Extracted PDF page text

Microsoft Word - Dokument1

Machine-extracted derivative; not a transcript or translation. Reading order, spacing and characters have not been editorially verified. PDF page numbers are file positions, not printed page labels. No OCR has been added.

Open unchanged original PDF · Download unchanged PDF

Extraction status: extracted-unverified.

PDF page 1

View this page in original PDF

ውልቀ- መራሒ ህግደፍን መበቆል Eታ ሰልፍን። 
ብተስፉ ዘውደ  
Monday, 18 August 2008 
ቀዳማይ ክፋል። 
Eዚ ናይ ህግደፍ ድሕረ ባይታ Eዚ ሕጂ Eውን ኣብ ሃገርና ምስቲ ምጥርናፍ ፖለቲካውያን 
ኣሃዱታት ከም ሰልፊ ክተኣኻኸቡን ከለዉ፣ ኣብ ህዝቢ ክመጽEን ክወርድን ዝኽEል 
ረብሓን ጉድኣት ክመዛዘን ከም መበገሲ ክኸውን ዝሕብር መዘኻኸሪ ኣድላይ ስለ ዝኾነ፣ 
ልEሊ ኩሉ ድማ ኣብዛ ንነብረላ ዓለም ታሪኽ ዘስEቦ ምድግጋምን ምቕዳሕን ሰኣን ኣቓልቦ 
ምሃብ ክድገስ ስለ ንርI፣ ንኹሎም ራEይን መጻI ፍታሕን ዝሃንጹ ፈላሞ ጉEዞና፣ ካብቲ 
ዝሓለፈ ከም ተመክሮ ርIና ክንስጉም ኣለና፣ ዝብል ርEይቶይ Iዩ ነዛ ጽሕፍቲ ክሕንጥጥ
ዝደረኸኒ። 
ንገለ ኣባላት ሰልፊ ኮይኖም ኣባልነቶም ዘረጋገጹ፣ ኣሓትን ኣሕዋትን ኣብ ምይይጥ ርEይቶ 
ክንለዋወጥ ከለና፣ ሰልፍን ወድብን ፍልልዩ Eንታይ Iዩ ክብል ምስ ተወከስክዎም፣ 
ፍልልዩ ፈጺሞም ኣመተ ዘይብሎም ኮይኖም ጸኒሖም። ገለ ናይ ውድብ ጌጋ ንምEራም 
ዝብል መግለጺ ስለ ዝተሓወሶ፣ ጽፈት ዘለዎ ፖለቲካዊ ሰልፊ ንበይኑ ክትምስርት ኣኻሊ 
ኣይኮነን። ብፍላይ ኣብ ሰልፊ ቅድሚ ምስግጋር፣ ነቶም ኣባላት ውድብ ብመጠኑ፣ ብዓቢU 
ድማ ነቶም ካድራት ክብ ዝበለ ናይ መደብ ኮነ ፕሮግራም ኣሰራርሓ ክትምህር ኮነ 
ከተንቅሕ፣ ኣድላይ ጥራይ ዘይኮነስ ናይ ግድን Iዩ። ሰልፊ ካብ ውድብ ዝፍለየሉ ናይ 
ፖለቲካ መለክI ብብሩህ ክግለጽ ይግባE። Eዚ Eውን ቅድሚ ካብ ውድብ ናብ ሰልፊ 
ምስግጋር ርEሱ ዝኸኣለ መሰጋገሪ መድረኽ፣ Eሞ ምስቲ ትኽተሎ ናይ ክለሰ-ሓሳብ ናበይ 
ገጹ ዝቐነነ ከም ዝኸውን ክዝርዘር ይግባE ኣብል። ኩሉ ኣጠማምታይ ንረብሓ ሃገርን ህዝብ
ዝሓለነ ስለ ዝኾነ፣ መግለጽየይ ክወቅስን ክነቅፍን ደልየ ዘይኮንኩስ፣ ኣብቲ ዝግበር በየናይ 
መድረኽ ብዘየገድስ ናተይ ተገዳስነትን ረብሓን ከም ዘሎ ክሕብር Eፈቱ። ምምስራት ስለ 
ምምስራት ውጽIታዊ ኣይኮነን። ኣብተን ምEቡላት ሃገራት Eውን Eንተኾነ ኣባላት ሰልፊ 
ኣዝዮም ውሑዳት Iዮም። ብመጠን ሚEታዊት ክረA ኮሎ፣ ዳርጋ ትሕቲ 2^ (ክልተ ካብ 
ሚEቲ) ኣይኮኑን፣ Eቶም ኣባላት ሰልፊ ዝኾኑ። ኣብ ሜዳ ኤርትራ Eውን ኣብ ክልቲAን 
ውድባት ናይ ሰልፊ ምጥርናፍ ብሕቡE ይካየድ ምንባሩ ዝዝከር Iዩ። Eቶም ክጋደሉ 
ዝመጹ ተጋደልቲ ብመጀመርያ ዝጥምትዎን ጥራይ፣ ዘይኮነስ Eቲ ክበጽሕዎ ዝደልዩ ኣብ 
ኤርትራ ክልተ Eላማታት ዝሓዘለ Iዩ ነይሩ። ቀዳምይ ናጽነት ሃገር፤ ካልኣይ ድማ 

PDF page 2

View this page in original PDF

ነብሶም ወፍዮም ክስውU ወይ ክስንክሉ ከም ዝኾኑ ተረዲOም Iዮም ክጋደሉ ንሜዳ 
ዝወፈሩ። ኣብ ዝባኖም ድማ ብሕቡE ከይተረድOም ሰልፍታት ንቦታን ፖለቲካዊ ስልጣን 
ይዋደድ ነይሩ። ህግደፍ ነቲ ዝነበራ ቀዳማይ ቅርጺ ጥሒሳ ብጻEቂ ክትዋፈር፤ ብ1994 
ድሕሪ ውድባዊ ጉባኤ ናቕፋ ብሓጺር Eዋን ናብ 600.000 ሽሕ Iያ ሰጊራ። ሽኮርን 
ሓርጭን ክትEደላ፣ ዘድሊ ሓገዝ ክግበረልክን ተሰለፋ ተባሂሉስ፣ ኣሰላልፋ ሰልፊ ህግደፍ 
ተኣንጎት ተሸብሸብ Iዩ ነይሩ። ምስቲ ሰልፊ ቺና ዝዋዳደር ዓይነት ዲዩ ነይሩ ወይስ ካብ 
ክልሰ-ሓሳብ ሳሕል ዝቦቖለ ቀስ Iሉ ይጻረ። ካብቶም ኣባላት ሰልፊ ካብ ሙዃን 
ዝተሓሰሙ ልEሊ 90% (ተስዓ ካብ ሚEቲ) ተጋደልቲ Iዮም ኣብዮም። ኣዚ ፍሉጥ 
ክኸውን ኣለዎ። ብሓርጭን ሽኮርን ዘይተዓሸዉ ንሶም Iዮም ነይሮም። ነታ ሕብEቲ 
ህግደፍ ኣጸቢቖም ስለ ዝፈልጥዋ። ካብቶም ዝተሰለፉ ድማ ገለ ምቅይያር ዘጽU 
መሲልዎም ኣብ ዝገደደ ደልሃመት ከም ዝኣተዉ ታሪኽ ዝምስክሮ ሓቂ Iዩ። 
  
ብዛEባ ህልው ኩነታትና ክንገልጽ ምስ Eንደሊ ብመጀመርያ Eቲ ርEሰ-ምምሕዳር ሃገርና 
ዘሎ ሃገራዊ ቅርጺ Iና ክንገልጽ ወይ ድማ ከነብርህ ዘለና። ናይ ሓንቲ ሃገር ሚዛንን 
መለክEን ድማ ህይወትን ናብራን ናይቲ ውሁብ ህዝብን ማሕበራዊ ኣቃውማን ምስ ዘሎ 
ህልው ኩነታት Iና ነቕርብ። ማሕበርዊ ምንቅስቓሳት ካብ ደረጃን ቁጠባውን ባህላውን 
ምስ ካልE ረቛሕታት ኣጣሚርና Iና ንጥምት። Eተን ኣብ ላEሊ ዝተጠቕሳ መለክIታት 
ሓንቲ ካብታ ሓንቲ ነጺልካ ከተቕርብ Eውን ኣይካኣልን። ኩለን ተጠናኒገን ስለ ዝጻላለዋ 
ድማ በበይነን ገርካ ምስ ትፍትሽ Eንዳ በርሃ ክኸዳ ከለዋ ኣብ ሓንቲ ጥቕላል ጣቓ Iየን 
ዝጥምጠማ። 
  
Eዚ ኣብ ስልጣን ሃገርን ህዝብን ትሕቲ መዳስ ጫምU ረጊጹ ዝኸይድ ዘሎ ውልቀ-መላኺ፣ 
ከመይ Iሉ መጺU? ስለምንታይከ ክሳብ ሎሚ በይኑ ብሒቱ ብተናጻል ኣብ ጸፍሒ 
ምምሕዳር ኣሎ ዝብል ሕቶታት፣ ምስቲ ንሱ ካብ መስከረም 1966 ዝተሰለፈሉ Eለት፣ 
ንድሕሪት ጥራይ ኣይኮነን ክልካE ወይ ክምዘን ዘለዎ። ነቲ ናይ መሰለፊU መበገሲ 
ብዘየማትE ድሕረ ባይታ ክህልዎ ናይ ግድን Iዩ። ንሱ ብወገኑ ዝብሎ ይህልዎ፣ 
ተመራመርቲ ታሪኽ ድማ ኩIቶም ዝረኽብዎ Eውን ይህሉ። ገለ ድማ ፈልፈልቲ ፊሒሮም 
ዘውጽEዎ ኣብ ቀረባን ርሑቕን ኣይሰኣንን። Eዚ ሰብ Eዚ ክሳብ Eለት ሞቱ ብዙሕ 
ከጥፍEን ክድምስስን Iዩ። ካብ ማንም ሰብ ንላEሊ ንሱ ዝግምግሞን ዝፈልጦን ስለ ዘለዎ፣ 
Eሞ ኩሉ ተግባሩ ድማ ርEሰ-ምትEምማኑ Eንዳ ኣንቆልቆለ ይኸይድ ስለ ዘሎን፣ 

PDF page 3

View this page in original PDF

ዘረጋግጽን’ውን፣ ተግባር ክበርህ ድማ ስለ ዘባህረሮ ንኩሎም Eቶም ምስU ዝተቓለሱን 
ጥራይ ዘይኮነ፣ በብወገኖም ገለ ንጭርምራም ዝፈልጡ ከይተርፈ ከሕቅቖም ምርኣይን 
ምEዛብን ዘገርም ኣይኮነን። ሓደ ኣብ ካልE ግዜ ስሙ ዝጥቀስ ተራኺ ሰብ፣ ዝሃቦ ሓቀኛ 
ጥቕሲ ንምግላጽ ወይ  ሓበሬታ ምሃብ ጣቓሚ ይኸውን። ኣብ 1966 ቀዳምይ ዓመት 
ተማሃሪ (ፍረሽ-,ማን) ጀማሪ ዩኒቨርሲቲ ምስ ተረፈ Eሞ ኣብተን ቀጸልቲ ዓመታት ኣብ 
ልEሊ ሃገርና ሕማቕ ተራ ምስ ተጻወተ፣ Eቲ ጠቓሲ ከምዚ በለ፤ ,,ናይ ኤርትራ ዘላቶ 
ውድቀትን ድቀትን ምስቲ ምውዳቕ Iሰያስ ኣብ ቀዳምይ ዓመት ዩኒቨርሲቲ Iዩ 
ዝጅምር“ ክብል ተረኸ። Eንተዘይ ወድቕ ምቐጸለ ነይሩ በሃላይ Iዩ (ግምቱ ንኣብቲ Eዋን 
Eቲ ዝነበረ፣ Eዚ ኣበሃህላ’ዚ ሃንደበታዊ Iይኮነን)። ዝኾነ ኾይኑ ንሱ ጥራይ ዘይኮነስ 
ምውዳቕን ምሕላፍን ንብዙሓት ተመሃሮ ስለ ዘጋጥም፣ በቲ ውጽIት ጥራይ ከም መለክI 
ምውሳድ ንበይና Eኽልቲ ክትከውን  ወይ ቅንEቲ ገርካ ክትወስዳ ርትዓዊ ኣይኮነን። ግን 
ኣብ ታሪኽ ድማ ነፍስ-ወከፍ ፍጻሜ ናታ መግለጽን መAቀንን ኣለዋ። ናይ ሂትለር ታሪኽ 
ምስ EንEዘብ ድማ ተማሳሳሊ ጠባይ ንርI። ክብረትን መንነትን ሰብ ክኽበር ኣለዎ ዝብል 
ኣጠማምታን ኣረኣEያን ምስቲ ባህሊ ህዝቢ ሓዊስካ ስለ ዝግለጽ፣ ንምንታይ ምትንታን 
ኣድለየ ይብሃል ይኸውን። ግን ኣብዚ ክፍለጥ ዘለዎ ሓቂ ኣሎ። ናይ ክንደይ ወልቀ-ሰባት 
ብድሕሪU ድማ ስድራ-ቤቶም በቲ ናቱ ፍጻሜ ተደምሲሶምን በሪሶምን ዝብል ሕቶ ክምለሽ 
Eንተድኣ ኮይኑ ኩሉ Eቲ መስመር ኮነ Eቲ ጉEዞ ክድህሰስ ይግባE። ነቲ ሰፍ ዘይብል 
ጉድኣት ከይተገልጸን ከይበርሀን ክሕለፍ ካብ ክውንነት ምህዳም Iዩ። ሃገራዊ ሓላፍነት 
ብዘይ ናይ ህዝባዊ ውክልና ካብ ገበተ Eሞ Eንታይ Iና ደኣ ክንብል። ምስU ደኣ 
ክንተሓባበር ማለት’ዶ ኣየስምEን። ገለ ገለ ሽርበ ዝተቖነኑ በቲ ናቱ ተግባር ዝዓግቡ 
ኣይሰኣኑን። ምስ ኩለን ኣጻብE ከነማዛዝኖም ከለና። ሕንጥል-ሕንጢሊተይ ስለ ዝኾኑ፣ 
ንሶም ከምቲ ሚዛኖም ይጽሓፉ ፣ ንሕና ድማ ከም ሚዛና ንጽሕፍ። 
  
Eዚ ርEሰ-ብሄር ንነብሱ ባEሉ ዘጠመቐ ስሙ ብደረጃ ፖለቲካዊ መግለጺ ግን ውልቀ መላኺ 
ኣብ መስከረም 1966 Iዩ ተሰሊፉ። ድሕሪ 3 ወርሒ ኣብ መወዳEታ ታሕሳስ 1966 ሃይለ 
ድሩE ንከሰላ ክስለፍ ምስ መጸ ዝተፈጸመ ንተዓዘብ። Iሰያስ ዛጊድ ኣቀድም ኣቢሉ ሓንቲ 
ጽሕፍቲ ንኣዲስ-ኣበባ ጽሒፉ ነይሩ። Eታ ጽሕፍቲ ቅድሚ ምቕባሉ ግን ሃይለ ንሱዳን 
ተበጊሱ ስለ ዝነበረ ኣይረኸባን። ግን ኣብ ከሰላ ኣብ ናይ ጀብሃ ቀጽሪ ምስ ተራኸቡ፣ 
Iሰያስ ሰንቢዱ፣ ,,ደብዳቤ ጽሒፈልኩም ነይረ፣ ስለምንታይ ደኣ መጺEካ“ ክብል ተወከሶ። 
ቀጺሉ ድማ ,,ገለ ነገር ከይበልካ ኣብ ደገ ዝነግረካ ኣሎ Eሞ ንውጻE“ ዝብል መግለጺ ሃቦ። 

PDF page 4

View this page in original PDF

ድሩE ንማEጾ ቀጽሪ ጀብሃ ምስ ኳሕኮሐ ዝኸፈቶ ባEሉ Iሰያስ ነበረ። ተታሓሒዞም ድማ 
ናብ ሓንቲ ቤት-ሻሂ ከዱ። ናይ Iሰያስ መግለጺ ድማ ከምዚ ዝስEብ ነበረ። 
  
ጸብጻብ Iሰያስ ኣንሆ፣ ,,ቅድሚ Eዚ ግዜ’ዚ ገለ በጻብE ዝቑጸሩ ደቂ ከበሳ Eንተ 
ዘይኮይኖም Eቶም ዝበዝሑ ተጋደሊቲ ደቂ ቆላ Iዮም። Eቶም መራሕቲ Eውን ካብOም 
ከም ዝኾኑ፣ ግን ገለ ሃገራዊ መደብ ወይ ፕሮግራም ዘይብሎም Iዮም። ንሕና ከም 
ተመሃሮ ድማ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ (ተሓኤ) ብልEል ዝበለ ኣገማግማ Iና ክንጥምታ 
ጸኒሕና። ተሓኤ ግን ሃገራዊ ፕሮግራም ዘይብሉ መሪሕነት Iዩ ዘለዋ። Iትዮጵያ ንህዝቢ 
ክትጎጃጅል ሃይማኖታዊ መግለጺታትን መፈላለይ ነጥብትትን ክትህብ ምጽናሓ ዝዝከር 
Iዩ። ካብ መብዛሕትU ከበሳታት ዘይተማህሩ Eሞ ኣብ ጉስነት ዝነበሩ ደቂ ከበሳ Iዮም። 
Eስራኤል ዝሓየለትን ኣብ ወተሃደራዊ ብቕዓት ዝበለጸትን ስለ ዝኾነት ነቶም ኮማንድስ 
ክሰልጥንዎም ከለዉ ንገለ ናይ ጀብሃ መሪሕነት ሕማቕ ትርጉም ክህቦም ክIሉ። ነዚ 
ፍጻሜታት Eዚ ክምዝምዝዎ ስለ ዝጀመሩ ድማ Eቲ ፍልልያት ግሉጽ ኮይኑ፡“ በሎ። ካብዚ 
Eዋን Eዚ Eውን ሓደ ሕቡE ምንቅስቓስ ጀመሩ። Eቲ ዝበሃል ዘሎ ኣቐዲማ Iትዮጵያ 
ንህዝቢ ምጉጅጃል ዝፈጸመቶ ረቂቕ ተግባር ናቱ ጽልዋ ኣይነብሮን ክንብል ኣይንኽEልን። 
ግን በቲ ናይ ቀጽሪ ዩኒቨርሲቲ ተመሃሮ ኣተሓሳስባ ክግምገም ከሎ ክሳብ ክንደይ Iዩ፣ 
ዝብል ሕቶ ክምለስን ከኮዓትን ዘለዎ ታሪኻዊ ሓቂ Iዩ። ሚዛን ብቕቱ ድማ ኣብ ግምት 
ክኣቱ ኣለዎ። ኣይኮነንዶ ሽUስ ሎሚ Eውን Eዚ ኩሉ ናይ ፖለቲካዊ ሃዋሁ ተዋሲU 
ከብቅE፣ ብዓይኒ ህልው ተመክሮU፣ ንባEሉ ርEሱ ዝኸኣለ መግለጺ Iዩ። ምስ ኩለን 
ትካላት ዓለም ዘይቃዶ ጥራይ ዘይኮነስ ሃገርን ህዝብን ነጺሉ ኣብ ዓዘቕትን ፖለቲካዊ 
ተነጽሎ መን ዲዩ ኣEትዩና። ኣይኮነንዶ ናይ ወልቀ-ሰብ ከም ጀማሪ ሓደ ስጡምን 
ምEሩይን ፖለቲካዊ ጉጅለ ከይተረፈ ጌጋ ይፍጽም Iዩ። ኣብ መዋEል ብረታዊ ቃልሲ 5 
ዓመታት ማለት ጀማሪ Eንበር ካልE መምዘኒ ክወሃቦ ኣይክEልን።  
Eቲ ቀጻሊ ትረኻ ምስ ጭብጥታቱ ይቕጽል።   
ኣብ ካልEይ ኮነ ዘጻሊ ጸብጻብን ትንተናን ክሳብ ንራኸብ ጽቡቕ ንባብ።  
ተስፉ ዘውደ