Extracted PDF page text

1702UT702AT.pdf

Machine-extracted derivative; not a transcript or translation. Reading order, spacing and characters have not been editorially verified. PDF page numbers are file positions, not printed page labels. No OCR has been added.

Open unchanged original PDF · Download unchanged PDF

Extraction status: extracted-unverified.

PDF page 1

View this page in original PDF

ስርዓት ጭቆና ኣብ ልEሊ ህዝቢ 
ኤርትራ ዜጋታቱ Eዮም ተኪOሞ 
 
ኣብዛ ዓለምና ደቂ ሰባት Eንነብሮ ድሩት Eኳ Eንተኮነ: ውልቀ መለኺ ገዛI ሃገረ ኤርትራ ግን 
ነዚ ዝረስOO ይመስል። ነተን ተሪፈንO ዘለዋ E ድመ ልEሊ ኩሉ ውልቃዊ ክብርን ዝናን ስለ 
ዘገድሶ ሃርና ኤርትራን ህዝባን ካብ ዝከፈኤ ናብ ዝከፍኤ ኣሳጢሕዋ ይርከብ Eቲ ገበን: ካብ ገበን 
ናብ ገበን ምስ ተደጋገመ መዋጽI ሲIኑሉ ለኪመ ለካኪመ ምጥፋE ይሕሸኒ Iሉ ተታሒዝዎ 
ኣሎ። ማለትሲ ህዝቢ መሪርዎ ዓቕሊ ጽበት ዘምጽO ውላዱ ፈጭ Iሉ ፈቐዶ ባሕርን ምድረበዳን 
ይጸንት ኣሎ። መሰል ህዝቢ ዝበለ  ዓዱ ተሓሪሙ ጠላም ተቖጺሩ መዋEል ኣብ  ስደት ከርተት 
ይብል ኣሎ ። 
  
ግብU ዝሓተተ: ስልጣን ንህዝቢ ይረከብ ዝበለ: ኣብ ማEሰርቲ ይበሊን  በብሓደ  ይመውትን 
ይሓቅቕን ኣሎ። Eቲ ን30 ዓመት መሪር ቃልሲ I ልና ነዘንትወሉ: ባEዳዊ ጨቛኒ ስርዓት 
ኣባሪርካ :ህግደፋዊ ጨቛኒ ስርዓት ንምትካል ከምዘይነበረ ኩልና ንፍልጦ Eዩ። ኮታ  ስርዓት  
ጭቆና ኣብ ልEሊ ህዝቢ ኤርትራ ዜጋታቱ Eዮም ተኪOሞ Eምበር: ጭኮናን ግፍEንሲ ካብ ዝባኑ 
ኣይወረደን።  
 
      መቸም ንውዲ Eዳጋ ዓርቢ ወዲ Eዳጋ ሓሙስ ይፈልጦ ከምዝብሃል፡ ኣEዛን ህዝቢ ኤርትራ 
ብኣመሪካ ዝብላ ቃላት ጸሚመን Eንድየን ዘለዋ።  ንኣመሪካ  ብኸመይ ይፈልጦን፡ ካብ ቀደም 
ዝጸንሐ ናይ ቅንጸላ ተግበራቱን፡ Eስከ ብዛEባ ውልቀ መላኺ ሃገርና ኤርትራ፡ ተመን ዝነበረ ናብ 
ገበል ዝተቐየረ ድሕረ ባይታU ንምልላይ ካብቲ ቅድሚ ሎሚ ዝተዘርግሐ ብመጽሄት 
ዲሞክራስያዊት ኤርትራ( Eላዊ ልሳን ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ሰውራዊ ባይቶ)   ዘይረከብኩሞ 
ንክትረክቡዎ ነዚ ዝስEብ ሰነድ ኣንብቡ ንሚዛንኩም ንምሕጋዝ ዝኣክል። ከምዚ ድማ ይብል፡ 
                     
ሃገራዊ ክድዓት ኣብ  ታሪኽና ዋናታቱ ዘለውዎ’ዩ 
 
        ኣብ ጉEዞ’ቲ ውድብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ዘበገሰቶ ብረታዊ ተጋድሎ ህዝቢ 
ኤርትራ፡ ዝተፈላለዩ ውልቀ ሰባት ንሰውራና ብምኽዳE ኣብ ደንበ ጸላI ተሰሊፎም’ዮም። 
ብውልቀሰባት ዝፍጸም ክድዓት ኣብ ሰውራና ጥራይ ዘይኮነስ ኣብ ብዙሓት ሓርነታዊ ቃልሲ 
ዘካይዳ ዝነብራ ሃገራትን ውድባትን’ውን ከይተረፈ ዝተራEየን ዝርA ዘሎን ተርEዮ’ዩ። ኮይኑ ግን 
ብውልቀ ሰባት ዝፍጸም ክድዓት ዋላኳ ኣብ Eዋኑ ዝፈጠሮ Eንቅፋት Eንተነበረ ከብጽሖ ዝኽኣለ 
ጉድኣት ግን ኣዚዩ ድሩት Eዩ ነይሩ። 
 
    ተሐኤ ካብ ትምስረተሉ E ለት ጀሚራ ክሳብ ሕጂ ንረብሓን ጥቅምን ህዝቢ ኤርትራን 
ሰውራUን ይትረፍዶ ኣሕሊፋ ክትህብስ ዋላ ንኽሊት’ውን ትኩን  ኣብ  ዋጋ E ዳጋ ኣውሪዳቶ 
ከምዘይትፈልጥ ታሪኽ ዝምስክሮ ሓቂ’ዩ። ይኹን Eምበር ኣብ ውሽጣ ተወሊዶም ዝዓኾኹ 
ተፍንጨልቲ ጉጅለታት ኣብ ልEሊ ሓድነት ህዝብናን ሰውርUን ጉድኣት ብምፍጻሞም ቃልሲ 
ህዝብና ኣዚዩ ከም ዝናዋሕን ዝኸፈሎ መስውEቲ ከም ዝተዓዛዘርን ምግባሮም ዝክሓድ ሓቂ 
ኣይኮነን። ብዘይካዚ ሃይማኖታውን ኣውራጃውን ቀቢላውን ስምIታት ኣለዓIሎም ንህዝብና 
ክፈላልይዎ ዘይፈንቀልዎ Eምኒ ኣብ ልEሊ ዘይምንባሩ ንሰውራና ብEሸሉ ከሎ ንምብርዓን’ውን 
ዝክኣሎም ዘበለ ኩሉ ገይሮም,ዮም። Eዚ ተርEዮ’ዚ ብፍላይ ካብ መወዳEታ 1969 ዓ/ም /ፈ ዘሎ  
ክሳብ 19970 ዘሎ  ግዜ  ዝተራ Eየ’ዩ። ተደላይነት ናይ’ቲ ግዜ’ቲ ጀሚሩ ዝተፈጸመን ክፍጸም 
ዝጸንሐን ናይ ክድዓት ተርEዮታት ዋናታቱ መን ምኻኖም ምሕባሩ Eዋኑ ዝጠልቦ ዘሎ ጉዳይ 
ጥራይ ዘይኮነስ Eቲ ክድዓት ክጅምር ከሎ ዘይተወልደ መንEሰይ ወሎዶ’ውን ክፈልጦ ታሪካዊ 
ኣገዳስነት ስለ ዘሎዎ’ዩ። Eስከ Eቲ ካብ መወዳEታ 1969 ጀሚሩ ብጉጅለ Iሳያስ ዝትራEየን ኣብ 
ልEሊ ህዝብናን ሰውሩUን ጉድኣት ዘስዓቦን ናይ ክድዓት ፍጻመታት ንርA። 
 
    Eቲ ኣብ 1969 ዓምፈ ጀሚሩ ኣብ ጎቦታት ዓላን ገማግም ካርነሽምን ሓኪሉ ሰውራ  ኤርትራ 
ንምብርዓን ሒዅ ዝብል ዝነበረ ብIሳያስ ዝምራሕ ጉጅለ ጸቢብ ጉጅላዊ ረብሓU ንምሕላው 
ክብል ምስ ስርዓት ሃይለስላሴ ብምትሕብባር ሰውራ ኤርትራ ንምጥፋE ዝገበሮ ወስታታት ታሪኽ 
ፈጺሙ ዝርስOን ምሕረት ዝገብረሉን ኣይኮነን ። 
 1

PDF page 2

View this page in original PDF

Eዚ ክድዓት’ዚ ዝተራEየሉ ቀንዲ ምኽንያት መንግስቲ Iትዮጵያ ናይ ኤርትራ ሽግር ንምፍታሕ 
ኣብ ትሕቲ ዝብል ሽፋን ኣብ ከተማ Eስመራ ብ17 ጥቅምቲ 1969 ዓምፈ ሰበ ስልጣን መንግስትን 
መራሕቲ ሃይማኖትን ዓበይቲ ዓድን ዝተሳተፍዎን ጉባኤ ብምክያድ ምስ ሰውራ ኤርትራ Eትዝቲ 
ብደግያት ገብረዮውሃንስ ተስፋማሪያም Eትምራሕ ናይ ሰላም ኮሚቴ ኣቑማ ክትንቀሳቀስ ድሕሪ 
ምጅማር’ዩ። EላማOም ዝነበረ ድማ፡ ምቹE ግዜን ቦታን መሪጽካ ብምዝታይ ኣብ ሞንጎ ሰራዊት 
Iትዮጵያን ገድሊ ኤርትራን ተባሪU  ዝነበረ  ብረታዊ ጎንጺ ጠጠው ዝብለሉ መንገዲ ንምንዳይ 
ምንባሩ ይሕብር። 
 
    Eታ ብመንግስቲ Iትዮጵያ ዝተመዘዘት ናይ ሰላም ኮሚቴ: ንመጀመርያ ግዜ ምስቶም ካብ 
ተሐኤ ተፈንጭሎም ኣብ በረኻ ዓላ ዓስኪሮም ዝነበሩ ተጋደልቲ ኣብርሃም ተወልደን ሰሎሞን 
ወልደማርያምን ካልOትን ብደብዳቤ ተራከበት። ብደግያት ገብረዮውሃንስ ተስፋማርያም ኣቦ 
ወንበር Iትዮጳዊት ናይ ሰላም ኮሚቴ ዝተጻሕፈት ንሰላም ትጽውE መልEኽቲ ምስ በጽሓቶም 
ክኣ ምስኣ ብኣካል ክራከቡ ፍቓደኛታት ምኻኖም ገለጹ። በዚ መሰረት ደጊያት ገብረኪዳን ተሰማ 
ናይ ላEለዋይ ቤት ፍርዲ ተጸዋI ዳኛ፡ ለተና ኮለኔል ገብረEግዚኣብሔር መሓረና ናይ ኤርትራ 
ክፍለ ሃገር ፖሊስ ምክትል ኮሚሽነር፡ ግራዝማች ተስፋሚካኤል ጆርጆ ወረዳ ኣመሓዳሪ ደቀምሓረ 
ዘለውዋ ልEኽቲ ንመጀመርያ ግዜ ታሕሳስ 7: ንካልኣይ  ግዜ ድማ ታሕሳስ 14 1969 ዓ/ም /ፈ 
ብምምልላስ: ምስቶም ሓለይቲ ህዝቢ ክርስትያን ክመስሉ ብስም ክርስትያን Eናሸቀጡ ናይ 
ምፍንጫል ጉEዞ ተተሓሒዘሞ ዝነበሩ ተጋደልቲ ኣብ በረኻ ዓላ ተራኪባ ተዛተየት። ምስ’ዛ ኮሚቴ 
Eዚኣ ተራኪቦም ካብ ተዛተዩ ተጋደልቲ Iሳያስ ኣፎርቅን: ሰሎሞን ወልደማርያምን: ሃበተስላሰ 
ገብረመድህን: ወለንኪኤል ሃይለን: በራኺ ንጉሰን ካልOትን   ነይሮሞም። 
 
    መብዛሕትU ምንጭታት ናይ’ዚ ተረኽቦ’ዚ ተስፋሚካኤል ጆርጆ ኣብ ክፍላ ሰብዓታት ኣብ 
ትሕቲ ቁጽጽር ውድብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ድሕሪ ምEታው ካብ ዝተገብረ ምርመርራ 
ዝተረኽበ Iዩ። ገለ ምስ’ዞም ተፈንጪሎም ዝነበሩ ተጋደልቲ ዝምድና ዝነበሮምን: ደቂ’ቲ ቦታ 
ዝኾኑ Eሙናት ምንጭታት ከም ዘረጋገጽዎ ግን: ኣብርሃም ተወልደ ምስ ገለ ስዓብቱ ንሉUኻት 
Iትዮጵያ ክቕበሎም ድሉው ከምዘይነብረ’ዩ ዝሕበር። ብወገኑ ንውድብ ተሐኤ ወኪሎም ክዛተዩ 
ዝተዋህቦም ሓላፍነት ከምዘየሎ ድሕሪ ምሕባር፡ ንብድሕሪ ሕጂ ርኽክብ ክግበር Eንተ ኮይኑ ክኣ 
ምስ ዝምልከቶም ኣካላት ውድብ ድሕሪ ምምይያጥ ክሕበሮም ምኻኑ ኣፍሊጡ፡ ናብ ዝመጽዎ 
ክምለሱ ከም ዝነገሮም ይዝከር። ብዘይካ’ዚ ኣብርሃም ተወልደ ንባEሉ፡ ዋላ’ኳ ምስ መሪሕነት 
ተሐኤ ገለ ዘይምርድዳE Eንተነበሮ፡ ካብቶም ኣብ ውድባዊ ጉባኤ ክEረም ይኽEል’ዩ ዝብል 
Eምነትን ትጽቢትን ዝነበሮም ተጋደልቲ ብምንባሩ፡ ኣብቲ Eዋን’ቲ ካብ ተሐኤ ብመሰረቱ ክፍለ 
ድሌት ይኩን Eላማ ከምዘይነበሮ ዝEምቱ ሓበረታዊ ክሊታት ነይሮም’ዮም። 
 
    ኣብ ሞንጎOም ናይ ኣረኣEያ ፍልልይ ድሕሪ ምምEባሉ፡ I ሳያስ ኣፎርቅን ሰለሙን 
ወልደማርያምን ንኣብርሃም ተወልደን ስዓብቱን ጎስዮም፡ ምስ’ታ ካብ መንግስቲ I ትዮጵያ 
ዝተላEከት ናይ ሰላም ኮሚOተ ተመዅሊዮም ብምርኻብ፡ <<ንሕና ካብቶም ኣስላም ተፈላሊና ስለ 
ዘለና ኣንጻሮም ንምምካት ዘኽEለና ማተርያላውን ሞራላውን ሓገዝ ካብ መንግስቲ ክቐርበልና >> 
ዝብል ጠለብ ኣቕረቡ። ኣብዚ’ Eቲ ዘገርም ዝያዳ ሃገራውን ህዝባውን ሓላፍነት ዝተሰምOም፡ 
Eቶም ብስም ህዝቢ ኤርትራ ንቃለስ ኣሎና Eናበሉ ዝሽቅጡ ዝነብሩ Iሳያስን ደቂምዛሙርቱን 
ዘይኰኑስ፡ Eቶም በንጻሩ   ንሰውራ ኤርትራ ኣብ Eሸሉ ከሎ ንምብርዓኑ ውዲታዊ ተልEኮ ስርዓት 
Iትዮጵያ ንምትግባር ተላIኾም ዝመጹ ኤርትራውያን ምንባሮም’ዩ። ዋላ’ዃ ጉጅለ I ሳያስ 
ዘቕረበትሎም ርEይቶ ንIትዮጵያዊ መግዛEታዊ Eላማ ዘገልግል Eንተነበረ፡ በንጻሩ ኣባላት ናይ’ታ 
ኮሚቴ ነዚ ዘይምቕባሎም ብሙሉOም ኤርታውያን ስለ ዝነበሩን፡ ንህዝቦም ኣሕሊፎም ንምሃብ 
ሕልናOም ስለ ዘየፍቀደሎምን’ዩ። ብወገን Iሳያስን ስዓብቱን ዝቐረበሎም ጠለብ ድሕሪ ምስማOም 
ክኣ፡ መንግስቲ ወገናውን ሃይማኖታውን ፍልልያት ኣተባቢU ኣብ ውሽጢ ዜጋታቱ ምንዓብ 
ክፈጥር E ላምU ከምዘይኮነ ድሕሪ ምሕባር፡ ርEይቶOም ተቐባልነት ከምዘይብሉ ገለጽሎም። 
ስIቦም ንጉጅለ Iሳያስን ስዓብቱ ኣብ’ቲ ኣንጻር Iትዮጵያዊ መግዛEቲ ዝካየድ ቃልሲ ጽንዓት 
ዘይብሎም ምዃኖም ድሕሪ ምምዛን፡ ምሕረት ሓቲቶም I ዶም ብሰላም ክህቡ ድሌት 
Eንተልይዎም፡ መንግስቲ ክቕበሎም ድሉው ምኻኑ ሓበርዎም። ነዚ ሰራም ጻውIት’ዚ ድማ 
Iሳያስን ስዓብቱን ሓንጎፋይ I ሎም ኣብ ርEሲ ምቕባሎም ከምኣቶም ዝኣመሰሉ’ውን ኣብ 
ዝተፈላለየ ቦታታት ኤርትራ ብምንባሮም ክሳብ ኩሎም ዝተኣኻከቡ ግዜ ክውሃቦም ካብU ሓሊፉ 
ክድዓቶም ተሓኤ ፈሊጣ መታን ስጉምቲ ከይትወስደሎም ድማ መንግስቲ ዘካይድዎ ርኽክብን 
 2

PDF page 3

View this page in original PDF

ዝተበጽሐ ስምምዓትን ብምስጢር ክትሓዘሎም ሓተቱ። Eዚ ድማ ብልUኻት መንግስቲ Aትዮጵያ 
ተቐባልነት ረኸበ።  
 
     ድሕር’ዚ ኮሚቴ ሰላም Iትዮጵያ ኣስመራ ተመሊሳ ብዛEባ ምስ ጉጅለ Iስያስ ዘካየደቶ 
ርኽክባትን ውጺታቱን ዝምልከት ነቲ ቀንዲ መሃንዲስ ናይ’ቲ ውዲት ኣብ ልEሊ ምንባሩ፡ 
ኰላይ’ውን ኤርትራ ዘምሓድር ዝነበረ ልUል ራስ ኣስራተ ካሳ ብምስጢር ኣቕረበትሉ። ልUል 
ኣስራተ ካሳ ብወገኑ ኮሚተ ሰላም ነቲ ጉጅለ Iሳያስ ዘቕረቦ ሓድነት ህዝብና ዝሃሲ ርEይቶ 
ዘይምቕባላ ነቐፋ። << መንግስቲ ዝልኣኸትኩም ኣይፈጸምኩምን >> ኣብ ትሕቲ ዝብል ምስምስ 
ነቶም ኣቦ ወንበራ ዝነበሩ ደጊያት ገብረዮውሃንስ ተስፋማርያም ሓላፍነት ድሕሪ ምሽካም ኣብ 
ትሕቲ ዋንነቶም ኣብ ዳEሮ ቃውሎስ ዝነበራ ናይ ጸባ ከብትን ካልE ንብረትን ድሕሪ ምህጋሩን 
ከም ዝEሰሩ ገበሩ። 
 
    ኣብቲ Eዋን Eቲ ንባEሉ ማEከላይ መንግስቲ Iትዮጲያ ነዚ መዘዘኛ ዝኾነ ውዲት’ዚ ብንጹር 
ይፈልጦን ይከታተሎን ነይሩዶ ኣይነበረን ንዝብል ሕቶ ክሳብ ሎሚ ኣከታI ዘሎ ጉዳይ 
ምኻኑ’ዩዝፍለጥ። ይኹን’Eምበር ልUል ኣስራተ ካሳ ድሕር’ታ ናይ ሰላም ኮሚቴ ምምላስን 
ጸብጻባታ ምቕራባን ግዜ ከይወሰደ ነታ ብIሳያስ ኣፎርቂ Eትምራሕ << ሰልፊ  ናጽነት>> 
Eትብሃል ውድብን ኣባላታን ሰልስተ ምርጫታት ኣቅረብሎም። 
  
ንሳተን ክኣ 
 
    ቀዳማይ፡ ኩሎም ምሕረት ሓቲቶም ድሕሪ ምEታው ከም ኣድላይነቱ ኣብ ትምህርቲ ይኹን 
ናይ ስራሕ ዓለም ተዋፊሮም ብሰላም ክነብሩ፡ 
    ካልኣይ፡ ወይ ካብ ጀብሃ ምፍላዮም ብEሊ ንምግሃድ፡ ኣብ ልEሊ ጀብሃ ወትሃደራዊ 
መጥቃEትታት ብምክያድ፡ ዘሎዎም ጽልI ብግልጺ ድሕሪ ምርግጋጾም፡ ናይ መሳርያ ሓገዝ 
ክግበረሎም ከም ዝክኣል፡ 
    ሳልሳይ፡ ወይ ድማ ኩሎም ምሕረት ሓቲቶም ድሕሪ ምEታዎም፡ ወትሃደራዊ ትምህርቲ 
ተዋሂብዎም፡ ምስ ሰራዊት Iትዮጵያ ብምትሕብባር ኣብ ልEሊ ጀብሃ ዘለዎም ጽልEን ቅርሕንትን 
ንምውጻE ሒነOም ምፍዳይ ዝብሉ’ዮም ነይሮም 
 
    ኮይኑ ግን፡ Eታ ብመንግስቲ ዝተላEከት ናይ ሰላም ኮሚቴ ምስጢራዊ ጽብጻባታ ተቕርብ 
Eምብር፡ Iሳያስን ስዓብቱን ብሚስቲር ክትሓዘሎም ዝሓተትዎን፡ ቢIትዮጵያውያን ዝተዋህቦም 
መብጽዓን ኣብ ግብሪ ክውEል ፈጺሙ ኣይካኣለን። ስርዓት ሃይለስላሴን ኣመሪካን ምስጢራዊ 
ሓበረታ ምልውዋጥ ዝብል ጽኑE ስምምE ስለ ዝነበሮም ድማ፡ ነዚ ውዲት’ዚ ኣመሪካውያን 
ክበጽሕዎ ግዜ ኣይወሰደሎምን። ካብቲ ግዜ’ቲ ኣትሒዞም ድማ፡ ምስ መራሕቲ ሰልፊ ናጽነት ናይ 
ብሕቶም ምስጢራዊ ርኽክብ ንምምስራት ተጛየዩ።  ኣብዚ ኣመሪካውያን ቀንዲ ዘገድሶም ዝነብረ 
ድሕነትን ውሕስነትን ናይ ኣብ መደበራት ቃኘውን ጉራEን ካልE ቦታታት ኤርትራ ዝነበረ ናይ 
ራድዮ ርክክብ ማEከላቶምን ኣብ ከባቢ ቀይሕ ባሕሪ ዝነበሮም ጠቕምታት ብኸመይ ይረጋገጽ  
ዝብል’ዩ ነይሩ። ምስ’ዚ ኣብ ዞናና ከስEቦ ዝኽEል መልከAምድራዊ ለውጥን፡ ናይ ሓይሊ 
ምቅይያራትን ብዘየገድስ፡ ነዚ ውሕስነታት’ዚ ከረጋግጽ  ምስ ዝኽEል ዝኾነ ክላዘብን፡ ኣብ ስምምE 
ክበጽሑን ድሉዋት ምንባሮም’ዩ። 
 
    ብዘይካዚ ኣብ መጀመርያ ስብዓታት ዝተቐልቀሉ ብጸሊም መስከረም ዝፍለጡ ደባይ 
ተዋጋEቲ ፍልስጤም ኣብ ልEሊ ትካላት ኣመሪካን Eስራኤልን መጥቃEቲ ከካይዱ ጀሚሮም ስለ 
ዝነብሩ፡ ዞባውያን ናይ ሓርነት ምንቅስቃሳት ምስOም ብምትሕብባር፡ ኣብ ልEሊ Iትዮጵያ ዝርከብ 
ትካላቶምን ኣባላቱን መጥቃEቲ ከየውርዱ ዝብል ስግኣት ነይሩዎም’ዩ። ምስ’ዚ ብምትEስሳር ምስ 
ሃገራት ማEከላይ ምብራቕ ብፍላይ ድማ ምስ ውድብ ሓርነት ፍልስጤም ዝነበራ ዝምድና ኣብ 
ጸብጻብ ብምEታው፡ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ምናልባት ምስ ከምዚOም ዝኣመሰሉ ጸረን ኣመሪካ  
ዝኾኑ ሓይልታት ብምምሕዛው፡ ኣብ ኤርትራ ነዚ ተልEኮ’ዚ ክትፍጽም ትኽEል’ያ ዝብል መበገሲ 
ዘይብሉ ጥርጠራ’ውን ነይሩዎም’ዩ። 
 
    ስለ’ዚ መንግስቲ ኣመሪካ ነዚ ምክልኻል ጉጅለ Iሳያስ Eምንቲ መሳርሒት ክትከውን ከም 
ትኽEል ንምፍላጥ ግዜ ኣይወሰደላን። ምስኣ ንምርኻብ ድማ፡ ካብቶም ብመንግስቲ I ትዮጵያ 
 3

PDF page 4

View this page in original PDF

ተወኪሎም ዝነበሩ ንተስፋሚካኤል ጆርጆ መረጸት። ንሱ ዝተመርጸሉ ምኽንያት ድማ፡ ኣብ 
ልEሊ’ቲ ተልEኮ ኣመሪካውያን ንምፍጻም ዝነበሮ ድሉውነት፡ ኣመሓዳሪ ወረዳ ደቀምሓረ 
ስለዝነበረ’ዩ። ጉጅለ Iሳያስ ዓስኪራትሉ ዝነበርረት ድማ ኣብ ትሕቲ ምምሕዳሩ ስለዝነበረ’ዩ። 
ብስራሕ መንግስቲ Eናምኽነየ ወግሐ ጸብሐ ካብ ደቀምሓረ ንዓላ ምምልላስ ድማ ስርሐይ Iሉ 
ተተሓዞ። ኣብዚ Eቲ ዘገርም ቁ ሰለዳ ኣስመራ 78 ዝኾነት  ናይ መንግስቲ ላንድሮቨር 
ተፋሚካኤል ጆርጆ ጥራይ ይጥቀመላ ዘይምንባሩ’ዩ I ሳያስ ስዓብቱን ኣብ ውሽጢ ዓላ 
ኣዘውቲሮም ይጥቀምላ ምንባሮም ሕቦE ኣይነበረን። 
 
    ካብ መጋቢት 1970 ዓ.ም .ፈ ጀሚሩ ተስፋሚካኤል ምስ Iሳያስ ደጋጊሙ ድሕሪ ምርኻቡ፡ 
ንሃብተስላሰ ገብረመድህን ኣሰንዩ ምስ ሓደ ኣብ ትሕቲ ናይ <<ፈልሲ ምትካል ፕሮጀክት>> 
ብዝብል ሽፋን ስለላዊ ተግባራት ዘካይድ ዝነበረ ሪቻርድ ኮፕላንድ ዝተባህለ ኣመሪካዊ ኣባል 
ማEከላይ ስለላ ሲኣይኤ ክራኸቡ Iሳያስ ናብ መድበር ቃኘው ለኣኾም። ሪቻርድ ኮፕላንድ ምስ 
ሃብተስላሰ ኣብ ዝገበሮ ርኽክብ፡ ብዛEባ  E ንታይነት ሰልፊ ነጻነትን E ላምUን ገለ ዝርዝራዊ 
ሓበረታ ድሕሪ ምውህላሉን ድሌታቶም ድሕሪ ምግንዛብን፡ ብሓባር ክግበር ዝክኣል Eንተልዩ 
ንምፍታሽ ብዝብል ምኽኒት፡ ምስ’ቶም ቀንዲ መራሕቲ ርኽክብ ክስርዓሉ ሓተቶ። ድሕሪ’ዚ 
ሃብተስላሰ ናብ ዓላ ተመሊሱ ብዛEባ ዝገበሮ ርኽክብ ንብጾቱ ምስ ሓበረ ምስ ኣመሪካውያን 
Eንደገና ቈጸሮ ክግበር መምርሒ ተዋሂብዎ፡ ኣብ ከተማ ደቀምሓረ ምስ ሪቻርድ ኮፕላንድን 
ሪቻርድ ስወልስ ዝተባህለ ካልኣዩ ኣመሪካዊ ርኽክብ ተገብረ። ኣብ’ዚ ብዛEባ’ቶም ቀንዲ መራሕቲ 
ሰልፊ ናጽነትን ውድቦም ዝምርሓሉ ሓፈሻዊ ቅዋማትን ዝምልከት፡ ኣብ ሞንጎOምን ጀብሃ ካብ 
ዴሳውያን ሃገራትን ውድብ ሓርነት ፍልስጤምን ኣቢላ ሓገዝ ምርካብ፡ ብወገኖም ምስ 
ኣመሪካውያን ክምስርትዎ ዝደልዩ ዝምድናን ከመይነቱን ንዝሕብር Eላዊ ጽሑፍ ብስም ላEለዋይ 
ኣዛዚ መደበር ቃኘው ዝነበረ ኮሌኔል ማውዘር ክልኣኸሎም ሓተቱ። 
 
     ድሕሪ’ዚ ነዚ ኣመሪካውያን ዘቕረብዎ ጠለባት ዘጠቓለለት ደብዳቤ I ሳያስ ልኣኸሎም። 
ትሕዝቶኣ ክኣ በዚ ዝስEብ ክጽሞቕ ይከኣል። 
 
    ቀዳማይ፡ ኣብ በረኻ ዓላ ዘለው ተጋደልቲ ክርስትያን ብምዃኖም፡ በታ ካብ ዴሳውያን ሃገራት 
መንግስታት ሃገራት ዓረብን ዘይትኣደነ ሓገዝ ትረክብ ዘላ ጀብሃ፡ መዓልታዊ ቅንጸላን ማሕረድትን 
ኣብ ልEሊOም ይካየድ ምህላው፡  
    ካልEይ፡ ጀብሃ ትኽተሎ ዘላ ፖለቲካ Iስላማዊ ጸጊEነት ዘጥቅO ኣብ ልEሊ ምኻኑ፡ ዝምድናU 
ድማ ምስ ፍሉጣት ጸላEቲ ኣመሪካን Eስራኤልን ዝኾና ሃገራት ኣEራብ ዝተኣሳሰረ ክኸውን 
Eንከሎ፡ ሰልፊ ናጽነት ግን ገስጋሲ ዲሞክራስያዊ ቃልሲ ንምክያድ ተበጊሱ ዘሎ ውድብ ምኻኑን፡ 
ደገፍ ኣመሪካውያን ከምዘድልዮን ዝሕብር’ዩ ነይሩ። 
 
    ኣመሪካውያን ብወገኖም ዝተላEከሎም ደብዳቤ ብሓጎስ ድሕሪ ምቕባሎም፡ I ሳያስ ባEሉ 
መጺU ክራኸቦም ሓተቱ። በዚ መሰረት ድማ ተስፋሚካኤል ንIሳያስ ካብ ዓላ  ሒዝዎ ኣስመራ 
ኣተወ። ሪቻርድ ኮፕላንድ ክኣ ራብዓይ ርEሱ ኮይኑ፡ ኣብ ጥቓ ካተድራል ቅዱስ ፍራንሲስኮ 
ዝርከብ ዝነበረ ገዛ ናይ ሓደ ሚስተር ቦውሊንግ ዝተባህለ ኣባል ማEከል ክፍሊ ስለላ መድበር 
ቃኘው ብሚስጢር ተራኸብዎም። ኮፕላንድን ብጾቱን ኣብ ሞንጎ Iትዮጵያን ጉጅለ Iሳያስን ኣብ 
በረኻ ዓላ ብዛEባ ዝትኻየደ ምጢራዊ ርኽክብን፡ ከምU’ውን ናይ ጀብሃ ኩነታትን ኣብዚ መዳይ’ዚ 
ዝነበራ ኣመለኻክታን Eኩል ሓበረታ ነይሩዎምዩ። ካብዚ ተበጊሶም መሳርሒ ናይ’ቲ ኣብ ፈቐዶ 
ዝርከብ ኤምባሲታትና መጥቃEቲታት ዘካይድ ዘሎ ፍልስጢኤማዊ ጸሊም መስከረም 
ዘይምዃንኩምን፡ ኣብ ልEሊ ንብረትናን ኣባላትናን መጥቃEቲ ካብ ምክያድ Eንተተቖጢብኩም፡ 
ካብU ሓሊፉ’ውን ክትከላኽለሉ ድሉዋት ምዃንኩም ውሕስነትኩም ምስ ተረጋግጹልና ማተርያላዊ 
ሓገዝ ከነቕርበልኩም ድሉዋት ምዃና ንምሕባር Iና ጸዊEናካ ክብሉ ንIሳያስ ኣፍለጥዎ። ምስ’ዚ 
ኣተሓሒዞም ነዚ ቅድመ ተደላይነታት ዘማልE፡ ማለት፡ 
 
    ቀዳማይ፡ ህልውና ቀጻልነት መደበር ቃኘው ምስ ዘውሕስን፡ ኣብ ከባቢ ቀይሕ ባሕሪ 
ንዝምስረቱ ካልOት ተመሳሰልቲ መደበራት ዝተሓባበርን፡  
    ካልኣይ፡ ጸረ ዴሳዊ መርገጽ ዘለዎምን ምስፍሕፋሕ ዴስነት ዝጻረርን፡ 
    ሳልሳይ፡ ሓንቲ ዲሞክራስያዊት መንግስቲ ኤርትራ ንምትካል ዝቃለስን ውድብ፡ ኣብ Eሙቕ 
ዝበለ ስምምE ክኣትው ድሉዋት ምዃኖም ሓበርዎ። 
 4

PDF page 5

View this page in original PDF

    ካብዚ ቀጺሎም፡ ኣመሪካውያን ጉጅለ Iሳያስ ምስOም ዝኣተዎ ከዳE ውዲት፡ ኣብ ቅድሚ 
ህልውናን ሓያልነት ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ክEወት  ከምዘይክ Eል ኣቐዲሞም ነቒሖምሉ ስለ 
ዝጸንሑ፡ ኣብቲ ንተሓኤ ካብ መድረኽ ቃልሲ ንምልጋስ ዘካዶ ግጥምያ ብዛEባ ክኽተሎም ዝግብO 
ስልትታትን ተውሳኺ ምክርታት  ምስናይ  ውሕስነታቱ ለገሰሉ። Eዚ ክኣ ድሓር ምEንታን 
ሰልጢኖም ክምለስዎ፡ ብቐዳምነት ውሑዳት ካብ መራሕቲ ውድብ ብምሕረት ክኣትዉ፡ Eቶም 
ዝተረፉ ክኣ፡ ብመሪሕነት I ሳያስ ኣብ በረኻ ኣንጻር ጀብሃ ቃልሶም ከም ዝቅጽሉ ብምግባር 
ክጅምር ከምዘለዎ ሓበርዎ።  E ዚ ድሕሪ ምግባሩ ክኣ ወትሃደራዊ ጸብለልነቱ ንምርግጋጽን ኣብ 
ልEሊ ጀብሃ ዘካይዶ መጥቃEዪ ንምሕያልን፡ ምስ  ልUል ኣስራተ ካሳ  ብምስምማE ካብ ተወላዶ 
ኤርትራ ጥራሕ ዝተመልመሉ ሓይሊ ኮማንዶ ኣሰልጢኖም ክልEኽሉ ምኻኖም ተመባጽEሉ። 
ጀብሃ ካብ ማኣከላይ ምብራቕ ትረኽቦ ዝነበረት ሓገዝ ኣቋሪጹ ውድቀታ ንምቅልጣፍ ክኣ፡ ኣብ 
ሞንጎ Eስራኤልን ሃገራት የEራብን ውግE Eንደገና ከም ዝናኸስ ብምግባር፡ ሃገራት የEራብ ኣብ 
ዋኒነን ጥራሕ ተሓጺረን ክነብራ ከምዝተርፋን፡ ሓገዘን ከምዘቋርጻን ክገብሩ ይኽEሉ ምኻኖም 
ኣርጋገጽሉ። ድሕሪ’ዚ ሪቻርድ ኮፕላንድ ምስ ተስፋሚካኤል ጆርጆ ኮይኑ፡ ባEሉ ኣብ ዝዝውራን 
ናይ ድሕሪት መሳኹታ ብመጋረጃ ዝተሸፈነትን ዲፕሎማትክ ካዲላክ ኒIሳያስ ኣሳፊሩ፡ Eሞ ኣብ 
ኩሉ ኣፍደገታት ኣስመራ ቡርቱE ፈተሻታት Eናተኻየደ ዝነበረሉ Eዋን፡ ብዘይ ስኽፍታ ባንደራ 
ኣመሪካ Eናንበልበሉ ብመንገዲ ነፋሲት ወጺOም ምስ ብጾቱ ከም ዝጽንበር ገበርዎ። 
 
    Iሳያስ ነዚ ተቛማሪ መልEኽቲ ሒዙ ዓላ ድሕሪ ምምላሱ፡ ብU ንብU ካብ  ተጋድሎ  
ሓርነት ምፍላይና ንኣውጅ ክብል ንብጾቱ ኣፍለጦም። ኣብቲ ግዜ’ቲ ኣብርሃም ተወልደ ካብ 
ተሓኤ ዘፍሊ ዝኮነ ይኹን ምኽንያት የብልናን፡ የግዳስ ኣብ ጉባኤ ብምስታፍ ንህዝብና  ሰውራናን 
ዘገልግል ውሳኔታት ኣብ ምሕላፍ ግደና ከነበርክት’ዩ ዝግብኣና ክብል ነቲ Iሳያስ ዘቕረቦ ርEይቶ 
ኣትሪሩ ምቅዋሙ ይዝከር። በዚ ምኽንያት ክኣ ኣብ ሞንጎ ብIሳያስ ትምራሕ ንፈንጨል ትብል 
ጉጅለን፡ ብኣብርሃም ተውልደ ትምራሕ ኣይንፈንጨል ትብል ጉጅለን ሓደ ወርሒ ዝኣክል 
ዝወሰደ ክትE ተኻይደ። 
 
ብዘይካ’ዚ፡ ኣብርሃም ቅድም ክብል Iሳያስ ኣፎርቅን ሰሎሞን ወልደማርያምን ምስ ልUኻት 
Iትዮጵያ፡ ስIቡ ክኣ Iሳያስ በይኑ ቃኘው ኣትዩ ምስ ኣመሪካውያን ብምስጢር ብምርኻቦም ኣብ 
ልEሊ ሰውራ ኤርትራ ተወዳዳሪ ዘይብሉ ክድዓት ፈጺሞም ክብል ኰነኖም። 
  ካብ’ዚ ንድሓር I ሳያስን ሰሎሙንን፡ ኣብርሃም ክሳብ ዘሎ ናይ ምፍንጫል ሕልሞም ከAውቱ 
ከምዘይክEሉ በርሃሎም። Eዚ ብምኻኑ Iሳያስ ነታ ዘበግሳ Eላማ ንምEዋት ተሪፋቶ ዝነበረት፡ Uንኮ 
መንገዲ ኣብርሃም ተወልደ ምልጋስ ስለ ዝነበረት፡ ቅድሚU ኣብ ሰውራ ኤርትራ ተራEዩን 
ተሰሚUን ብዘይፍለጥ ኣገባብ ብወርሒ ግንቦት 1970 ዓ.ም .ፈ ብመርዚ ከምዝቐተለ ገለፀ። ስውE 
ኣብርሃም ተወልደ ስዓቢ ሃይማኖት ካቶሊክ ስለ ዝነብረ፡ ኣብ ዝተሰውኣሉ ከባቢ ዝርከብ ቤተ 
ክርስትያን ኪዳነ ምሕረት ዓላ ብኣባ ፍቕርየስ ካሕሳይ ዝተባህሉ ካህን ፍትሓት ተገይርሉ ብለይቲ 
ተቐብረ። 
 
      ካብ’ቶም ኣብ መወዳEታ 60ታትን  መጀመርታ 70ታትን  ኣብቲ ምስ ስርዓት ሃይለስላሰን 
ኣመሪካውያንን ዝትኻየደ ውዲታዊ ርኽክባት ቀንዲ ተዋሳEቲ ዝነብሩ ባEታታት ክሳብ ሕጂ 
ብህይወት ተሪፉ ዘሎ Iሳያስ ጥራሕ Eዩ። ሃብተስላሰ ገብረመድህን ኣባል <<ምንቅስቓስ መንካE>> 
ነይሩ ኣብ ትሕቲ ዝብል ክሲ ኣብ መጀመርያ 70ታት ተቐንጺሉ። ሰለሙን ወልደማርያም ኣባል 
ናይ<<የማን ምንቅስቓስ>> Eዩ ትባሂሉ ተኣሲሩ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ክሃድም ፈቲኑ ኣብ ትሕቲ ዝብል 
ምስምስ ኣብ ከባቢ 1978  ብሓለዋ ሰውራ ከምዝተቐንጸለ ይፍለጥ። ኣብ መወዳEታ ክኣ 
ተስፋሚካኤል ጆርጆ ብ13 ሚያዝያ 1992 ጩው  ዝበለ ቀትሪ ኣብ ማEከል ከተማ ኣዲስ ኣበባ 
ብIሳያስ ዝልኣኾም ወይጦታት ተቐትለ።  ካላOት ኣብቲ Eዚ ትያትር’ዚ ዝስርሓሉ ዝነበረ  Eዋን፡ 
Eሞ ብዛEባ’ቲ ዝEለም ዝነበረ ብውዲት ብርሑቕ ይኹን ቀረባ ኣፍልጦ ነይሩዎም ዝብሃሉ፡ ገሊOም 
ኣብ ዝተፈላለየ ኣጋጣሚታት ብሓላዋ ሰውራ ክቕንጸሉ ከለው፡ ካላOት ውግE Eናተኻየደ ከሎ 
ብድሕሪት ተሃሪሞም፡ ኣብ ውግE ተሰዊOም ኣብ ትሕቲ ዝብል ሽፋን ዝጠፍU ክኣ፡ ከም ስውE 
ወለንኪኤል ሃይለ ዝኣመሰሉ ይርከብዎም። በዝ ከም’ዚ ብፍላይ’ቶም ኣብ መወዳኣታ ምስ ኣብርሃም 
ተውልደ ደው I ሎም ዝነበሩ ከም ብዓል ተወልደ I ዮብን፡ በራኺ ንጉሰን፡ I ሳያስ ተወልደን 
ዝኣመሰሉ ካልOት ተጋደልቲ ጠፊOም’ዮም። 
 
 5

PDF page 6

View this page in original PDF

      Eላማ ናይ’ዚ ኩሉ ዝተካየደ ቅንጸላታት ድማ፡ I ሳያስ ኣብ ዝሓለፈ Eዋናት ምስ ስርዓት 
ሃይለስላሴን ኣመሪካውያንን ዝኣተዎ ውዲት ዝውዓሎ ኣልጊስካ ምስጢር ንምድፋን ምኻኑ ብሩህ’ዩ። 
ካብዚ ክበርሃልና ዝኽEል ነገር Eንተል’ዩ ክኣ Eዚ ሕጂ ንሪO ዘለና ዝምድና ስርዓት I ሳያስን 
ኣመሪካውያንን፡ ጌጋ ሕጂ ዝቕልቀል ዘሎ ዘይኮነስ ካብ’ቲ Eዋን’ቲ ኣትሒዙ መሰረት ዝሓዘን፡ 
Eናተደኮነ ዝመጸን ምኻኑ’ዩ። መሰረት ናይ’ዚ ዝምድና’ዚ ክኣ Iሳያስ ካብ’ቲ Eዋን’ቲ ኣትሒዙ  
ጥቕሚ ኣመሪካውያን ኣብ ዞናና ንምሕላው ሓንሳብ ንሓዋሩ ዝኣተዎ Eሱብነትን ዝሃቦ መብጽዓን’ዩ። 
ኣመሪካውያን ንIሳያስ መተካEታ የብሉን ክብሉ ከለው ክኣ፡ መንቀሊU Eዚ ምዃኑ ዘካትE 
ኣይኮነን። 
 
      ኣብ መወዳEታ ንግዱዳት ትዓዘብትን ኣሕዋትና ኤርትራውያንን ከነረጋግጾ ንደሊ ግን ሓደ ሓቂ 
ኣሎ። Eዚ  ክኣ ከምዚ ዝኣመሰሉ ጸሊም ዝታሪኾም Iሳያስን ስዓብቱን፡ ንኻልOት ብኽድዓት ክኸሱ 
ብዝኾነ ይኹን መለኪIታት መሰል ይኹን  ብቕዓት ዘይብሎምን ምዃኑ’ዩ። ልክE ከምቶም ዝሓለፉ 
መሰልቶምን ክኣ፡ ህዝብና ውIሉ ሓዲሩ ክፈረዶም ምዃኑ ዘጠራጥር ኣይኮነን።  
 
(ምንጪ ሓበረታ ድሞክራስያዊት  ኤርትራ ሕታም ቁ 32 ንሓሰ -መስከረም 1999) 
 
U/ኤል  ተ/ጽዮን 
 
 
  
 
 
                
 
 
 
  
 6