣብ ጉባኤ EንተዘይEወት ካብ መጥቃEቲ ህ.ግ. ከምዘይምልጥ ምግማቱ ኣሸጋሪ
ኣይኮነን:: ኣብ ፖለቲካ ዓለም መብዝሕትU ግዜ Eቲ ውደባU ዘሐየለን ቁጠባዊን
ፖለቲካዊን ትካልት ክቆጻጸር ዝኸኣለ E ላምU ብዘየገድስ ናይ ምEዋት ተኽEለU
ጸብለልትነት ስለዘለዎ፣ Eዚ ጉጅለ Eዚ ኣብ ልEሊ Eቲ ብብውልቅU ዲሞክረሲያዊ
ኣገባብና ይርገጽ ኣሎ፣ ኣንጃነት ኣብ ውድብና ኣብ ሓደገኛ ጸፍሒ በጺሑ ኣሎ
ዝብል ዝነበረ ዝሰፈሐ ኣካል ብቀሊሉ ብምEወት ሰውራዊ ባይቶ ክቆጻጸር በቐA:: Eዚ
ጉጅለ ንስዩም ብዘይንሕስያ ክቅንጽልዎ Eንከለዉ. ብኣንጻሩ ንሑመዳይ ድምጾም
ብምሃብ ክሳብ ኣብ ፈጻሚት ሽማግለ ንኽሓኩር ፈቀድሉ:: Eቲ ቅድሚ ጉባኤ
ዝተኻየደ ናይ መጨረስታ ኣኼባ ሰ.ባ. ኣንዳEዲU ”…. ሑመዳይን ብርሃን ብላታን
ኣብ ውሽጥና ዘለዉ ናይ ህ.ግ. ልUኻት ስለ ዝኾኑ ምስOም ንኽሰርሕ ሕልናይ
ኣየፍቅደለይን…. ” ዝብል ዝነበረ Iብራሂም Eውን ንፍቃድ ጉጅለ ደኣ ኣማለA::

PDF page 8

View this page in original PDF

ሳልሳይ ክፋል
8
8
ብርሃን ብላታ Eውን ብገዛE ፍቃዱ ስሒቡ Eምበር ኣብ መሪሕነት ምስተመርጸ
ነይሩ:: 
ድሕሪ ጉባኤ ምEዋቶም ብU ንብU ንዘይደልዮም ተጋደልቲ ብዘይተውጅህ ገደፎም፣
ተበሳጭዮም ውድብ ክገድፉ ከኣ ናይ ጸለመ ወፍሪ ኣጋየዱ:: የግዳስ Eዚ ስለ ዝፈሸለ
ውድብ ምንቅስቃስ ስIኑ ደስከለ:: Eዚ ጉጅለ Eዚ Eታ ሓንቲ ሃሙ ስልጠን ምጭባጥ
Eምበር ካልE E ምቕ ዝበለ ፖለቲካዊ መደባት ስለ ዘይነበሮ፣ ንጥፈታት ውድብ
ደስከለ፣ ብኣንጻሩ ከኣ ውሽጣዊ ሓድነት ናይቲ ኣንጃ ክገማማEን ክበታተንን ጀመረ::
ነዚ ብኣግU ዝተረደA Iብራሂም ከኣ ኣብ መንጎ ኣብ ጉባኤ ዝተዓወቱን ዝተሳEሩን
ክብል ብጋህዲ ሰፍሕ ሰሚናር ብምክያድ ጽገናታት ከካይድ ፈተነ:: ኩነታት ከምዚሉ
Eንከሎ ብሰነኪ ምጣነ-ሃብታዊ ቅልውላው ገለ ተጋደልቲ ክውገኑ ተወሲኑ
Eናተፈጸመ፣ ብኣንጻሩ ግን Eዚ ኣንጃ Eዚ ዝኣምኖም ተጋደልቱ ንኽፍረቁ
ኣተባበAን፣ ወሰነን:: ውድብ ኣብ ከምዚ ዝኣምሰለ ፖለቲካውን ቁጠባውን ጠሊቑ
ክነሱ፣ ሓደ ብመንጽር ናይ ውድብና ዓቕሚ ክርA Eንኮሎ ከቢድ ውልቃዊ EድU
ተኸፊልሉ ዝተሰለፈ ባEታ መንግስትኣብ ኣስመሮም Eዩ:: ንውደብ ዘመሓላለፎ
Eዳውን ንምኽፋሉ ነዊሕ ዓመታት ወሲዱ Eዩ:: ነዚ ብዝምልከት ኣብ ዝመጽE ክፋል
ከEምቖ ክፍትን Eየ::       
     
                                ይቕጽል