Extracted PDF page text

part-5

Machine-extracted derivative; not a transcript or translation. Reading order, spacing and characters have not been editorially verified. PDF page numbers are file positions, not printed page labels. No OCR has been added.

Open unchanged original PDF · Download unchanged PDF

Extraction status: extracted-unverified.

PDF page 1

View this page in original PDF

         ሓምሻይ ክፋል
1
1
ሽግር ተ.ሓ.ኤ-ሰባ ካብ ስሩ ይቀላE
ብ በይሉል (ናይ ብርI ስም)
ሓምሻይ ክፋል
ኣብ ዝሓለፈ ክፋል ከምዝገለጽክዎ ጉጅለ ካብ 5 ይ ጉባኤ ( ተ.ሓ.ኤ.-ሰ.ባ) ንነጀው Eቲ
በብEዋኑ Eናተበታተንን EናተቐልAን ዝመጸ ምትEስሳሮም: ብተበግሶ ከም በዓል Iብራሂም:
ወልደየሱስ ኣብ ሕ.መ.ኣ. ዝጸነሑ ገለ ካብቶም ብ86 ኣቢሉ ዝተሰዱ ኣባላት ናይቲ ጃንዳ: ነቲ
ኣብ 5ይ ጉባኤ ዝነቐA ዓብላልነቶም ንምሕላው ውዲታዊ ትልምታት ክፍሕትሩ ተሃንደዱ::
ነዚ ንምEዋት ከኣ ናይ ነፍሰ-ወከፍ ኣባል ሰውራዊ ባይቶ ዝንባሌታት ከጽንU ጀመሩ:: ነቶም
ብመትከል ዝቃለሱ Eሽሸ ብምባል: ብህረፋን ናይ ስልጣን ዝተበከሉን ብብልሽውና ዝጠልቀዩን
ከምU’ውን ኣብ ክንዲ ብኣEምረOምን ብሕልነOምን ሓሲቦም ብመትከሎም ዝቕየዱ:
ብኸብዶም ክምርሑ ዝተሳጥሑ ኣባላት መሪሕነት ከናድዩን ኣብ ክሊ ናይ ተንኮላዊ
መርብባቶም ከጥሕልዎምን ከኣሉ:: Eቲ Eላማ ድማ ከመይ ጌረካ ቁጽርኣዊ ዓብላልነት ኣብ
ሰውራዊ ባይቶ ተረጋግጽ Eሞ: ብድሕሪU ከኣ ውሳነታትካ ብዝጥEመካ ተመሓላልፍ Eዩ::
ኣብዚ ግን Eቲ ዓቢ ጸገም ናይ’ዚ ጉጅለ ዝነበረ: መታን Eድመ መሪሕነቶም ክነውሕ: መጻI
ጉባኤ ብዓብዩ: መድርኻዊ ፖለቲካዊን ስርIታውን Eማማት ውድብ ብካልኣይ ደረጃ: ምስ
ባህግታቶምን ንድፍታቶምን ተጠዓIሙ መታን ክሰላሰል: የግዲ ኣብ 5 ይ ጉባኤ ዝጸደቐ
ውሳነታት ብኸፊሉ ወይ ከኣ ብምሉU ክጥሕሱ ምኻኖም ሰለዝተረደU: ናይዚ ውጽIት ድማ
ዲሞክራሲያዊ መትከላት ምጥሓስ ምኻኑ ስለ ዝፈልጡ: ነዚ Eከይ ተግባራት ዘሰላስል ክናድዩ
ናይ ግድን ነይሩ:: ሓውና ስዩም ካብ ዘመናት ዝዓሰሎ ህርፋን ስልጣን ግርም ጌሮም
ስለዝግንዘቡ ከኣ ሚሳላዊ ሕጹይ ኮይኑ ረኸብዎ:: ንገለ ጥቕሞም ዘቐደሙ ኣባላት መሪሕነት
(ብሕልፊ ኣብ Iትዮጵያን ሱዳንን) ከኣ ”ብEገለ” ገንዘብ ተላIኹልካ ዝብል መናውራት
ድምጾም ብምEዳግ ኣይሰማEናን ኣይረኣናን ኣብ ዘብል ደረጃ ኣብጸሕዎም:: Eቶም ብቐደሙ
ኣሰር ኣጻብOም ኣብ ደምበ ብልሽውና ከምዝተጠላቐየ ዝፈልጥዎም ግን ዓቢ ግደ ክጻወቱ  
ዓደምዎም:: ንገሊOም Eውን ኣብ ዝለዓለ ጸፍሒ ናይ ስልጣኖም ብምምጻE ሓላፍነት-ኣልቦ
ተራ ክጻወቱ ሾምዎም:: ሓደ ካብኣቶም ኣሰፋው በርሀ Eዩ:: ትማሊ ብጋህዲ ዝብልዎ ዝነበሩ
ዝተረሰA መሲልዎም: ሎሚ ነዚ ባEታ ብናይ ውፉይት መAቀኒ ክገልጽዎ ምፍታኖም ንሓደ
ሓቂ ጥራይ Eዩ ዝEምት: ንሱ ከኣ ከምቲ መሰልቲ ዝምሰልዎ … ሓደ ዓይነት ሕብሪ ዘለወን
ኣEዋፍሲ ሓቢረን ይነፍረ… ካብ ምኻን ኣይሓልፍን:: ብመንጽር ታሪኽን ተግባራትን ሓው

PDF page 2

View this page in original PDF

         ሓምሻይ ክፋል
2
2
ኣሰፋው ምስዝረA ግና: Eቲ ሓቅን ኣገላልጻ ምሕዝነት ግንጢታትን ዘይቃዶ Eዩ:: ገለ
ብኸፊሉ ንምጥቃስ ዝኣክል: ነዚ ዝስEብ ተግባራት ኣሰፋው በርሀ ክጠቅስ‹:-
¾ ኣብ ከባቢ ፈረቓ ሰማንያታት: ሓውና ኣሰፋው: ሓደ ካብቶም ሓለፍቲ ክነሱ:
ሓላፍነቱ ዘንጊU Eሞ ድማ ብተደጋጋሚ ዝምድና ውድብ ምስ ጃስር ሕማቕን
ሓደገኛን ስለዘሎ ንከይኣቱ ብብጾቱ (ኣብ ጋሽ ይኹን ከሰላ) ዝተዋህቦ ሓበሬታ
Eሽሽ Iሉ: ናብ መዓስከር ጃስር ብIደ-ወነኑ ከደ:: Eቲ ድሒሩ ዝበረሀ
ምኽንያት ከኣ በቲ Eዋን በዓልቲ ቤቱ ዝነበረት ምስ ጃስር ብምስምማE
ንስUድያ ንምልኣኻ ነበረ:: ነዚ ንምትግባር ከኣ ዋጋ ክኽፈል ከምዘላዎ ሐው
ኣሰፋው ግርም ገይሩ ይርዳE Eዩ:: ጃስር ንውEላት ስምምE ኣፍሪሱ ኣባላት
ውድብና ይኣስር ከምዝነበረ ንኣሰፋው ስዉር ኣይነበረን:: ምስዚ ኩሉ ግን
ንውልቃዊ ረብሓታቱ ክብል Eዚ ባEታ Eዚ ዝኽፈል ክኸፍል ቅሩብ
ከምዝነበረ: ምሕጽንታን መጠንቀቕታን ብጾቱ ጎስዩ ምኻዱ Eኹል ምልክት
Eዩ:: ጃስር ግን ዝከኣሉ ምስለቀመ ንEU Eውን ኣይመሓሮን:: ጉጅለ Eውን
Eንተኾነ Eምነቶም ኣብ ልEሊU ብመጠኑ ኣግዶሉ:: ብድሕሪ Eዚ ብጾትና ብ
ህ.ግ. ንዳግመ ዓዛብ ካብ መደብር ጃስር ምስተወስዱ Eውን Eንተኾነ: ኣሰፋው
ብቦታዊ ሓለፍቲ ናይተን ዝነበርወን ቤት ማEሰርትታት ፍልይ ዝበለ ጠመተ
ይግበረሉ ከምዝነበረ ስዉር ኣይነበረን::
   ኣብ መጀመርታ ተስዓታት ህ.ግ. ንገለ Eሱራት ተጋደልትና ምስፈነወት Eውን   
   Eንተኾነ: ኣብ ልEሊ ኣሰፋው ዝነበረ ጥርጣሬታት በሩህ ነይሩ::
¾ ውድብ ገለ ክፋሉ ንIትዮጵያ ብምስጋር ንጥፈታቱ ምስጀመረ ኣሰፋው ሓደ
ካብቶም ናብቲ ቦታ ዝተላEኹ ተጋደልቲ ኔሩ:: ይኹን Eምበር መሳርሕቱ
ብጾቱ ኣብ ልEሊU ብርቱE ጥርጠራ ስለዝነበሮም ኣብ ዝኾነ ተነካI
ንጥፈታት ከይሳተፍ ኣግሊለሞ ይሰርሑ ከምዝነበሩ ባEሎም ትማሊ ጉጅለ
ዝብልዎ ዝነበሩ Eዩ::
¾ Eዚ ባEታ ኣብ Iትዮጵያ ኣብ ዝነበረሉ Eዋን ካብ ብዙሓት ኣባላት ውድብ
ማለት( ኣብ ሜዳ ዝፈልጦም ዝነበረ Eሞ ኣብ ወጻI ዘለዉ) ስድራቤታዊ
ጸጋማት ኣሎኒ ብምባል ሓገዝ ብምሕታት ዝኣከቦ ገንዘብ የዋፍር ከምዝነበረ
ምልክታት ነይሩ::

PDF page 3

View this page in original PDF

         ሓምሻይ ክፋል
3
3
¾ ብ1994 ብጾቱ ኣብ Iትዮጵያ ምስተኣስሩ: ኣሰፋው ወርቃዊ Eድል ብምርካብ
Eቲ ተሓሪምዎ ዝነበረ ንጥፋታት ውድብ ንውልቃዊ ረብሓታታቱ ከውEሎ
ምቹE ኣጋጣሚ ረኸበ:: በዚ መሰረት ከኣ ስም ውድብ ተጠቒሙ ናይ ቪዛ
ንግዲ ከካይድ ጀመረ:
◊ 1995 ለካቲት ሓንቲ ለ.ኣ. ዝተባህለት ተጋዳሊት ነበር ናይ ህ.ግ.
ብመንገዲ ሓንቲ ሰ. ዝተባህለት ሰብ ካብ ኣሰፋው ንጀርመን ዘብጽሕ
ቪዛ ብ 25 ሽሕ ናይ Iትዮጵያ ብር ከም ዝዓደገት ተሰምA:: ኣዚ
ባEታ ከኣ ናይ ንግዲ ስሙ ብክብሮምን ኣብ ገሊU ቦታ ከኣ
ብተስፋማርያም ይፍለጥ ነበረ::
◊ ንገለ ሰባት: ንኣብነት ጀ.ሽ. ን ራ.መ.ዩ. ም.ሓ. ዝበሃሉ ብስም ኣባላት
ብ1995 ንጀርመን ቪዛ መጺEዎም ክነሱ ንመሳለጢ ገንዘብ ብተዘዋዋሪ
መንገዲ ሓቲቱ:: 
◊ ንሓንቲ ብወዲ ኣ. ዝፍለጥ ኣባል ውድብ ሓውቱ ዝኾነት ቪዛ
ንኸሳልጥ መባEታዊ ዝርርብ ድሕሪ ምግባሩ: ብኣጋጣሚ ሓዋ ኣባል
ውድብ ምኻኑ ምስፈለጠ: ነቲ ጉዳይ ከምዘይፈልጦ 180 ዲግሪ
ተጠውየ::
◊ ኣብቲ ብጾትና ተኣሲሮምሉ ዝነበርሉ መዋEል ከም መራኸቢ ቦታ
ዝጥቀምሉ ዝነበረ ኣባላት ውድብ ዝኾኑ ስድራ ቤት: ኣሰፋው ኣብዚ
ጉዳይ ተጠላቕዩ ከም ዝነበረ ይፈልጡ:: ምኽንያቱ ከኣ ቴሌፎን
ናይዞም ስድራቤት ይግልገለሉ ነይሩ:: 
¾ ብ1995 ናብ ውድብ ዝቐረበ ክሲ: ነቲ ናይ ቪዛታት ምስላጥ ጉዳይ ብመርትO
ምስተገጥመ ከምዝኣመነ: የግዳስ ምትሕብባር ጥራይ Eየ ገይረ ብዝብል
ምስምስ ክሽፍኖ ፈተነ:: ናይ ኣሰፋው ጉዳይ ብምምሕዳር ውድብ ኣብ
Iትዮጵያ ዝቐረበ ክኸውን Eንከሎ: ብቀረባ ኣብቲ ኣኼባ ዝነበረ ደስበለ
ገብረሂወት ይኹን ነቲ ኣኼባ ዘካዱ ኣባላት ፈ.ሽ. ካብኣቶም ስዩምን
መንግስትኣብን Eንኮላይ ዓጊቦም ወጽU::

PDF page 4

View this page in original PDF

         ሓምሻይ ክፋል
4
4
¾ ብድሕሪ Eዚ መንግስትኣብ ኣስመሮም ኣሰፋው በርሀ ኣብ 4ይ ሃገራዊ ጉባኤ
ኣብ መሪሕነት ከይምረጽ ብጉዳይ ብልሽውንUን ምስ ህ.ግ. ዘሎ
ጠርጣራታትን EናቃለA ጽUቕ ምንቅስቃስ ገበረ::
¾ ብድሕሪ 4ይ ሃገራዊ ጉባኤ መንግስትኣብ ንኣብ Iትዮጵያ ተኣሲሮም ዝነበሩ
ገለ የሕዋት ኣብ ዝጸሓፎ: ንኣሰፋው በርሀ ብሰንኪ ብልሽውንUን ካልE
ጠርጠራታትን ዝተላEለ: ብግርህና ኣብ ጉባኤ ድምጺ ከይወሃቦ Eሞ ኣብ
መሪሕነት ከይምረጽ ሓያል ጻEርታት ከምዘካየደ ዝገልጽ ደብዳቤታት ጽሒፉ::
Eዚ ኩሉ ሓቅታት Eናሃለወ ከንሱ: ነዚ ባEታ ብዘንጸባርቕ ቅጽላት ምሽፋኑ: ዘርEዮ ነገር
Eንተሎ: ናይዚ ጉጅለ ሕንከት-ኣልቦን ኣሽካEላልን ባህርያት ጥራይ Eዩ:: ደስበለ Eንተኾነ
Eውን ነዚ ሓቂ ብሰንኪ ምስዚ ጉጅለ ብምውጋኑ ምናልባት Eንተክሒዱ: ንEUን ሕልንUን
ዝተርፍ ጉዳይ ካብ ምኻን ኣይሓልፍን:: 
ብልሸውና ጉጅለ ኣብ ላEለዎት ኣካላት ጥራይ ዝተሓጽረ ኣይነበረን:: ገለ ካብቶም ምስOም
ወጊኖም ዘለዉ ሰባት’ውን… ብሕኸኸኒ ክሓከካ… ዝልምዶም  ኣባላት መሪሕነት ተሰቲሮም:
ብሕልፊ ኣብ ገንዘባዊ መዳይ  ምጥፍፋE ከምዘካየዱ ምልክታት ኣሎ:: ንኣብነት ዝኣክል ካብ
1996-2001 ተሓዝ ገንዘብ ዞባ ጀርመን ዝነበረ ጸሃየ ክብሮም: ብ2001-ሰነ 6 ዝተኻየደ ናይ
ዞባ ጀርመን ጉባኤ: ገንዘባዊ ጸብጻብ ንዝምልከቶ ኣካል ናይ ውድብን ተሓዝ ገንዘብ (በቲ ግዜ
Eቲ ንጉሰ ነይሩ) ሂበዮ Eየ ብዝብል ዘይሕጋዊ ምስምስ ምቕራብ ኣበየ:: ዝኾነ ኣባል ሽማግለ
ዞባ : ጨንፈር ይኹን ጉጅለ ጸብጻባቱ ነቲ ብጉባኤ ዝመረጾ ኣካል ከቅርብ ከምዝግበO ፍሉጥ
ክነሱ: Eዚ ባEታ ግን መሐከሊ ረኸበ:: Eዚ ተግባር ሕጊ ዝጠሓሰን ዘይቅቡልን ምኻኑ ውድብ
Eኳ Eንተተሓበረ: ዝኾነ ሕጋዊ ስጉምቲ ኣይተወስደን:: መሪሕነት ነዚ ንክሪO ተሓቲቱ
ብድብድቡ ጸብጻብ ገንዘብ ተቀቢለና Iና ብምባል: ብይሰተር ተሓለፈ:: የግዳስ Eቲ ጉዳይ
Eንደገና ምስተላEለ: ውድባዊ ጸገማት ኣብ ዝለዓለ ደረጅU በጺሕሉ ዝነበረ Eዋን ብምንባሩ
ብEU ኣቢሉ Eቲ ጉዳይ ደቀሰ:: Eቲ ባEታ ከኣ ናብ ባህርያዊ ቦትU ተወገነ:: 
Eዚ ጉጅለ Eዚ ኣብ ፖለቲካዊ መዳይ Eውን Eንተኾነ ብዙሕ ምስ መትከላት ውድብ ዘይቃዶ
ብኣንጻሩ ምስ ህ.ግ.ድ.ፍ. ዝደናጽ መርገጻት ካብ ምውስድ ኣይተቆጠበን:: Eቲ ቅድሚ
ምጭዋይ ብጾት ወልደማርያም ባህልብን ተኽለብርሃን ገብረጻድቕን( ወዲ ባሻይ) ከምU’ውን
መጥቓEቲ ህ.ግ. ብ1991: ብልጭ ጥፍE ዝብል ዝነበረ ምድንጋጽ ምስ ህ.ግ. ቅሂሙ Eዩ
Eናተባህለ Eንከሎ: መንግስቲ ኤርትራ ምስ ኩለን ጎረባብቲ በብEዋኑ ኣብ ዝጻሕተሮ ኵናት:
ምድንጋጽ ናይዚ ጉጅለ ምስ ህ.ግ. ኣንደገና ክቀላቐል ተራEየ:: ብሓደ ሸነኽ: Eቲ ርUይን

PDF page 5

View this page in original PDF

         ሓምሻይ ክፋል
5
5
ኩኑንን ዓመጽ መንግስቲ ኤርትራ ዝፈጠሮ ፖለቲካዊ ሃዋህው ብካልኣይ ሸነኽ ድማ ብሳላ
ጸዓትን ብሩህ መርገጽ ኣባላት ውድብ: Eዚ ምድንጋጽ ከም ዓፍራ Eኳ Eንተበነነ: ኣሰራቱ ግን
ንክብደት ውድብ ኣብ ምፍኳስ ተራ ነይርዎ Eዩ:: ንኣብነት ንምጥቃስ ዝኣክል:-
• ምስ የመን ብሰበብ ሓንሽ ኣብ ዝተገብረ ዓመጽ: Eዚ ጉጅለ ኣብቲ ፈለማ
ዘይብሩህ መረገጽ ነበሮ:: ድሒሩ ግን መርገጽ ኣባላቱ ደኣ ከጽድቕን ከኽብርን
ተገደደ::
• ድሕሪ ወራር መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ልEሊ Iትዮጵያ: ብስም ተጋድሎ ሓርነት
ኤርትራ-ሰውራዊ ባይቶ - ጨንፈር ዲሲን ከባቢኣን ብዝብል ሽፋን: ብ 1998-ሰነ
13 ብስቱር ” ቅሉE ደብዳቤ ናብ ኣምባሳደር ሃገረ ኤርትራ ኣብ ሰሜን ኣመሪካ ”
ዘርEሰቱ መልEኽቲ ተላEኸ:: ገለ ካብ ትሕዝትU ከምዚ ዝስEብ የጠቓልል:: ቃል
ብቃሉ ከኣ:-
       ”…. ዶብናን መሬትናን ሕጂ Eውን Eንተኾነ ብዘሎና ዓቅሚ ኣብ ጎኒ Eቲ 
        ደሙ ዘፍስስ ዘሎ ናይ ምክልኻል ሓይልታት ደው ብምባል ክንውፈየሉ 
        ድልዋት Iና ….”     
      ”” …. ኣምባሳገር ብጥርኑፍ ኣገባብ ክንሳተፈሉ ዘኽEል መደብ ከውጽE 
        ንጽውE ….””
ዝትሕዝትU ዝሓዘለ ኮይኑ: ኣብ ኣውሮፓ ድማ: በቲ Eዋን Eቲ ህ.ግ.ድ.ፍ.
ብምኽንያት ውግE ገንዘብ ንምEካብ ገዛ ገዛ Eናዞሩ ሓያል ምልEዓል የካይዱ
ስለ ዝነበሩ: ኣባላት ውድብ ተሓኤ-ሰ.ባ. ኣብ ጀርመን-ካስል: ነዚ ጉዳይ ንስዩም
ብምሕባር Eንታይ ክንገብር Iሎም ምስሓተትዎ:-
       ”… ንሕና ኣብ ጅባኹም ኣቲና ሃብዎም ኣይትሃብዎም ክንብለኩም 
       ኣይንደልን… ”   ክብል መለሰ::
 
ሕጂ Eውን Eንተኾን ምስ ህ.ግ.ደ.ፍ.ን ድጉላት ህግድፍን ምጭንናው የካየድ ከምዘሎ
ምልክታት ኣሎ:: ሓደ ካብቲ ዘገርም ከኣ ዝርA ዘሎ ናይ ስዩምን ሰዓብቱን ቁጠባዊ ትሕዝቶ
ምንጩ ንግዚU ሕንቅል-ሕንቅሊተይ ኮይኑ’ሎ:: 
ብዝተረፈ ህልዊ ኩነታት ስዩምን ሰዓብቱን ብትEዝብተይ ከምዚ ዝዝEብ ይመስል:- 

PDF page 6

View this page in original PDF

         ሓምሻይ ክፋል
6
6
ስዩምን ስዓብቱን ከምቲ ኣመል ገይረሞ ዝነዝሕዎ ዘለዉ ዘይኮነስ: ተቐባልነቶምን ቁጽሪ
ኣባላቶምን ኣብ ጸፍሒ ካብተን ስነኣሳ ውድባት ኤርትራ ካብ ዝEትዉ ነዊሕ ገይሩሎ::
ምንቁልቋሎም Eውን ዝግታE ኣይመስልን:: Eታ ሓንቲ ትንፋሶም መንበIU
ዘይተፈልጠ ገንዘባዊ ትሕዝትOም ጥራይ Eዩ:: 
በቲ ካልE ሸንኸ ምስ EንሪO ምሕዝነት ግንጢታት መብዝሕትOም ካብቶም ካብ
ሰማንያታት ጀሚሮም ንውድብ ብምቁጽጻር ዘምከንዎ ባEታታት ክቐውም Eንከሎ: ገለ
ቅድም ምስOም ዘይነበሩ ከም በዓል ስዩም: ካብ ብትሪ ዝቃወምዎም ዝነበሩ ብሕልፊ
ከኣ: ብርሃነ ኪዳነን: ድራር ማንታይ ዝኣምሰሉ Eውን ጸንቢሩ ይርከብ:: ናይ ስዮም
ምኽንያት ብሩህ ኮይኑ ብረሃንን ድራርን ግን Eቲ ዓቢ ጸገሞም ብሕልነOምን
ሓንጎሎምን ተደሪኾም መርገጽ Eብ ክንዲ ምውሳድ: ብከስOም ጥራይ ዝመራመሩ
Eዮም ዝመስሉ ዘለዉ::
ብተወሳኺ ብባህርያቶም ይኹን ቅድሚ ሕጂ ምስዛ ጉጅለ ዘይተጠላቀዩ ሎሚ
ተጸንቢረምዎም ዘለው ከም በዓል ሓው ተስፋይ ተኽለዝጊ ክትEዘብ Eንከለኻ ትሓዝን:: 
ዝሰፈሐ መሰረታት ውድብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ሰውራዊ ባይቶ ብዝምልከት ድማ:-
መትከላት ውድቦም ክርገጽ Eንከሎ: ውድብ ንምድሓንን EላማOም ንምEቋብን ዘርኣይዎ
ተሪርን ዘይሕለል ቃልሲ ኣብነታዊ Eዩ:: ነዚ መሰረታት ብምድጋፍን ብምትብባEን
ብሸነኸ ብዙሓት ሲቪካዊ ማሕበራት: ፖለቲካዊ ውድባት: ግዱሳት መርበባት
Iንተርነት: ፍሉጣት ጉዳይ ሃገር ዘገድሶም ውልቀሰባት ዘርኣይዎ መትከላዊ ደገፍን
ምትብባEን ከኣ ንመሰረታት ውድብ ኣብ ምሕያልን ምቅላሕን ዓቢ ኣስተዋጽO ነይርዎ::
መሪሕነት ውድብ ብዝምልከት:-
ፈለማ ሓድነት ውድብ ንምሕላው ብዘለዎም ባህጊ: ነቲ ኣሽካEላሊ ነብሱ ኣብ ውሽጢ
ውደብ ሰሪU ዝሕምስ ዝነበረ ምሕዝነት ግንጢታት ብተናጸል ዝቃለሱ ዝነበሩ: ስIቡ ከኣ
መሰረታት ውድብ ብዝወሰዶ ተባE መርገጽ ዓጊቦም መርገጾም ዘነጸሩን: ብመሰረት
Eግበታትን ውሳነን መሰረታት ውድብ ናብ ጉባኤ ከብጽሕዎን ባህርያዊ ቦታ ውድብ ኣብ
ምሕዝነት ከረጋግጹ ብምምራሕ ዝዋደቁ ዘለዉ ኣባላት ሰውራዊ ባይቶ ዘርኣዎን ዘርEዎን
ዘለዉ ጻEርን ንጠፈታትን ንውድብ ኣብ ምድሓን ዓቢ ተራ ተጻዊቱ Eዩ:: የግዳስ ነባራት
ኣባላት መሪሕነት ውድብ Eውን ካብ ነዊሕ መዋEል ጀሚሩ ክሳብ ተባE መርገጾም ዘነጽሩ

PDF page 7

View this page in original PDF

         ሓምሻይ ክፋል
7
7
Eዋን ዘርኣይዎ ነሓፍነትን… ምEንቲ መጎጎ ትሕለፍ ዝኣንጭዋ.... ዝዓይነቱ ኣገጣጥማን
ኣቕዋምን ብትሪ ዝንቀፍ ኣገባብ ኣሰራርሓ Eዩ Iለ Eኣምን::   
Eቲ ሕቶ ሕጂ: ሕማም ውድብ ተሓኤ-ሰ.ባ. Eዚ ካብ ነበረ: ከምዚ ዝኣምሰለ ከይድገም
Eንታይ Eንተተገብረ ይሓይሽ Eዩ:: Eቲ ብሩህ መልሲ ከኣ ተሓኤ-ሰ.ባ. ካብ ዘሳቕዮ ዝነበረ
መንሽሮ ዝተገላገለ ይመስል ኣሎ:: ስለዚ ውድብ Eዚ ተመክሮ ብንጹር ከኣ ምፍጣር ጃንዳነት
ወይ ውድብ ኣብ ውሽጢ ውድብ ከይድገም ብዝከኣሎ ክከላኸል ይግባE:: ክዝንጋE ዘይብሉ
ጃንዳነት ኣብ ውሽጢ ተሓኤ-ሰ.ባ. ካብ ሰብዓታት ኣትሒዙ መልክU Eናቐያየረ ንውድብ
ዘረመሰ ሕማም ዝለዝኾነ: ኩሉ ተመክሮታትን ተርEዮታትን ምግምጋምን ብግሉጽነት
ምትንታኑ ተደላይነቱ ልUል Eዩ::
Eዚ ንምትግባር ከኣ ግሉጽነትን ውድብ ብሕግታትን መትከላትን ዝቕይድ ኮይኑ: ሓበራዊ
መሪሕነት ወሳኒ ተራ ዝጻወተሉ: ግሉጽነት ዝዓሰሎ ምቁጽጻርን ወቕቱ ዝሓለወ ነፍሰ-ግምገማ
ተግባራዊ ዝኾነሉ: ብሃገር ዝግደስ ኩሉ ኤርትራዊ ኣባል ይኹን ዘይኣባል ተራ ከበርክተሉ
ዝኽEል ኣፍደገታትን ተኽEሎታትን ዝኽፈተሉ: ጉዳይ ሃገር ዘቐደመ መደባት ዝሕንጸጸሉ
ፖለቲካዊ ውድብ ተግባራዊ ክኸውን የድሊ:: መሪሕነትን መሰረታትን ተሓኤ ነዚ ብኣግU
ተገንዚበሞ ክህልዉ Eትስፈው:: 
ሕማምካ ምፍላጥ መድሃኒትካ ምEማት ስለ ዝኾነ ሕማም ተሓኤ-ሰ.ባ. ከምዚ ኣብ ላEሊ
ተጠቒሱ ዘሎ ይመስል:: ተሓኤ-ሰ.ባ. ሕማሙ ኣለልዩ ብመንገዲ ጉባኤ ገይሩ ብሃገሩ ዝግደስ
ኩሉ ኤርትራዊ ኣባል ውድብ ይኹን ኣይኹን ብዘየገድ ተረU ዘበርክተሎ ፖለቲካዊ ሓይሊ
ኮይኑ ከምስወጽE ኣይጠራጠርን::