Extracted PDF page text
Microsoft Word - Habtezion_Pilot.doc
Machine-extracted derivative; not a transcript or translation. Reading order, spacing and characters have not been editorially verified. PDF page numbers are file positions, not printed page labels. No OCR has been added.
Open unchanged original PDF · Download unchanged PDF
Extraction status: extracted-unverified.
PDF page 1
View this page in original PDF
- 1 -
ብሪገደር ጀነራል ሃብተጽዮን ሓድጉ፣
ኣብ ምንታይ ኵነታት ይርከብ ኣሎ።
21 መስከረም 2003
ብሪገደር ጀነራል ሃብተጽዮን ሓድጉ፣ Eቲ ብብቕዓቱ ኣብ ሓይሊ ኣየር ኤርትራ ቀዳማይ
ደረጃ፣ ኣብ ግዜ መግዛEቲ Iትዮጵያ ክኣ ካብቶም ብሉጻት ፓይሎታት Iትዮጵያ፣ ማEረ
ምሩኽ ኰለኔል በዛብህ ጴጥሮስ ዝስራE ኣብራሪ ውግE ነፋሪት ከምዝነበረ፣ ማንም ንEU
ዝፈልጥ ኤርትራዊ ይኹን Iትዮጵያዊ፣ ብሩህን ግሉጽን Eዩ። ከምU ስለዝኾነ ክኣ ኣብ
ሓይሊ ኣየር ኤርትራ ብብሪጌደር ጀነራል መዓርግ ሓላፍነት ተመዚዙ ንUድ ስርሓት
Eናኣካየደ፣ ብፍላይ ክኣ ፍሉይ ፓይሎት ፕረሲደንት Iሳያስ ኣፈወርቅ ኮይኑ፣ ፕረሲደንት
ሃገር ኤርትራ ንወጻI ሃገራት ዓለም ኣብ ዝገሸሉ ብሉጽ ኣገልግሎት ከምዝነበረ ኵሎም
ሰበስልጣናት መንግስቲ ኤርትራን ባEሉ ፕረሲደንት Iሳያስ ኣፈውርቂን ዝፈልጡዎ ሓቂ
Eዩ።
ኮይኑ ግን ብሪገደር ጀነራል ሃብተጽዮን ሓድጉ ብኣቃበ ሕጊ ዝተጻረየን፣ ብወኪል ሕጊ
ጠበቓ ዝፈጦ ዝቐረበሉ ክሲ ኣብ ቤት ፍርዲ ቀሪቡ ብይንን ፍርድን ከይረኸበ፣ ብክሲ
የማነ ገብረኣብን ብሓጎስ ክሻን ዝተEልመ ክሲ ተመርኵሱ ፕረሲደንት Iሳይስ ብዝኣዘዞ
ትEዛዝ፣ ብEለት 18 የካቲት 2003 ብዘይተፈልጡ ብኣባላት ጸጥታ “ሃገራዊ ድሕነት” ካብ
ገዝU ተጨውዩ ንቤት ማEሰርቲ ከምዝተወስደ፣ ኣብቲ Eዋንቲ ካብ ኣስመራ ዝመጸና
ዝተረጋገጸ መንጪ ሓበሬታ ሓቢሩ። ክሳብ ሕጂ ክኣ ጕዳይ መEሰሪU ብሕጋዊ ክትትል
ተገሩሉን፣ ብሕጋዊ ጠበቓ ተሰንዩን ምሰኻኽር ቀሪቦምሉን፣ ጕዳዩ ብቤት ፍርዲ ተራEዩ
መርትO ዘለዎ ብይን ከይረኸበ ክሳብ ሕጂ ኣብ ቤት ማEሰርቲ ይርከብ ከምዘሎ፣ ብዙሓት
ንዓU ዝፈልጡን፣ ሓለፍትን፣ መሳርሕቱን፣ ኣብ ትሕቲ ምምሕዳሩ ዝሰርሑ ፓይሎታትን
ኣጸቢቖም ዝፈልጡዎ ቅሉEን ምስጢራዊ ዘይኮነን ሓቂ ምዃኑ፣ ካብ ኣስመራ ዝመጸና
ሓበሬታ ኣፍሊጡ።
ካብ ዝተረጋገጸ መንጪ ሓበሬታ ከምዝረኸብናዮ፣ ዋላኳ ቅድሚ ምEሳሩ ይኹን Eንበር፣
መኽንያት መEሰሪU ብኸምዚ ዝስEብ Eዩ ነይሩ፣ ይብል Eቲ ዜና።
ካብ ፕረሲደንት Iሳይስ ኣፈወርቂ ዝተዋህበ ትEዛዝ መሰረት፣ መንግስቲ ኤርትራ ነፈርቲ
ክገዝE ኣብ ዝመደበሉ ግዜ፣ የማነ ገብረኣብን (ማንኪ) ሓጎስ ክሻን ተመዚዞም ከምዝነበሩ
ይሕብር። ነፈርቲ ክግዝኣ ከምዘለወንን ብሓላፍነቶም ዋጋ Eዳጋ ገሮም ነፈርቲ ሸሚቶም
ከምጽU ከምዘለዎምን ተኣዘዙ። ነቲ ዝተመዘዝዎ ሓላፍነት ግን ብዘይ ሓገዝ ክIላ
ብሪገደር ጀነራል ሃብተጽዮን ሓድጉ ክኸውን ከምዘይክEል ጸኒሑ ተረደOም። የማነ
ገብረኣብን ( ማንኪ) ሓጎስ ክሻን፣ ነተን ክግዝኣ ዝነበረን ነፈርቲ ተክኒካዊ ርግጸኛነተን
ብሪገደር ጀነራል ሃብተጸን ሓድጉ ጥራሕ ከረጋግጸሎም ከምዝኽEል ምስፈለጡ፣ ገና ኣብ
ምድስካል Eንከሎ፣ ኣብዚ ጕዳይ ምግዛE ነፈርቲ ንኽተሓጋገዞም ተወኪስዎ Eዩ ዝብሃል።
ካባU ንሸመታ ነፈርቲ ገሹሞ ኣብቲ ነፈርቲ ዝሽየጣሉ ቦታ ክኣ በጽሑ። ኣብ ዋጋ Eዳጋ
ኣትዮም ክኣ ነተን ዝርኣዩወን ነፈርቲ ክEድጕወን ደለዩ። ካባU ንብሪገደር ጀነራል
ሃብተጽዮን ሓድጉ ንኽሰማምOም ተወከስዎ። ጀነራል ሃብተጽዮን ሓድጉ ግን ከምዚ
በሎም፣- “በዚ ትብሉዎ ዘሎኹም ዋጋ ነዚAን ነፈርቲ EዚAን ንኽትገዝUወን ኣየዋጽEን
Eዩ፣ ኣነ E ዘን ነፈርቲ EዚAን ጥUያት ኮይነን ስለዘይረኸብኩወን Eቲ ዋጋ ክኣ ኣዝዩ
ብዙሕ ስለዝኾነ ኣነ ኣይሰማምዓሉን Eየ” በሎም። ምኽሩ ሰሚOም ከብቅU ክኣ ባIደ
ወናኒOም ውረድ ደይብ ብምባል ነተን ነፈርቲ ንኽገዝUውን ተሰማምUሞ ዓደጉወን ክኣ።
ካብU ጸኒሖም “ንኽንገዝAን ወሲና Iና፣ ግን ፈርማ ናትካ ከድልየና Eዩሞ ፈርመልና”
Iሎም ተወከስዎ። ብሪገደር ጀነራል ሃብተጺOን ሓድጉ ግን፣ ኣነ ነዚ “Iደይ ኣየንብረሉን
Eየ” በሎም። ካብዚ የማነ ገብረኣብን ሓጎስ ክሻን ንቤት-ጽሕፈት ፕረሲደንት I ሳያስ
ኣፈወርቂ ከይዶም፣ ብሪገደር ጀነራል ሃብተጺOን ሓድጉ ነተን ነፈርቲ ክንገዝAን Eንተዀና PDF page 2
View this page in original PDF
- 2 -
ፈርማ ናቱ የድልየና E ዩ፣ ንሱ ግን ኣይፍርመልኩምን I ሉና ቢሎም” ጥርዓኖም
ኣቕረቡሉ። ፕረሲደንት Iሳይስ ክኣ ንብሪገደር ጀነራል ሃብተጺOን ሓድጉ ንቤት ጽሕፈቱ
ጸዊU “ስለምንታይ ዘይፈረምካ”? ክትፍርም ኣሎካ! በሎ። ብሪገደር ጀነራል ሃብተጽዮን
ሓድጉ ግን፣ ኣብዚ ጕዳይዚ ክፍርም ከምዘይደሊ ሓበሮ። ኣብዚ ክርሳE ዘይብሉ ብሪገደር
ኣብዚ ተዓዛባይ ከስተውEሎ ዘለዎ፣ ብሪገደር ጀነራል ሃብተጽዮን ሓድጉ ኣብዚ ንኽፍርም
ትEዛዝ ዝEዘዞ ዘሎ Eዋን፣ ኣብ ምድስካልን ኣብ ቍጽር ሓለዋን Eንከሎ Eዩ። Eሞ Eቲ
ጕዳይ ከምዚ ኣብ ላEሊ ዝተዘርዘረ Eንተድኣ ኰይኑስ ክሳብ ክንድዚ ንሓደ ብዓለምለኻዊ
ደረጃ ብዝልዓለ ስልጣን ሓይሊ ኣየር በረራ፣ ሞይU ዝተፈልጠን፣ ዝተመስከረሉን፣
ንሃገራዊ ድሕነትን ረብሓን ንኸገልግል ብወግI መዝነት ሂብካ፣ ብሓላፍነት ንኸገልግል
ዝመዘዝካዮ ክIላ፣ ብስውር ሜላዊ ብፕሮፓጋንዳን ብዘይኰነ ሕንዛዊ ወረታት Eናነዛሕካ
ስሙ ንኸተጥፍEን ዝሰርሖ ሃገራዊ ቅያታትን ሞይUን ባዶ ከምዝተርፍ ንኽትገብር
ፍታን፣ ካባU ሓሊፍካ ክኣ ብዘይተፈልጡ ብኣባላት ጸጥታ “ ሃገራዊ ድሕነት” ዝብሃሉ
ባንድ ኣዚዝካ ብዘይ ፍትሒ ንቤት ማEሰርቲ ምውሳድ፣ ብዓለምለኻዊ ሕጊ ናይ ገበን ገበን
Eዩ።
Eዚ ጥራሕ ከይኣክልውን ብEለት 05.03.2003 ስዓት 4:20 ወጋሕታ ብሪገደር ሃብተጽዮን
ሓድጉ ብትEዛዝ ፕረሲደንት Iሳያስ ኣፈወርቅ፣ በቶም ፍሉጣት ኣባላት ጸጥታ “ሃገራዊ
ድሕነት” ዝዀኑ፣ ኮለኔል ኣማኗኤል ጳውሎስን ኮለኔል ጋይም ተስፋሚካኤልን ሓላፊ ሓለዋ
ፕረሲደንት ኮለኔል ተስፋልደትን ተገዲዱ፣ ካብቲ ትኣሲሩሉ ዝነበረ ኣብ ነፋሲት ዝርከብ
ግዝያዊ ነቝጣ ቤት ማEሰርቲ ናብ ኣካባቢ ከረን ዝርከብ ማEሰርቲ ከምዝተወስደ Eዩ ካብ
ኣስመራ ከምዝመጸና ዜና ዝፍለጥ። ድሕሪ Eስታት ክልተ ወርሕን 18 መዓልታት ጽኑE
ማEሰርቲ ክኣ ብ5.5.2003 ካብU ተፈቲሑ፣ ኣብ ቤተሰቡ ከምዝተመልሰ ካብ ውሽጢ
ኣስመራ ዝተረኽበ ሓቀኛ መንጪ ዜና ሓቢሩ።
ካብU ኣብ ትሕቲ ሓለዋ ቍሩብ መዓልታት ድሕሪ ምጽናሕ፣ E ንደገና ካብ ቤተሰቡ
ብኣባላት ጸጥታ “ሃገራዊ ድሕነት” ተወሲዱ፣ ኣብ ኣስመራ ዝርከብ ቤት ማEሰርቲ (ቀደም
ሰላሳ ኣምስተኛ ዝብሃል ዝነበረ መዓስከር ጦርሰራዊ ገጅረት ስሳንታ Oቶ) ክሳብ ሕጂ
ተEሲሩ ከምዘሎ፣ ካብ ውሽጢ ኣስመራ ዝተረኽበ መንጪ ሓቤረታ ኣፍሊጡ።
ስለዚ Eዚ ሕጂ ኣብሓውና ብሪገደር ሃብተጽዮን ሓድጉ ብትEዛዝ ፕረሲደንት ወሪዱ ዘሎ
ዘይሕጋዊ ውሳኔ፣ ኣብ መንግስቲ ኤርትራ ሓዲሽ ከምዘይኮነ ንዅላትና ደቂ ሃገር ብሩህ
ከም ጽሓይ ቀትሪ Eዩ። ኣብ ኤርትራ ኣብዚ Eዋንዚ ብሕልፊ ብሕልፊ ካብ 1993 ጀሚሩ
ብዙሓት ዝልዓሉ ሰበስልጣንን ተባዓት ሓርበኛታት ደቂ ሃገር፣ ብዘይ ፍርዲ ኣብ ቤት
ማEሰርቲ በልዮም ከምዘለው ዘይክሓድ ሓቂ Eዩ። ኣዝዩ ዝተጋህደ ክኣ ካብ 18, 2003
11 ኣባላት መሪሕነት ህዝባI ግንባር ሓርነት ኤርትራን፣ ጋዜጠኛታትን፣ ዓበይቲ መራሕቲ
ሃይማኖታትን: ክሳብ ሕጂ ፍርዲ ከይረኸቡ ምስተኣስሩ Eዩ። Eዞም ጕዳዮም ብፍትሒ
ከይተራEየ ክሳብ ሕጂ ዝሳቐዩ ዘለው ታሪኽ ዝሰርሑ ደቂ ሃገር፣ ንዅሉ ብጕዳይ ኤርትራ
ዝግደስን ኣምነስቲ I ንተርናሽናልን ካልOት ብሰብኣዊ መሰል ወድሰብ ዝግደሳ
ማሕበራትን ከምዝፈልጥOን፣ E ቲ ጕዳይውን ኣብ ዓለምለኻዊ ሕጊ ተመርኵሰን
ብጠበቓታት መልክE ንቤት ፍርዲ ኣቕሪበንO ኣለዋ። ሓደ ኤርትራዊ ጋዜጠኛ ዝሓለፈ
ዓመት ብጸቢብ Eድል ካብ ኤርትራ ኣምሊጡ ንወጻኣI ሃገር ምስወጸ ከምዝበሎ፣ “ነዞም
ኣብ ትሕቲ ጸልማት ብዘይ ፍርድን ፍትሕን ተኣሲሮም ዘለው ደቂ ሃገር፣ ክንርስOም
የብልናን፣ ክሳብ ሕጂ ኣብ ቤት ማEሰርቲ ምህላዎም ክኣ፣ ኣብ ኤርትራ ሕግን ስርዓትን
መሰል ፕረስን ከምዘየለ ህያው ምስክርን ጭብጥን ኰይኖምና ኣለው”፣ ይብል። (ትርጕም
ብቋንቋ Eንግሊዝኛ።)
As one Eritrean journalist who managed to flee the country said it last year, 'we cannot
have the luxury of forgetting them because they symbolise the absence of rule of law,
freedom of speech and constitutionality in Eritrea'. PDF page 3
View this page in original PDF
- 3 -
ብሪገደር ጀነራል ሃብተጽዮን ሓድጉ፣ ኣብ ግዜ ትምህርቲ ሓይሊ ኣየር፣ ምስ ክIላታት
ጸዓዱ Eናተወዳደረ፣ ተመሲጡ ነቲ ዝውሃቦ ዝነበረ ትምህርቲ ይከታተሎ ከምዝነበረ ዘርI
ስEሊ። PDF page 4
View this page in original PDF
- 4 -
ብሪገደር ጀነራል ሃብተጽዮን ሓድጉ፣ ኣብ ሓይሊ ኣየር፣ ብሓላፍነት ተመዚዙ ተባE
ሃገራዊ ግቡU Eናሰላሰለ ኣብ ኣየር ክበርር Eንከሎ ዘርI ስEሊ።
ብሓልዮት ደቀባት ኤርትራ
መንጪ ሓበረታ ኣስመራ
መስከረም 2003