Extracted PDF page text

Microsoft Word - Dokument3

Machine-extracted derivative; not a transcript or translation. Reading order, spacing and characters have not been editorially verified. PDF page numbers are file positions, not printed page labels. No OCR has been added.

Open unchanged original PDF · Download unchanged PDF

Extraction status: extracted-unverified.

PDF page 1

View this page in original PDF

ኣብ ጎደናታት ኣስመራ ተኣኪበን ዝተማህለላ 
ኤርትራውያን ኣዴታት ብሓይልታት ጸጥታ ህግደፍ 
ተኣሲረን።  
Wednesday, 29 October 2008  
ኣብ ቤተ ክርስትያን ኣብ ጸሎት ኣርፊደን፡ ቀጺለን ኣብ ጎደናታት ኣስመራ 
ዳርጋ ሰላማዊ ሰልፊ ኣንጻር ስርዓት ህግደፍ ዝመስል ምህለላ ዘካይዳ ዝነበራ 
ቁጽረን ብ ገምገም 40 ኣቢሉ ይኸውን ኤርትራውያን ኣዴታት ቅድሚ ትማሊ 
27 ጥቅምቲ ብ ኣባላት ጸጥጥታ ህግደፍ ተገፊፈን ድሕሪ ምውሳደን ኣብ ዝተፈላለየ ኣብያተ 
ማEሰርቲ ኣስመራ ተኣሲረን ከምዘለዋ ምንጭታት ሓቢሮም።  
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብተመሳሳሊ መንገዲ፡ ካብ ኣስመራ ተበጊሰን ዓዲ ዓዲ Eናዞራ “ምሕረት 
ኣውርደልና” Eናበላ ናብ ኣምላኽ ጸሎትን ምህለላን ዘብጽሓ ዝነበራ ልEሊ 20 ኣዴታት ኣብ 
ቤትማEሰርቲ ዓዲ-ዃላ ተኣሲረን ከምዘለዋ ‘ውን ኣቐዲምና ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የመልክት።  
  
ህዝቢ ኣስመራ ኣብዚ Eዋን Eዚ ካብ ዝኾነ ይኹን ጊዜ ንላEሊ ኣብ ፍርሕን ሻቅሎትን ራEድን ከም 
ዝርከብ Eቲ ዝተረኽበ ሓበሬታ ይገንዝብ።  
ከም ኣገላልጻ ተቐማጦ ኣስመራ Eዚ ህልው ቁጠባውን ፖለቲካውን ማሕበራን Eንወት ናበይ ገጹ 
ይኸይድ ከም ዘሎ ንኽትግምቶ ፍጹም ኣጸጋሚ ኮይኑ፡ ህዝቢ ዝሕዞን ዝጭብጦን ጠፊEዎ ኣሎ።  
Eዚ ኣንጸላልዩ ዘሎ ሓደጋ ካብ’ቲ ኣብ 1990 ዓ.ም ነታ ከተማ ኣንጸላልዩዋ ዝነበረ ከቢድ ኩነታት 
Eንተዘይገዲዱ ፈጺሙ ከም ዘይፍለይ ከኣ ምረቶም ይገልጹ ኣለዉ።  
 asenai.com