Extracted PDF page text

Roma.pdf

Machine-extracted derivative; not a transcript or translation. Reading order, spacing and characters have not been editorially verified. PDF page numbers are file positions, not printed page labels. No OCR has been added.

Open unchanged original PDF · Download unchanged PDF

Extraction status: extracted-unverified.

PDF page 1

View this page in original PDF

1 
 
ምቅንጃው ገዴሊ 
(ቀዲማይ ክፋል) 
 
ብዮሴፍ ገብሪሂወት 
12 መጋቢት 2008 
 
 
 
 
 
መእተዊ፡ ምቅንጃው ገዴልን ምስምሳቱን 
 
ኣብዙ እዋን፡ ሓዯ ካብቶም ንህዜቢ ኤርትራ ኣጋጢሞሞ ዗ለው ጸገማት፥ ኣብ ልዕሊ 
ተቐናጅዩ ዜቐረበ ገዴሊ ዗ለዎም ኣምልኾ ክርሕርሕዎ ፍቓዯኛታት ብ዗ይምዃኖም እዩ። 
ምቕንጃው ንሓዯ ሃገር ክቀትል እንተኾይኑ፡ ከምዙ ናይ ኤርትራ እዩ። እቲ ጉዲይ ሓንቲ 
ሃገር ንሓዯ እምነት ምቕታል እንተዜኸውን ኔሩ ክንዯይ ባህ ምበለኒ። ብኣንጻሩ ሓዯ 
እምነት ሃገር ክቐትል ከሎ ምዕዚብ ግን ኣዜዩ እዩ ዗ሕዜን።  
 
ስነ-ሓሳብ ገዴልን ምስኡ ተዯራሪቦም ዜቀርቡ ነገራትን ወሳሲኽካ፡ ነቲ ንነዊሕ እዋን ኣብ 
እንግዴዑ ተሰኪምዎ ዜጸንሐ ህዜቢ፡ ካብ ዓቀን ንላዕሊ ከቢደስ፡ ኣብ ክጻወሮ ዗ይክእል 
ዯረጃ በጺሑ ይርከብ። እዙ ባዕልና ዜፈጠርናዮ እኩይ ፍጥረት፡ ሃርጋፍ ሸውሃት 
ስለ዗ማዕበለ፡  ንምርዋዩን ቀጻልነቱ ንምርግጋጽን፡ ነባሪ ዜኾነ ናይ ምስዋእ ባህሊ ክፍጠር 
ኣለዎ። ንሓዯ ዗ይተነጸረ፣ ዯብዚዜን ኣካራኻርን ሕልሚ ንምውሓስ፡ በዙ ጸይቀ-ግኑን 
ፍጥረት’ዙ ሓዯ ወለድ ዴሕሪ እቲ ሓዯ ክብልዑን ክሃልቑን ኣለዎም። ሎሚ ኣብ ናይ 
መወዲእታ ዕምሩ ዴማ፡ ንመላእ ሃገር ንኸጽንት ኣብ ምውጥዋጥ ይርከብ። ሻዕብያ 
ክመውት እንተኾይኑ፡ ንመላእ ሃገር ለኪምዋ ክዕ዗ር ምዃኑ ኣቀዱሙ ወሲኑ እዩ። ግና’ኸ፡ 
ዚጊት ብዘሓት ኤርትራዊያን፡ ካብ ክቱር ፍትወት ሰውራ ተበጊሶም፡ ነቶም ኣብ ልዕሊ 
ሃገር ዓሶሎም ዗ለው ሕማማት፡ ንገዴሊ ዗ይኮነስ ንኻልኦት ነገርት ወይ ዜኾነ ካልእ ኣካል 
ምጥቃን እዮም ዜመርጹ።   
 
እቶም ንሃገር ገጢሙዋ ዗ሎ ቅልውላዋት ኣብ ዜምልከት ኣንጻር መርገጺ ዗ለዎም ወገናት፡ 
ኣብ ዜኾነ ጉዲይ ፊት ንፊት ክገጥሙ ፍቃዯኛታት ኣይኮኑን። ብሓባር ዜጠምርዎም 

PDF page 2

View this page in original PDF

2 
 
ሓሳባት ግን ኣለው። ንሳቶም ኸኣ፡ ሓዯ ኣብቲ ተቐናጅዩ ዜቀርብ ሕሉፍ ሰውራዊ 
ተመክሮ ዗ለዎም ኣምልኾ እዩ። ካልኣይ ብዚዕባ ኣወንታዊ ሸነኻት ሰውራ ካብ ዓቀን 
ንላዕሊ ኣጋኒንካ ምቕራብ ክኸውን ከሎ፥ ከምኡ’ውን ነዙ ዜተኳሓሓለ ስእሊ ዗ናኣእስ 
ሓቅታት ከም዗ይነበረ ምኽሓድምን ምቑንጻብን እዩ። እዙ ጥምረት ሓሳባት ኸኣ ናይዝም 
ክልተ ወገናት ነገር ስግንጢራዊ ይገብሮ።  
 
ሕሉፋት ዯገፍቲ ጀብሃ፡ ብዚዕባ “ጀብሃ ዓባይ” ን “ኣዯ ገዴሊ” ን ኢሎም ብተመስጦ 
ከ዗ንትው ወይ ክጽሕፉ ከለው፡ ጀብሃ ከም ውዴብ ኢንታ ዗ይነበራ ዗ምስል ስእሊ 
የቕርቡ። ነቲ ኣብ መወዲእታ ንጀብሃ ነፍሰ-ስዕረት ንኽትከናነብ ዜዯረኻ ምልካዊ፣ ፈላላዩ፣ 
ፋሉላዊ፣ ብልሽውን ዗ይጽፉፍን ኣወዲዴባኣ ግን ከልዕልዎ ኣይመርጹን እዩም፥ ወይ’ውን 
ምሉእ ብምሉእ ክኽሕዴዎ ንዕ዗ብ። ሕሉፋት ዯገፍቲ ሻዕብያ ብወገኖም፥ ካብዙ ናይ 
ዯገፍቲ ጀብሃ ብ዗ይንእስ ዓቐን፥ ነቲ ብሻዕብያ ዜተፈጸመ ጅግንነት ካብ ዓቐኑ ንላዕሊ 
ኣጋኒኖም ከቅርቡ ዜስልክዮም ኣይኮኑን። ነቲ ምልካዊ፣ ገለልተኛ፣ ብራዕዴን 
዗ይምትእምማንን ዜተዓብለለ ባርባራዊ ባህርያት ሻዕብያ ግን ጎስዮሞ ክሓልፉ ይመርጹ።  
 
ግና’ኸ ሰውራ ተቐናጅዩ ክቕጽል እንተኾይኑስ ማእለያ ዗ይብሉ ክሕዯት ኣብ ልዕሊ ሓቀኛ 
ፍጻሜታት ይጠልብ። ኣብነት ንምጥቃስ፦ ብገዴሊ ኣብ ልዕሊ ህዜቢ ንዜተፈጸሙ 
ግፍዕታት ምርሳዕ ወይ ከም዗ይነበሩ ምኽሓዴ፣ ነቶም ዗ተሓታትት ታሪኽ ዗ለዎም 
“ተጋዯልቲ” ከም ታእምራት ዜሰርሑ ጀጋኑ ጌርካ ምቕራብ፣ ታሪኽ ጠምዙዜካ ናብ 
ከርብሓካ ዗ኽለሉ ዕላማ ምቕያር፣ ኣብ ህዜቢ ሰላምን ውህዯትን ከም዗ሎ ዗ምስሉ 
ጽውጽዋያት ምስራሕ፣ ብቀሊሉ ክልለ ዜኽእልን ዜሰመረን ሃገራዊ መንነት ኣሎ ኢልካ 
ምዜራብ፣ ዴኽመትካ ንምሽፋን መወዲእታ ዗ይብሎም ምስምሳት ሒዜካ ምቕራብ፣ 
ንኽትፍውሶ ዗ይክኣልካ ናይ ገዚእ-ርእስኻ ስንፍና ንምኽዋል ሓዯ ዴሕሪ ሓዯ ጸላዒ 
ምጭጫሕ፣ ወ዗ተረፈ… 
 
ብተመሳሳሊ፡ ነዙ ኣብ ኤርትራ ኣጋጢሙ ዗ሎ ጸገም፡ ህዜቢ’ውን ተሓታቲ ሙኳኑ ዯፊሩ 
ዜዚረብ የልቦን። እቲ ክሳብ ሕጂ ኣብ ሰውራዊት ኤርትራ ቃንኡ ዗ይሃሰሰ ማርክሳዊ ክልሰ-
ሓሳብ፡ ማለት “ህዜቢ ክጋገይ ኣይክእልን እዩ” ዜበል ማርክሳዊ ኣተሓሳስባ ካብ ኣእምሮ 
ዛጋታት ገና ኣተሓኸኸን ዗ሎ። ሻዕብያ’ውን እንተኾነት፡ ኣብ ልዕሊ ህዜቢ መዲርግቲ 
዗ይብሉ  ንዕቀት ዗ርኣየት ክነሳ፡ ብቃላታ ግን ንተራ ህዜቢ ኣታዓባብያ ከተቃልሖ እያ 
ትስማዕ። ንህዜቢ ኤርትራ ክትገልጾ እንከላ ኸኣ ከምዙ ዜስዕብ ትብል፦ “ጽንዓቶም”፣ 
“ተወፋይነቶም”፣ “ተጻዋርነቶም”፣ “ሃገራውነቶም”፣ ወ዗ተረፈ…ትብል። በንጻሩ’ዙ ኣብ ዯምበ 
ተቛውሞ ዗ለው ምሒር ዜጥቀሙላ ሓረግ ኸኣ፡ “ህዜብና’ድ እዙ ምረኸበ” ትብል እያ።  
 
ኣብ ክልቲኦም ኣጋጣምታት እንተወሲዴና፡ ህዜቢ ንሰውራ ጸኒዑን ከቢዴ ዋጋ 
እንዲኸፈለን ንነዊሕ እዋናት ምሕብሓቡ፡ እቲ ክልቲኦም ወገናት ብዚዕባ ህዜቢ ማራኺ 
ኾይኑ ዜረኸብዎ ረቛሒ እዩ። ግና’ኸ እዙ ንገዴሊ ኣብዙ ዯረጃ ንኽበጽሕ ዜገበረ 
ምእዘዜነት ህዜቢ፡ ሕጂ’ውን እንተኾነ ንስርዓት ኢሰያስ ከም዗ለዎ ንኽቕጽል ዗ረጋግጽ 
዗ሎ ባእታ ምዃኑ ዋላ ሓዯ’ኳ ዗ስተውዕለሉ የልቦን። ህዜቢ ንመንን ንምንታይን 
ኣገልግሎቱ የወፊ ኢሉ ንገዚእ-ርእሱ ዜሓትት ኣይኮነን፥ ዗ስተውዕለሉ’ውን ኣይመስልን። 
ብርግጽ፡ እዙ ናይ ዗ይምስትውዓል ባህሊ ኣብ ህዜቢ ኤርትራ ኣሎ። እዙ ኸኣ ዜኾነ ጸገም 
ኣብቲ ህዜቢ ከም዗ሎ እዩ ዗ረዴእ።  

PDF page 3

View this page in original PDF

3 
 
 
እስከ ንመልከት፡ “ጸጋታት” ህዜቢ፡ ማለት “ጽንዓት”፣ “ተወፋይነት”ን ካልኦትን ምስዜጥለቡ 
ብኸመይ ኣገባብ ከምዜጽውዑ። እዙ ኹሉ ዜግበር ዴማ ምስሊ ገዴሊ ከም዗ለዎን 
ተቐናጅዩን ንኽጽንሕ ተባሂሉ እዩ። እዝም ክልተ ጽውጽዋያት፡ ማለት “ጸጋታት” ህዜብን 
ዜተቐናጀወ ምስሊ ገዴልን ኸኣ ንሓዴ ሕድም ሓሶት እናተኾላለሱ ተዯጋጊፎም ክነብሩ 
ንዕ዗ብ። 
 
 
ምትሕብባር ዓማጽን ተዓማጽን 
  
መሰረታዊ ጠንቂ ናይቶም ኣብዙ እዋን ንኤርትራ ከርዱኖም ሕዝምዋ ዗ለው ሕማማት 
ንኽልተ ረቛሒታት የጠቃልል፦ (ሀ) እቲ ሓዯ፡ ኣብ ሜዲ ዜበቖለን፡ ኣብኡ’ውን ብግቡእ 
ዜተራቀቀ ናይ ዓመጽ ባህሊ ገዴሊ እዩ። እዙ ባህሊ’ዙ ከም ሕማም መንሽሮ ንመላእ 
ሕብረተሰብና ለቢደ ይርከብ። እቲ ናይ ዓመጽ ባህርያቱ ዴማ ኣብ ልዕሊ መላእ 
ኤርትራዊ ሕብረተሰብ ብ዗ይምሕረትን ብ዗ይኣፋላላይን ክፍጸም ንዕ዗ብ። (ለ) እቲ ካልኣይ 
ረቛሒ ኸኣ፡ ነዙ ዓመጽ ዜመለለይኡ ባህሊ ገዴሊ ምቹእ ባይታ ብምፍጣር ኣብ መላእ 
ኤርትራ ንኽቕጽል ዗ኽኣለ ምእዘዜ ናይ ምዃን ባህሊ ህዜቢ እዩ።  
 
ናይዝም ኣብ ላዕሊ ዜተጠቅሱ ክልተ ባህልታት፡ ማለት ዓመጺ ባህሊ ገዴልን ምእዘዜ ናይ 
ምዃን ባህሊ ህዜብን፡ ንነዊሕ እዋን ንሓዴ ሕድም ከም መላዴቦ ኮይኖም ዜዓይዎ 
ሓባራውን ተመላላእን ስርሓት፡ ምስሊ ገዴሊ ከም ጥንታዊ ቅርሲ ንኽውሰዴ ኣኸቲሉን 
የኸትል ኣሎን። ነቲ ቀዲማይ፡ ማለት ንዓማጺ ባህሊ ገዴሊ፡ እዙ ዜዓይነቱ ኣፈ-ታሪኻዊ 
ጽውጽዋይ ምዕቃብ ናይ ህላወ ሕቶ እዩ። ነቲ ኻልኣይ ዴማ፡ ማለት ንምእዘዜ ናይ 
ምዃን ባህሊ ህዜቢ፡ ገዴሊ ናብ ሓውሲ-ሃይማኖት ዜማዕበለ፡ ካብ ኣምር ኤርትራውነት 
ፈላሊኻ ክትርአዮ ዗የኽእል ኣተሓሳስባ እዩ። 
 
ግና’ኸ እዙ ምስሊ’ዙ ከም዗ለዎን ነጺሩን ክጸንሕ እንተኾይኑ፡ እልቢ ዗ይብሎም ነፍሰ-
ኣታለልቲ ሕልምታት ምሕላም ይጠልብ። ብኻልእ ኣ዗ራርባ፡ ስእሊ ገዴሊ ኢንታ ዗ይነበሮ 
ጌርካ ንምቕራብ፡ ምስ ሽሑራዊ ስረሓት ዜዲረግ፣ ኣብ ክውንነት ዗የሎን ኣብ ሕልሚ 
ዜተመርኮሰን ሓሳባት ምትምያን የዴሊ። ብተወሳኺ፡ ነቶም ኣብ ዜሓለፉ እዋናት 
ዜተፈጸሙ በዯላት ብወለንታ ንኽትርስዖም ይጠልብ። ከምኡ’ውን ኣብ ዓይንኻ ንዜጸሙ 
዗ለው በዯላት ንኽትክሕድም ይሓትት። ከም ኣብ ኩሎም ተቐናጅዮም ዜቀርቡ ስረሓት፡ 
እቶም ኣወንታዊ ጎዴንታት ተዓባብዮም ይቐርቡ፤ እቶም ኣሉታዊ ጎዴንታት ዴማ 
ተወንዙፎም ይተርፉ፤ እዙ ኸኣ ኣንጻር ርብሓ ህዜቢ እዩ። 
 
እቲ ዗ዯንጹ፡ ጥዕና መላእ ሃገር ኣብ ምዕቃብ እዙ ውርሻን ምስሊ ገዴሊን ዜሙርከስ እዩ 
ዜመስል። ከመይ፡ ንዜተቐናጀወ ምስሊ ገዴሊ ክርሕርሕዎ እንተፈቲኖም፡ ጥርሖም 
ዜተርፉ ኮይኑ ስለዜስምዖም እዩ። ካብዙ ብምብጋስ እዩ እምበኣር ንኣሰቓቒ ሕሉፍ ታሪኽ 
ናይ ምዜካር ክእለት ህዜቢ ክዲኸም ንዕ዗ብ። መወዲእታ ዗ይብሎም ምስምሳት ናይ 
ምግባር፣ ብቀጻሊ ጓል-መገዱ ናይ ምፍጣርን ናይ “ጸላኢ” ተራ ክጻወት ዜኽእል ኣካል ናይ 
ምጭጫሕን ባህሊ ገኒኑ ንረኽቦ’ውን ካብዙ ኣብ ላዕሊ ዜተጠቅሰ ሓሳባት ዜብገስ እዩ። 
 

PDF page 4

View this page in original PDF

4 
 
ንምስልን ታሪኽን ገዴሊ ህያው ንምግባር ኣብ መንጎ ዓማጽን ተዓማጽን ዜግበር ሓባራውን 
ተመላላእን ስርሓት፡ ነታ ሃገር ኣብ ዓ዗ቕቲ ዗ፊቅዋ ዗ሎ ቀንዱ ጠንቂ ካብ ምልላይ ዴሕር 
ምባል፡ እቲ ናይ ፈለማ ስጉምቲ እዩ። ሓዯ ኣካል ወይ ውልቀሰብ፡ ዜተኸፈለ ዋጋ ይከፈል 
ብ዗የገዴስ፡ ንምስሊ ገዴሊ ክዕቅብ እንተወሲኑ፡ ጠንቂ ናይዙ ኣብ ኤርትራ ዗ጋጥም ዗ሎ 
ሽግር፡ ንገዴሊ ዗ይኮነስ ንኻልኦት ኣካላት ምልጋብ እቲ ናይ መጀመርታ ዜወስድ ስጉምቲ 
እዩ።  
 
እቲ ገበነኛ ወይ እቲ ዜጥቀን ኣካል፡ ኣብቲ ነቲ ክሲ ዗ቅርብ ዗ሎ ወገን ዜውሰን ኮይኑ፡ 
እቲ ዓቢ ኤርትራዊ ወለድ ክኸውን ይኽእል፥ ወይ’ውን ኢሰያስን ውሑዲት ስዓብቱን፣ ናይ 
ዓጋመ ዗ርኢ ዗ለዎም ዯቂ ሰባት፣ ህግዯፋዊያን፣ ወያነ፣ መንግስቲ ኣሜርካ፣ ውደብ 
ሕቡራት ሃገራትን… ወ዗ተረፈን። ኣብ መንጎ እዝም ዜተፈለለዩ ኣካላት ሓዯ ብሓባር 
ዜጠምሮም ሓሳባት ኣሎ። ንሱ ኸኣ፡ ነፍስ-ወከፎም ንገዴሊ እንታይ ዓይነት ትርጉም 
ይህብዎ ብ዗የገዴስ፡ ነዙ ዗ሎ ኣሰቃቂ ኩነታት ብዜምልከት ንገዴሊ ዗ላግቡሉ ኣይኮነን። 
ንገዴሊ ዗ላግብሉ እንተኾይኖም ኸኣ ብኣዜዩ ትሑት ዓቀን እዩ። 
 
ኣብዙ መስርሕ’ዙ ንሕሉፍ ታሪኽ ፈትኻ ብምርሳዕ ዜተሓባበር ሓፋሽ ኣሎ። ግና’ኸ፡ 
ንገዴሊ እንዲ ኣቐናጆኻን እንዲ ኮሓሓልካን ነቲ ዜሓለፈ ግፍዕታት ኮነ ኢልካ ምርሳዕ ወይ 
ከምዜርሳዕ ኣብ ምርግጋጽ ዜግበር ጻዕሪ ቀሊል ነገር ኣይኮነን። ከመይ፡ እዙ ጥልቅ ዜበለ 
መጽናዕቲ ምግበር ዗ዴልዮ ስለ዗ይኮነ። ንክልቲኤን ውዴባት፡ ማለት ንጀብሃን ሻዕብያን፡ 
ኣስከሬናተን ገሊህካ፡ ነቶም ኣብኦም ተዯብዮም ዗ለው ሓቅታት፡ ህዜቢ ንኽርእዩ ናብ 
ቅርዓት ምውጽኡ ጥራይ እዩ ዗ዴሊ።  
 
ብተወሳኺ፡ እቶም ኣብ ዯምበ ተቓውሞ ዗ለዉ ዓቐብቲ ውርሻ ጀብሃን ሻዕብያን’ውን 
እንተኾኑ፡ ኣብ ሕሉፍ ታሪኽ ንዜተፈጸሙ ኣሰቀቅቲ ገበናት ኣብ ምዴምሳስን፥ ነቶም 
ኣካራኻሪ ታሪኽ ዗ለዎምን ወንጀለኛታትን ጀጋንኦም ኣብ ምኩሑሓልን፥ ምስ 
ህግዯፋውያን ብማዕረ ዗መሳስሎም ተራ ክጻወቱ ንዕ዗ብ። ግና’ኸ፡ ከምቲ ብሂላት ዜጠቅስዎ 
ብጽፉፍ ዗ይተነግረ ታሪክ ነብሱ ካብ ምዴጋም ዓዱ ኣይውዕልን እዩ ይብል። እዙ ብሂል 
ሓቂ እንተኾይኑ፡ እዝም ኣብ ዯምበ ተቓውሞ ወገናት’ውን፡ ንነኣሽቱ ረብሓታቶም ክብሉ 
ንሕሉፍ ታሪኽ ብምዴምሳሶምን ምቅያሮምን፡ ምስቶም ኣብዙ እዋን ኣብ ስልጣን ዗ለው 
ውልቀሰባት ብማዕረ ተሓተትቲ እዮም። 
 
 
ምስምሳትን ጓል መገዱ ምፍጣርን  
 
ካብዙ ቐጺለ፡ ኣብ ዯምበ ተቛውሞ ተሰሊፎም ዗ለው ዛጋታት፡ ኣብዙ እዋን ንኤርትራ 
዗ሳቕይዋ ዗ለው ሕማማት፡ ንገዴልን ህዜብን ካብ ገበን ሓራ ንምግባር ዜፈጥርዎም 
ምስምሳት ኣሕጽር ኣቢለ ከቕርቦም እየ።  
 
1. እቶም ውሑዲት ኣብ ስልጣን ዗ለዉ እዮም! 
 
ኣብዙ ሕጂ እዋን፡ ጠንቂ ናይቶም ንኤርትራ ዗ሳቕይዋ ዗ለው ሕማማት፡ እቶም ውሑዲት 
ኣብ ስልጣን ዗ለዎ፡ እቲ ዱክታቶር፣ ውሑዲት ብብልሽውና ዜተጠላቐዩ ጀነራላት፣ 

PDF page 5

View this page in original PDF

5 
 
ውሑዲት ኣብ ቤት ጽሕፈት ዗ለው ሓንጸጽቲ ፖሊሲ፣ ወይ’ውን ውሑዲት ኣብ ታሕተዋይ 
ጽፍሒ ዜርከቡ ኮሎኔላት እዩም ምባል ዲርጋ ፋሽን ኮይኑ ንረኽቦ። እዙ ዴማ ንኹሉ-
ነሐጉሶ ካብ ዜብል ፈሊጥ ዜብገስ ኮይኑ፡ እቲ ፍታሕ እንታይ ክኸውን ከምዜኽእል 
ንምልላዩ ዴማ ብዘሕ ዗ጸግም ኣይኮነን። ንሱ ዴማ “እቶም ኣብ ላዕለዋይ ጽፍሒ ዜርከቡ 
ሰበስልጣን ምስዜእለዩ፡ ጸገማትና ብሓዯ ረፍዱ ክቕንጠጥ እዩ” ዜብል ፍታሕ ንምቅራብ 
ዜዓለመ እዩ።  
 
ዜ዗ንግዕዎ ነገር እንተሃልዩ ግን፡ ነቶም ኣብ ላዕሊ ዗ለዉ ውሑዲት ምልጋስ ከቢዴ ዜኾነሉ 
ቀንዱ ምክንያት፡ ኣብ ታሕቲ ማእለያ ዗ይብሎም ዜተሓላለኹ ነገራት ብምህላዎም እዩ። 
እዝም ዜተሓላለኹ ነገራት ከኣ፡ ዜኾነ ሰብ ንላዕሊ ገጹ ንኸየመጣጥር ሓሊኾም 
ስለዜሕዜዎ፡ ዚጊት ሓዯ’ኳ ንላዕሊ ክመጽእ ኣይከኣለን። ማዕረ ግምት ክወሃቦ ዜግባእ 
እምበኣር እቲ ኣብ ታሕቲ ተነዱቑ ዜርከብ ሃገራዊ ሕማም እዩ። እዙ ሕማም’ዙ እዩ ኸኣ 
ኣብ ኤርትራ ምልኪ ብዓወት ንኽወጽእ ምቹእ ባይታ ፈጢሩ ዜርከብ። 
  
እቲ ንትእዚዚትን ፖሊሲታትን ኣብ ግብሪ ዗ውዕል ወይ ዗ፈጽም ኣብ ኣዜዩ ታሕተዋይ 
ጽፍሒ ዜርከብ ዛጋ፡ ማለት እቲ ዜስሊ፣ ዜሕሱ፣ ዜቅጥቅጥ፣ ካዴር፣ ኣጋር ሰራዊት፣ ገን዗ብ 
ዜእክብ፣ ናይ ቴክኖሎጂ ባዓል ሞያ፣ ወረ ዜነዜሕ፣ መጣቕዒን ወ዗ተረፈን ካብቶም ኣብ 
ላዕሊ ዗ለው ውሑዲት ሰበስልጣን ብ዗ይንእስ መጠን ተሓታቲ ሙኳኑ ክፍለጥ ይግባእ። 
እቶም ኣብ ታሕቲ ዗ለው ክዓምዎ ዜኽእሉ ስርሓት ምስ ናይቶም ኣብ ላዕሊ ዗ለው ሰባት 
ዜዲረግ ኣይኮነን። ዓቕሞም ኣዜዩ ዴሩት እዩ። ከመይ፡ ብቁጽሪ ብዘሓት ስለዜኾኑ። 
ዕዴል ምስዜወሃቦም ግን ማዕረ ናይቶም ኣብ ላዕሊ ዗ለው ሰባት ዜዲረግ ገበናት ክፍጽሙ 
ምዃኖም ዗ጠራጥር የልቦን።  
 
እቲ ኣገዲሲ ጉዲይ እምበኣር፡ “እቶም ኣብ ላዕሊ ዗ለው ሰበስልጣን እዮም” ዜብል ትሑት 
ግምት ዜወሃቦ ኣረዲዴኣ ኮይኑ፡ ነቶም ዕምሪ ምልካዊ ስልጣን ንክናዋሕ ዜለዓለ ኢዴ 
዗ለዎም ኣብ ታሕቲ ዜርከቡ ኣፈጸምቲ ነገራት ኣነኣኢስካ ምርኣይን ሸለል ምባልን እዩ። 
ነዙ ንምርዲእ ጥልቕ ዜበለ መርመራ ከተካይዴ ዜጠልብ ኣይኮነን። ንኩነታት ኣብ ወጻኢ 
ዜነብሩ ኤርትራውያን ጥራይ ምዕዚብ የዴሊ። እዝም ዛጋታት ነዙ ስርዓት ብሞራል ጥራይ 
዗ይኮነስ ብገን዗ባዊ መዲይ’ውን ካይተረፈ ክዴግፍዎ ፍቃዯኛታት እዮም። እዙ ኣብዙ እዋን 
ብ “ህዜባዊ መኸተ” ዜፍጸም ዗ሎ ዗መተ እንተወሲዴና፡ እቶም ኣብ ላዕሊ ዗ለዉ ነቲ 
ጨቓኒ ስርሓቶም ኣብ ምስልሳል ምስቶም ኣብ ታሕቲ ዜርከቡ ባእታታት ብኸመይ 
ኣገባብ ከም዗ተሓባበሩ ዗ርኢ እቲ ዜቀለለ ኣብነት እዩ። በቲ ሓዯ ሸነኽ ዴማ፡ ንርደእ 
ይኹን ዗ይርዴኡ ምኽንያታት፡ ዚጊት ኣንጻር መንግስቲ ዜኾነ ዓይነት መርገጺ ክወስደ 
዗ይፈቕደ፡ ትም ኢልካ ምዕዚብ ዜመረጹ ክፋል ሕብረተሰብና ኣለዉ። 
 
ነቶም ኣብ ላዕሊ ዗ለዉ ሰበስልጣን ጥራይ ዗ዴሃበ ዴሩት ኣረዲዴኣ፡ ናብቲ ናይ መወዲእታ 
ጠርዘ ምስዜውሰዴ፡ ጠንቂ ናይቶም ንኤርትራ ዗ሳቕይዋ ዗ለው ኣበሳታት ኣብ ልዕሊ 
ኢሰያስ ይጠቃለሉ፥ እቲ ዜሕተት ንሱ ጥራይ ምዃኑ እዩ። እዝም ዴሩት ኣረኣእያ 
዗ለዎም ሰባት ግን ሓዯ ዜ዗ንግዕዎ ጉዲይ ኣሎ። ኢሰያስ ጠፍጢፍካ ጠፋጢፍካ ናይ ልዕለ-
ሰብ ምስሊ ክህልዎ ዗ኽኣለ ቀንዱ ረቛሒ’ኮ፡ ውጽኢት ናይቲ ንዓሰርተታት ዓመታት 
ክፍጸም ዜጸንሓ ምትሕብባር ተጋዯልትን ሓፋሽን እዩ። ኣብ ኣስመራ ሓዯ ጭራቕ 
(monster) ናይ ምህናጽ መስርሕ ኣብ ሓንቲ ለይቲ ዜተፈጸመ ዕማም ኣይኮነን።  

PDF page 6

View this page in original PDF

6 
 
 
እቲ ዗ሕዜን ግን፡ እዙ ኣብ ልዕሊ ጠንቂ መሰረታውያን ጸገማት ዗ሎ ዴሩት ኣረዲዴኣ፡ 
ብማዕረ ዴሩት ኣፈታትሓ ጸገማት ዜጠልብ ምኳኑ እዩ። እዙ ስለዜኮነ’ዩ እምበኣር ዲርጋ 
መብዚሕተን ተቛወምቲ ውዴባት፡ ኣቓልባኦን ኣብቲ መሰረታዊ ነገር ዗ይኮነስ ኣብ 
ወሰናስን ናይቲ ጉዲይ ጥራይ ክተናኽፋ ንዕ዗ብ። ገለ ኢሰያስ ኣብ ዜሓለፈ ዓሰርተ 
ዓመታት ንኻልኦት ከዴምጽን ክ዗ራረብን ቅሩብ ከምዜነበረ የምስሉ’ሞ፡ ምስኡ ተ዗ራሪብካ 
ሓሳባቱ ንኽቕይር የእሚንካ ፍታሕ ምምጻዕ ዜብል እምነት ኣለዎም። ገለ ያኢ ኢሰያስሲ 
ንፈለማ እዋን ጌጋ ዜፍጽም ዗ሎ ተልሜዯን ገበነኛ ተረኪቡስ፡ ናብ ልቡ ምእንቲ ክምለስ፡ 
ምጽሓፍ ናይ ኣቤቱታ ዯብዲቤ ከም መፍትሕ ሒዝም ይቀርቡ። ገለ ዴማ ያኢ እዙ 
ስርዓት ናይ ጣዕሳ ምልክት ዗ርኣየ ኾይኑስ፡ ንክመሓየሽ ዕዴል ኣሎ ካብ ዜብል እምነት 
ብምብጋስ፡ ክሳብ ሕጂ “ስርዓት ምቕያር” ዜብል ሓረግ ስግዴግዴ ዗ብሎም እዮም። ገለ 
ካልኦት “ፍኹስ ዜበለ ናይ ስርዓት ለውጢ” ይጠልቡ፥ እዙ ብኸመይ ኣገባብ ይረጋገጽ 
ንዜብል ሕቶ ግን ዋላ ሓንቲ መልሲ የብሎምን። ገለ ዴማ ኣብ ንኢሰያስ “ማዕቀብ” ክገብሩ 
ይኽእሉ እዮም ኢሎም ዜኣመኑሎም ንኣሽቱ ፕሮጀክትታት ተጸሚድም ንረኽቦም። እዙ 
ኣብ ልዕሊ ኢሰያስ ማዕቐብ ምግባር ዜዓለመ ጻዕርታቶም፡ ኣዜዮ “ዜተራቐቐ መጥባሕቲ” 
ኮይኑ፡ ነቶም ኣብ ላዕሊ ዜርከቡ ካብ ስልጣን ዜኣሊ፡ ኣብ ልዕሊ ህዜቢ ክፍጠር ንዜኽእል 
ቓንዚ ዴማ ዜፍውስ እዩ ዜብል ተስፋ ኣለዎም። ገለ ብምስምስ ብዘሕነት፡ ነቶም ኣብ 
ዯንበ ተቛውሞ ዜርከቡ ዜኣረጉ ገበነኛታት ኣብ ምፍዋስ ዜተዋፈሩ እዮም። ካልኦት ዴማ 
ያኢ እቲ ምስጥር ኣብ ምብይያዴ ስያሜ ናይ ሓዯ ማሕበር ተረኺቡለይሲ፡ ኣብ 
መወዲእታ ዗ይብሉ ምብዋዜ ውዴባትን፡ ኣስማት ውዴባት ኣብ ምልዋጥን ተዋፊሮም 
ንረኽቦም። 
 
እዙ ክሳብ ሕጂ ብዯምበ ተቓውሞ ክውሰዴ ዜጸንሐ መርገጽታት ብሓፈሻ እንተሪኢናዮ፡  
ኣብ ኤርትራ ለውጢ ንኽረጋገጽ ኣብ ዜግበር ጻዕሪ ወላሓንቲ ጽልዋ ኣይጸንሖን፥ በዙ 
ክስተት እዙ’ውን እቶም ኣብ ዯምበ ተቛውሞ ዗ለው ብዘሕ ዜግዯሱ ኣይመስሉን። ዋላ’ኳ 
እቲ ዜገብርዎ ዴምጺ ኣብ ኣእዚኖም ጥራይ መቓልሕ ዜረክብ እንተኾነ፡ በቲ ዜገብርዎ 
ዴምጺ ግን ኣዜዮም ዕጉባት እዮም። 
 
 
2. ኣብ ኩሉ ትሱዃዕ ካርዴ፡ “ዓጋመ”!   
 
እቶም ኣብ ክልተ ጫፋት ናይቲ ግጥም ዜርከቡ ወገናት ብሕጉስ መንፈስ ዜጥቐሙላ ናይ 
ሓባር መጣልዒት ካርዴ ኣላቶም። ንሳ ኸኣ ኣብ ኩሉ ክትስኳዕ ትኽእል፡ “ዓጋመ” እትብል 
ሓረግ እያ።  ብኽልቲኦም ወገናት  ብዕቱብ ዜስርሓሉ  “ሓቐኛ”ን “ጽሩይ”ን ኤርትራዊ 
መሲልካ ናይ ምቕራብ ከንቱ ጻዕርታት ንዕ዗ብ። ጠንቂ ናይቶም ኣብ ልዕሊ ሃገር  ዜወርደ 
዗ለው ኣበሳታት ብዯቀባት ዜፍጸሙ ኣይኮኑን ዜብል ርዴኢት ገኒኑ ንረኽቦ። እዚ ርዴኢት 
እዙኣ ኸኣ “ሃገራዊ” ምዃንካ እተመስክር ኮይና፡ እታ ንኣብ ዯምበ ተቛውሞ ዗ለውን 
ንህግዯፋውያንን እተራኽቦም ናይ ሓባር ገመዴ እያ። እዙ “ጽሩይ ኤርትራዊ” ኾይንካ ናይ 
ምቕራብ ዗መተ፡ ኣነዋርን ፋሽሽታውን ኮይኑ፡  ኣብ መብዚሕትአን መርበባት ሓበሬታ 
ብተዯጋጋሚ ክእንገዴ ንዕ዗ብ። እቲ ኣዜዩ ዗ስዯምም፡ ሓንቲ ካብ዗ን መፍተል ሓበሬታ፡ 
ንገዚእ-ርእሳ’ውን እንተኾነ ብ዗ይሕንከት “ዯቀባት” ዜብል ስም ዜሓ዗ት ምዃና እዩ።   
  

PDF page 7

View this page in original PDF

7 
 
እቲ ጸለመ ወይ ክሲ ካብ ሕሉፋት ዯገፍቲ ህግዯፍ ዜነቀለ እንተኾይኑ፡ ዜኾነ ንስርዓት 
ኢሰያስ ዜቃወም ዛጋ “ሓቐኛ ኤርትራዊ” ክኸውን ኣይክእልን እዩ ዜብል ርዴኢት 
ኣለዎም፥ እቲ ዛጋ ወይ ዓጋመ ወይ ከኣ ኢትዮጵያዊ መቦቖል ዗ለዎ እዩ። እዙ ጠቀነ’ዙ 
ዴማ ብኣልማማ ዜስረሓሉ ጉዲይ እዩ። ብዓይኒ ዯገፍቲ ህግዯፍ፡ ዜኾነ ንስርዓት ኢሰያስ 
ዜብዴህ ዛጋ፡ ብዯረጃ ኣምር፡  “዗ይሓቐኛ ኤርትራዊ” እዩ። እዙ ዴማ ከም ቅቡል ኣምር 
ስለዜተወስዯ፡ ነቲ ጸለመ ንምርግጋጽ ተወሳኺ መርትዖ ምቕራብ ኣዴላዩ ኣይኮነን ዜብል 
ርዴኢት ኣብ መንጎኦም ነጊሱ ንረኽቦ።  
 
እቶም ኣብ ዯምበ  ተቓውሞ ዜርከቡ ዴማ ጽርየት ኤርትራዊ መበቖል ኣብ ምሕላው  
ከይሰልከዩ ዜሰርሑ ዗ለው ኮይኖም ይቐርቡ። እቲ ቀንዱ ዴቃስ ዜስእንሉ፣ ተገዱሶምን 
ተጨኒቆምን ዜሓስብሉ፣ ስራሕና  ኢሎም ዜገብርዎ ነገር እንተሃልዩ፡  ምጽራይ ዗ርኢ 
ላዕለዎት ሓለፍቲ ህግዯፍ እዩ። ኣብ ዗ርኢ ናይ ላዕለዎት ሓለፍቲ ህግዯፍ ክንዯይ ዜኣክል 
ናይ ትግራይ ወይ ናይ ኣምሓራ ዯም ከም዗ሎ ምጽናዕ እቲ ዜዓበየን ግዛኦም ዜስውኡሉን 
ስራሕ እዩ። እዙ  ኩሉ ኢሰያስ ዜፍጽሞ ዗ሎ ገበናት፡ ናይ ዓጋመ ዗ርኢ ስለ዗ለዎ እዩ 
ዜብል ጽኑዕ እምነት ኣለዎም። እዙ ኸኣ ክሕዯት ኣብ ልዕሊ ኣብ ባይታ ዗ሎ ሓቅታት 
እዩ፥ ካብዙ ዜስዕብ ኣተሓሳስባ ዜነቅል እዩ ኸኣ፥ “ዜኾነ ሓቐኛ ኤርትራዊ ከምዙ እዝም 
ሰባት ዜፍጽምዎ ዗ለዉ በዯላት ኣብ ልዕሊ ሃገሩ ክፍጽም ኣይክእልን  እዩ። እምበኣርሲ 
እዝም ሰባት ናይ ዓጋመ ዗ርኢ እንተ዗ይህልዎም ኔሩ፡ እዙ ኩሉ ኣዯራዕ ኣብ ልዕሊ እታ  
ሃገር ኣይመውረደን”። ሓንሳብ እዙ ዴንቁርና ዜዓብለሎ ኣታሓሳስባ  ከም ቅቡል 
ምስተወስዯ፡ ገዴልን ሓፋሽ ኤርትራውን ካብቲ ኣብ ልዕሊ እታ ሃገር ዗ብጽሕዎ ዗ለው 
ገበናት ብቐሊሉ ነጻ ኽወጹ ንዕ዗ብ። ከም ህዜቢ ሓንሳብን ንሓውሩን ነቲ ዓትዒቱ ሒዜዎም 
዗ሎ ጋኔን ተቢዖም ኣብ ክንዱ ምብዲህን ምስዓርን፡  ሽከና ርእሶም ኣብ ሑጻ ምቅባር 
እዮም ዜመርጹ። 
 
እቲ ዗ሕዜን፡ ኣብዙ ቀረባ እዋን ኣብ ሽወዯን ዜመዯበሩ ቲቪ ዗ተ ዗ዲለዎ 
“ንኣውራጃውነትን ኤርትራዊ መንነትን” ዜምልከት ክትዕ ዗ረጋገጸልና ሓቂ እንተኔሩ፡ እዙ 
ኣብ ላዕሊ ዜተጠቅሰ ዜንቡዕ ኣተሓሳስባ ኣብ ሕብረተሰብና ነጊሱ ምህላው እዩ። እቲ ቐንዱ 
ዚዕባ ናይቲ ክርክር፡ ማለት ኤርትራዊ ሃገራውነት ኣብ ኣውራጃ ዜተመስረተ እዩ ዜብል 
ኣጠራጣሪ ጉዲይ ንጎኒ ገዱፍና፡ እቶም ተኸራኸርቲ ግን ኣብ ግጉይ ናይ ሓባር 
መዯምዯምታ ዜተሰማምዑ ይመስሉ። እዙ መዯምዯምታ ኸኣ፡  እቶም ነዙ ኣብ ሃገርና 
ዜወርዴ ዗ሎ ኣዯራዕ ዜሕተቱ፡ እቶም  ናይ “መንነቲ ቅልውላው” ዗ለዎም ሰባት እዮም 
ዜብል እዩ። ነዙ ሓላፍነት ዜጎዯሎ ርዴኢቶም ዜውሃብ ዜነበረ ሕቡእ ርትዒ ኸኣ፡ እዝም 
ናይ መንነት ቅልውላው ዗ለዎም ሰባት ኤርትራዊ መንነቶም ክዕቀበሎም እንተኾይኑ፡ 
ኤርትራዊያን ኣውራጃዊ መንነቶም ምስዜንፈጎም እዩ።  ኣግፍሕ ኣቢልና እንተሪኢናዮ 
ዴማ ኤርትራውያን ሃገራዊ መንነቶም ምስዜንፈጎም ዜብል ይኸውን። እቲ ብማዕረ ዗ዯንጹ 
ኸኣ ናይቶም ንህግዯፍ ዜዴግፉ ዗ለው ሰባት “መቦቆል” ብዯቒቅ ክጽናዕ ኣለዎ ዜብል 
ዜንቡዕ እማመ ምሕላፎም እዩ። እዙ ከም ምህዲን ጠንቓሊት ዗ስምዕ እንተኾይኑ፡ እዙ 
ምንታይሲ ከምኡ ስለዜኾነ እዩ።  
 
ብዓይኒ እቶም ተኸራኸርቲ፡ ጉዲይ ናይቶም ነዙ ግናይ ስርዓት ንክሰርር ዜተሓባበሩ ዗ለዉ 
ዓሰርተታት ኣሽሓት “ሓቐኛታት ኤርትራዊያን” ብካልኣይ ዯረጃ እዮ ዜስራዕ።  እቶም 
ቀንዱ ገበነኛታት፡ እቶም ውሑዲት ኣብ ዯሞም ናይ ትግራይ ወይ ናይ ኢትዮጵያ ዗ርኢ 

PDF page 8

View this page in original PDF

8 
 
዗ለዎም ሰባት እዮም ዜብል እምነት ኣለዎም። ብሸነክ  ኤርትራ ናይ ዓሌት ምጽናት 
ብጻዕቂ እንተዜስርሓሉ’ሞ፥ ዋላ ሓዯ ናይ ትግራይን ኢትዮጵያን ዗ርኢ ዗ለዎ ሰብ ኣብ 
መሬት ኤርትራ ከም዗ይህሉ’ውን እንተዜግበር፥ ካብ ኣእምሮኦ እዝም ሰባት እዙ ዓይነት 
ዜንቡዕ ኣተሓሳስባ ብቀሊሉ ከህስስ ዜኽእል ኣይኮነን።  ካብዙ ብወለንታኻ እንትኣትዎ 
ዑረት ልቢ እዩ ኸኣ ዜተቀናጀወ ምስሊ ዗ለዎ ፍጥረት ክህነጽ ዜኽእል።  
 
ካብ ኣብ ላዕሊ ተጠቂሱ ዗ሎ ብምብጋስ እምበኣር፡ ብዘሓት  ኣብ ዯምበ ተቓውሞ ዜርከቡ 
ሰባት ምስ ህግዯፋውያን ብምትሕብባር፡ ነቲ ካብ  ሜዲ ኣትሒዘ ክስረሓሉ ዜጸንሐ፡ 
ንሃገር’ውን ዜሃሲ ዗ሎ፡ ናይ ምንጻል ባህሊ ኣብ ምቅጻሉን ምስሳኑን ይተሓባበሩ ምህላዎም 
የረጋግጸልና። እዙ ምንታይሲ፡ ኣብዙ እንዲማዕበለ ዜኸይዴ ዗ሎ ዕልመናዊ (ግሎባላዛሽን) 
ዓለም፡ ዜኾነት ሃገር ከምዙ ኣብ ላዕሊ ዜተጠቅሰ ጸቢብ ኣተሓሳስባታት እንዲኮማስዓት 
ክትሰርር ፍጹም ኣይትኽእል። ነጻሊ  ባህሊ ሻዕብያ ኣብ  መቃልሕ “ፍልዩነት” ኤርትራ 
እንዲተንሳፈፈ ዜሰርር ዗ሎ ኮይኑ፥ እቲ ዗ሕዜን ኸኣ ብብዘሓት ተቓወምቲ “ፍልዩነት” 
ኤርትራ ከም ሰናይ ሓሳባት ክዯጋገም ምርኣይ እዩ። እዝም ክልተ ወገናት፡ ንኡስ ረብሓ 
዗ለዎምን ንሓዴ -ሕድም ዜጻረሩን መክሰባት ንምጭባጥ፡ ነዙ  ሕማቅ ባህሊ ብቀጻሊ 
ክሰርሕሉ ንዕ዗ብ። 
 
 
(3) ብስም ስውኣት 
 
ኣብ ርእሲ ኣብ ዜሓለፉ ጽሑፋት ዜተጠቕሱ ሓሳባት፡ ሓዯ ካብ ኩሎም ተኣፋፊ ጉዲይ 
ኣሎ፥ እሱ ዴማ ንስውኣት ዜምልከት እዩ። ዲርጋ ኩሉ ኤርትራዊ፡ ካብ ህግዯፍ ይኹኑ 
ዋላ’ውን ኣብ ዯምበ ተቛውሞ ዜርከቡ ዛጋታት ብሓፈሻ፡ ስውኣትና ዜተሰውእሉ ምክንያት 
ን “ዜበለጸት” ኤርትራ እዩ ዜብል እምነት ኣለዎም። ኣብ ትሕቲ ከምዙ ዓይነት ኣተሓሳስባ 
ግን ክልተ ካብ ሓቂ ዜረሓቑ ሓሳባት ተነጺፎም ንረኽቦም። እቲ ቀዲማይ፡ ካብ ህልዋት 
ንላዕሊ ስውኣት ዜያዲ ብልሒን ጥበብን ከም዗ለዎም ዗ረዴእ እዩ። በዙ መሰረት፡ እቶም 
ህልዋት ተሰዊኦም እንተዜኾኑ፡ ካብ ብህይወቶም ኣብዙ ሕጂ እዋን ንላዕሊ ዜያዲ በላሕቲ 
ምኾኑ ኔሮም፡ ዜያዲ ሃገራውያን፣ ዜሓሹ ዯሞክራሲያውያን፣ ዜበለጹ ዛጋታትን ወ዗ተረፈን 
዗ስምዕ ሓሳባት ከም ቅኑዕ ይውሰዴ ማለት እዩ። ወይ ኸኣ ብኣንጻሩ፡ እቶም ስውኣት 
ህልዋት እንተዜኾኑ፡ እንታይ ክገብሩ ከም዗ለዎም ስለዜፈልጡ፡ ኤርትራ ኣብዙ ሕጂ 
ትርከቦ ዗ላ ዯረጃ ኣይምወዯቐትን ንምባል እዩ። እዙ ኣባህላ ንገዚእ-ርእሱ ብሃውሪ ዜቀርብ 
ኮይኑ፡ ንዕኡ ክዴግፍ ዜኸእል መርትዖ የልቦን።  
 
እቲ ኻልኣይ ዴማ፡ እታ ኣብ ሕልሚ ስውኣትና ዜነበረት “ዜበለጸት ኤርትራ” ከምዙ ኢያ 
ትመስል ኢሉ ክቀርጻ ዜኽእል ዋላ ሓዯ’ኳ የልቦን። ኣብዙ እዋን ሕልሚ ስውኣትና 
ዯሞክራሲያዊት ኤርትራ ከምዜነበረት ኣምሲሎም ዜዚረቡ ብዘሓት እዮም።  እዙ ግን ነቲ 
መርትዖ ብጌጋ ካብ ምርዲእ ዜኽሰት ኣተሓሳስባ እዩ። ኣብ ገዴሊ ናይ ዱሞክራሲ ባህሊ 
ከምዜነበረ ዗ርኢ ዜኮነ ኣሰር ኣይርከብን። መብዚሕትኦም ስውኣት፡ ብሓይሊ ተገፊፎም 
ኣብ ገዴሊ ዜዓስከሩ ሓረስቶት ኮይኖም፥ ዱሞክራሲ ከመይ ከምዜሰርሕ ኣመት ዗ይነበሮም 
እዮም። እቶም ዜተረፉ ምሁራት’ውን፡ ኣብ ማርክሳዊ ክልሰ-ሓሳብ ምሉእ ብምሉእ 
ተጸሚድም ዜረበሩ እዮም፥ ብልክዕ’ውን እንተኾነ ነዙ ኣብዙ እዋን ሊበራላዊ ዱሞክራሲ 
ኢልና ንጽውዖ ስነ-ሓሳብ ምሉእ ብምሉእ ዜጻረሩ እዮም ኔሮም። ንዴሕሪት ተመሊስና 

PDF page 9

View this page in original PDF

9 
 
ዳስነት ይኹን ሊበራሊዜም ብንጹር እንታይ ምዃኖም ኣብ ዗ይፍለጥሉ ዜነበረ እዋን፡ 
ማለት ክሳብ እዋን “ፈለምቲ ሰውራ” ተባሂሎም ዜጽውዑ ከም በዓል እዴሪስ ዓዋተ 
ዜነበርሉ እዋን ዲህሳስና ምስእነካይዴ፥ ኣብቲ ሽዑ እዋን ቐቢላ፣ ሃይማኖትን ዜና ናይ 
መራሕን ከም ቀንዱ መነቓቕሒ መሳርሕታት ኮይኖም ዗ገልግልሉ ዜነበሩ ፊውዲላዊ ዓለም 
ኢና ንረክብ። ነዝም ናይ ሽዑ እዋን ፊውዲላውያን፡ ዱሞክራሲ እንታይ ምዃኑ ከለልይዎ 
ኣይክእሉን እዮም፥ ዋላ ገጽ ንገጽ እንተዜራጸሞም። ካብ እዋን ገዴሊ ዜፍለጥ ነገር 
እንተሃልዩ፡ ጀብሃ ይኹን ሻዕብያ ኣብ ልዕሊ ዱሞክራስያዊ መስርሕ ዜነበሮም ንዕቐት 
ጥራይ እዩ። 
   
እቲ ዜኸፍአ ኸኣ፡ ኣብዙ ብግቡእ ዗ይተገልጸ ሰውራ፡ መስዋእቲ ብዜያዲ ንኽቕጽል 
ስውኣት መሰረታዊ ጠንቂ ኾይኖም ምህላዎም እዩ። ንዜበዜሕ ኤርትራዊ ዛጋ ህዜቢ 
ንምንታይ ምኽንያት እዩ እዙ ኹሎ መስዋእቲ ዜኸፍል ዗ሎ ኢልካ ምስትሓቶ፥ “ብዘሓት 
መስዋእቲ ዜኸፈልሉ ጉዲይ ስለዜኾነ” ዜብል መልሲ ይህቡኻ። ካብዙ፡ እቲ ዜክፈል 
መስዋእቲ ንሕሉፍ ታሪኽ ገዴሊ ንምዕቓብ ተባሂሉ ዜግበር ሙዃኑ ትርዲእ። ብኻልእ 
ኣ዗ራርባ፡ እቲ ቀንዱ ሃገራዊ ዕላማስ እቲ ኣገባብ ወይ ናይ ብዘሓት መስዋእቲ ኮይኑ 
ንረኽቡ። ኣታሓሳስቦኣኦም ማዕረ ኽንዯይ ብግልብጥሽ ኮይኑ ከም዗ሎ ኣየስተባህልሉን 
እዮም። ሓዯ ዕላማ ስለዜተሰውእካሉ ጥራይ ቅቡል ይኸውን ማለት ኣይኮነን፥ እንታይ ዴኣ 
ቅዴምቲ ዜግበር መስዋእትነት ህላውነት ዗ለዎ ክኸውን ይግባእ። ንሃገርና እንዕቕበሉ 
ቐንዱ ምክንያት ብዘሓት ሰለዜተሰውኡላ ኢልና ንኣምን እንተኾይንና፡ ኣብ ኣዜዩ ሓዯገኛ 
ጸገም ኢና እንርከብ ዗ሎና ማለት እዩ። 
  
 
4) ክትከላኸለሉ ዗ይክኣል ፍልልይ ኣብ መንጎ ሻዕብያን ህ.ግ.ዯ.ፍን 
 
ንሻዕብያ፡ ካብ’ቲ ኣብ ልዕሊ ሓፋሽ ህዜቢ ኤርትራ ክፍጽሞ ዜጸንሐ ዗ዯንጹ ግፍዕታት 
ሓራ ንምግባሩ፡ ንማለቱ ውሕሉል ኢዴ ዜጥቀሙ ኣለዉ። “ነዙ ኹሉ ገበናት ሻዕብያ 
዗ይኮነስ ህ.ግ.ዯ.ፍ.’ዩ ዜፍጽሞ ዗ሎ” ይብሉ። ግና’ኸ ዜኾነ ስም ይጠመቕ ብ዗የገዴስ፡ 
ሻዕብያ ሻዕብያ ምዃኑ ኣይተርፎን እዩ። ህዜባዊ ግንባር፡ ነዙ ሓዴሽ ህ.ግ.ዯ.ፍ ዜብል 
መጸዊዒኡ ሓዱጉ፡ ነቲ ናይ ቀዯም ስሙ ክጥቀም እንተ ዜመርጽ፡ እዝም ሕጂ ምስ 
ዜዯናገጹ ዗ለው እንታይ ክብሉ ከምዜኽእሉ ርግጸኛ ኣይኮነኩን።  
 
ብዜኾነ፡ እቲ ኣብዙ እዋን ንሙሉእ ሃገር ዗ሳቕያ ዗ሎ ሕማምሲ፡ ብሰሪ እቲ ኣብ ገዴሊ 
ዜነበረ ኣረጊት መሪሕነትን ጸቓጢ መሳርዑን፥ ከምኡ’ውን ብሰሪ እቲ ካብ ሜዲ ዜመጸ 
዗ይተጻዋርን ተጻራርን ባህሊ ምዃኑ ንምርዴኡ ከቢዴ ኣይኮነን። ህላወ ናይ’ቶም ፍልይ 
ዜበለ ኣረኣእያ ዗ለዎም፡ እሞ’ኸኣ ቁጽሪ ውሑዲት ዜኾኑ ኣብ መንጎ ሻዕብያ ስለ዗ለው፡ 
ንእንታይነት ሻዕብያ ክልውጦ ኣይክእልን። ኣብ ታሪኽ ህዜባዊ ግንባር፡ ብዘሓት 
ብኣርኣእያኦም ፍልይ ዜበሉ ተጋዯልቲ ነይሮም’ዮም። እቲ ኣብ ኩሉ ኣጋጣሚታት ቀዋሚ 
ኣካይዲ ኮይኑ ዜተዓ዗ብናዮ ግን፡ ሻዕብያ ከዲቕቆምን ክበልዖምን ምጽንሑ እዩ። እቲ 
ኣገዲሲ ነገር ኸኣ፡ ዲርጋ ኩሎም እዝም ሕጂ ህግዯፍ ዜኽተሎም ዗ሎ ፓሊሲታት፡ 
መሰረቶም ሜዲ ምዃኑ እዩ። 
  

PDF page 10

View this page in original PDF

10 
 
እቲ ኣብዙ ሕጂ እዋን ንዕ዗ቦ ዗ሎና ኣሰራርሓስ፡ ክሳብ እቲ ዜዯቀቐ ኣካይዴኡ፡ ልክዕ 
ቅዲሕ ናይቲ ኣብ ሜዲ ዜግበር ዜነበረ ኣካይዲ ምዃኑ እዩ። ኣብነት ንምጥቃስ፦ ጭካነ 
ዜመልኦ ግፋ (ብፍላይ ዴማ ኣብ ልዕሊ እቶም መሕብኢ ዗ይነበሮም ዴኻ ሓረስቶት)፣ 
ምስፍሕፋሕ ቤት ማእሰርቲታት (ናይ ሻዕብያ ትሕተ-መሬታዊ መርዓዱ ክፍሊ)፣ ዕዴል 
዗ይህብን መምሎቒ ዗ይብሉን ጨፍላቕን ዴራኮናውን መሳርዕ ጸጥታ (ከም “ሓለዋ-ሰውራ” 
ዜኣመሰለ ቀንዱ መጠርነፊ ክፍሊ)፣ ኣብ ሳሕል ዜነበሩ ናይ መረሸኒ ቦታታት (ህልቂትን 
መወዲእታ ዗ይብሉ ምጽጻይ፦ ከም ኣብ ልዕሊ መንካዕ፣ የሚን፣ “ጃሱስ”ን ወ.዗.ተን 
ዜተወስደ ስጉምታት)፣ ኣንጻር ዜኾነ ጥርኑፍ ምንቕስቃስ ተጻባኢ መርገጺ ምሓዜ (ከም 
ኣብ ልዕሊ ጀብሃ፣ ህዜባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይን ወ.዗.ተን)፣ ነብስኻ-ምኽኣል ዜብል ካብ 
ሓቂ ዜረሓቀ ፍልስፍና (ከም፡ ብጽፍርና፡ ብቅልጽምና)፣ ንጥንታውን ዗መናውን ሃይማኖት 
ክፈሊ ዗ይክእል ሃይማኖታዊ ፓሊሲኡ (ኣብ’ቲ ናይ ሜዲ ቅዋሙ ዗ስፈሮ)፣ እታ ንዓለም 
዗ማዕዴወላ ዗ይርግእትን ራዕዱ ዜመልኣን መነጽርሩ - እታ ንናይ ወጻኢ ፓሊሲታቱ 
ትሕብር ፊሎሶፊ (ማለት፡ “ንሕና ኣንጻር ምልእቲ ዓለም” ብዜመልአ ኣተሓሳስባ 
ዜተዓብለለት)፣ እዙ ሕጂ ኣብ ሃገራዊ ኣገልግሎት ተዯጋጊሙ ዜርአ ዗ሎ ተሞክሮ ገዴሊ 
(ምስናይ ኩሉ ዗ይተጻዋሪን ተጻራሪን ዓንዴታቱ)፣  ተጋዯልቲ ዜነበርሉን ዜላዯይሉን 
ምልካዊ ኣተሓሕዚ (ማለት፡ እዙ ሕጂ ኣብ ሙሉእ ኤርትራ ሰፊኑ ዜርከብ)፣ ገዴሊ 
ንኽቕጽል ተራ ዜተጻወተ ንመስዋእቲ ቁሩብ ናይ ምዃን ባህሊ (ሕጂ’ውን ን ህ.ግ.ዯ.ፍ 
ኣብ ስልጣን ንኽጸንሕ ዜጽዓተሉ ዗ሎ)፣ ወ.዗.ተ.።  
 
ኩሎም እዝም ኣብ ላዕሊ ዜተጠቕሱ፡ ካብቶም ኣብ ቀተልቲ ኣእምሮ ኢሰያስን ኮራኩሩን 
ካብ እዋን ገዴሊ ኣትሒዝም ተነዱቆም ዜርከቡ ኣሳእል ኮይኖም፥ ኣብዙ ሕጂ እዋን ዴማ 
ክሳብ እቲ ዜዯቀቐ መልክዖም ንኻልኣይ ግዛ ተዯጊሞም ክስረሓሎም ንዕ዗ብ። እዙ ኸኣ፡ 
ኣብዙ ሕጂ እዋን ሓዴሽ ዜተፈጥረ ክስተት የልቦን፥ እንታይዴኣ፡  ካብ ሑሉፍ ታሪኽ 
ንኸይንማሃር ብወለንታና ቦኺርና ምህላውና ጥራይ እዩ። ኣብ’ቲ ዴሕሪ ናጽነት ዜነበረ 
ሓጎስ ዜመልኦ እዋን፡ ዜኾነ ኣብ’ዝም ኣነወርቲ ተግባራት ታሪኽ ገዴሊ ዗ዴሃበ ሰብ፡ ነቲ 
መብዚሕትኡ ኤርትራዊ ክውንኖ ዜብህጎ ዜነበረ ዜተቐናጀወ ምስሊ ገዴሊ፡ ክ዗ራርግ 
ዜተዓጥቀ “በካሊ” የቁጽሮ ነይሩ። 
 
ካብዙ ኹሉ ዗ገርም እንተሃልዩ እቲ ሰሙር ስቕታ ናይቶም ቀዲሞት ተጋዯልቲ እዩ። ዋላ 
እቶም ኣብዙ ሕጂ እዋን ንኢሰያስ ብቃልዕ ከውዴቕዎ ዜጽዕሩ ዗ለዉ ናይ ቀዯም ላዕለዎት 
ሰበስልጣናት ከማን፡ ነቶም ኣብ ሕሉፍ ታሪኽ ገዴሊ ዜተፈጸሙ ግፍዕታት ክኣምንሎም 
ዚጊት ኣይከኣሉን። እዙኣቶም’ውን ከም ህግዯፋውያን ክሕዯተ ኣብ ልዕሊ ሓቀኛ 
ፍጻሜታት ኣብ ምፍጻም እዮም ዜርከቡ። እቲ ኣብ መንጎ ሻዕብያን ህግዯፍን ፍልልያት 
ከም዗ሎ ንምርኣይ፡ ብቀጻሊንኽጽዕሩ ዗ተባብዖም ጉዲይ እንተሃልዩ፡ ምስሊ ገዴሊ 
ተቐናጅዩ ንኽነብር ዜለዜህንጠዩ እዩ። 
 
 
(5) ንጀብሃ ካብ ገበን ሓራ ምግባር 
 
ንብዘሓት ጀብሃዊ ዴሕረ-ባይታ ዗ለዎም ተቓወምቲ፡ ኣብ መንጎ ሻዕብያ ንዜኽሰት 
ቅልውላው፡ ንመሓዯሲ ሽም ጀብሃን ኣተሓታቲ ታሪኽ ዗ለዎም ተጋዯልታ-ነበርን እዮም 
ከም መሳርሒ ዜጥቀምሉ፥ ነዙ ንምፍጻም ዴማ ምሉእ ግዛኦምን ዓቕሞም የወፍዩ። እዙ 

PDF page 11

View this page in original PDF

11 
 
ንገዚእ-ርእሱ ግን ካብቲ ህግዯፋዊያን ንሻዕብያ ኣብ ምክልካል ዗ርእይዎ ምስሉይነት 
ንላዕሊ እዩ። እቲ ምነታይሲ፡ ቲፎዝ ጀብሃ፡ በቲ ሓዯ ንኹሎም ሻዕብያ ዜፈጸሞም 
ግፍዒታት ክንዜክሮ ይዯልዩና፥ ስእሊ ጀብሃ ንኽዴወን ዗ኸተሉ ረቛሒታት ክንዜክሮም 
ግን ዗ይፈቕደ ምዃኖም እዩ። እቲ ሓቂ ግን ጀብሃ ኣብ ምሉእ ታሪኹ ኣብ ውሽጢ ክልተ 
ዓበይቲ ጸገማት ተቐርቒሩ ዜሓለፈ ውዴብ ከምዜኾነ እዩ። ዋላ’ኳ ኣብ ኩሎም እቶም 
ዴኽመታቱ ምስ ዴኽመታት ሻዕቢያ ተመሳሳልነት እንተሃለዎ፥ ንጸላኢ ናይ ምግጣም 
ዓቕሙ ግን ኣዜዩ ዴሩት እዩ፥ ምስ ዓቕሚ ሻዕቢያ ዜወዲዯር ኸኣ ኣይኮነን።  
 
ግና’ኸ፡ እቲ ንጀብሃ ብልክዕ ዜገልጾስ፡ እቲ ጉጅለኣዊ ባህርያቱ እዩ። ብመሰረቱ እዙ 
ውዴብ፡ ዓሌታውን ሃይማኖታውን ስምዒታት ዓብሊልዎ፡ ብጉጅለኣዊ ኣተሓሳስባታት 
ተዯሪኹ ዜተፈጥረ እዩ። ኣብ ምሉእ ታሪኹ ኸኣ ኣብ ጉጅላኣዊ፡ ማለት ሃይማኖታዊ፣ 
ኣውራጃዊ፣ ቐቢላዊ፣ ቋንቋውን ስነሓሳባውን  ጭቅጭቅ ዜተዋሕጠ እዩ ኔሩ። ብሰሪ 
ጉጅለኣዊ ባህርያቱ ዗በገሶ ጽልልኣት ዴማ ዕምሩ ክሓጽር ክኢሉ። እቲ ኣብ 70ታት 
ክግብሮ ዜፈተነ ጽገናታት፡ ብፍርቂ-ልቢ ዜተገበረ ምንባሩ ሰንከልከል ካብ ምባል ዓዱ 
ኣይወዓለን። እቲ ቀንዱ ምኽንያት፡ ንነብሱ ካብ ጸቢብ ጉጅለኣዊ ኣተሓሳስባ ከልግስ 
ብ዗ይምክኣሉን፡ ኣብ ጉዕዝ ቃልሱ ዴማ ነቶም ጉጅላዊ ኣተሓሳስባ ዜነበሮም መራሕቱ 
ንኽኣልዮም ፍቓዯኛ ብ዗ይምንባሩ እዩ። ሎሚ’ውን እንተኾነ፡ እቲ ካብ ሓሙኽሽቲ ጀብሃ 
ዜተረፈ ጃንዲ፡ ነቲ ውዴብ ናብ ውዴቐት ንኸምርሕ ዜዯረኸ ግጉይ መስመር ተኸቲሉ 
ክኸይዴ ምርኣይ ዗ገርም ኣይኮነን። ኣብዙ እዋን ኸኣ፡ ነቶም ናይ ሃይማኖትን ዓሌትን 
ካባታቶም፡ ካብቲ ተሓቢኦምሉ ዜነበሩ ከብሒታት ኣውጺኦም፡ ለቢሶሞም ናብ ናይ 
ኤርትራዊ ዱሞክራሲያዊ ኪዲን ኣኬባታት ክኸደ ንዕ዗ብ።  
 
ዯገፍቲ ጀብሃ ዗ርእይዎ ተገራጫዊ ሓሳባት ኣብ ኩሉ ጎሊሑ ይርአ እዩ። ብንቕሓት 
ንሕሉፍ ታሪኽ ሻዕብያ ክፍትሹን ዓስከሬናቱ ክጋልሁን ንዕ዗ብ፥ ክግበር ዜግብኦ እዩ፥ 
ግና’ኸ ብተመሳሳሊ ንታሪኽ ጀብሃ ክንገልህ ምስንፍትን- ማለት ኣብ ልዕሊ ፋሉል፣ ስርየት 
ኣዱስ፣ መንፈረ፣ ራስያን ኩሎም ቅዴምን ዴሕሪን ዋዕላ ኣድብሓ ዜተፈጸሙ ጭፍጨፋታት 
ምስ እተልዕለሎም፡ ኣዜዮም ይንዴሩ። ንኢሰያስ ብዜገበሮም ጌጋታትን ዜፈጸሞም ገበናትን 
እርይ ቁጽር ኣቢሎም ክነቕፍዎ ባህ ይብሎም፥ እዙ’ውን ክግበር ዜግብኦ እዩ፥ ግና’ኸ 
ነቶም ዗ይምዕቡላት፣ ዗ይዱሞክራሲያውያን፣ ፈላለይትን ጨፍጨፍትን መራሕቶም 
ዜምልከት ዜኾነ ዓይነት ኣሉታዊ ነቐፌታ ክሰምዕዎ ኣይድልዩን ጥራይ ዗ይኮነስ፡ ነዝም 
መራሕቲ ኮሓሒሎም ሂወት ክሶኽዕሎም ህርዱግ ይብሉ። ህዜቢ ኩናማ ኣብ ትሕቲ ሻዕብያ 
዗ጋጠሞ ምግልልን ግፍዕታትን ከይሰልከዩ የ዗ካኽሩና፥ እዙ’ውን ክግበር ዜግብኦ እዩ፥ 
ግና’ኸ ኣብ ልዕሊ ህዜቢ ኩናማ ዜተፈጸመ ናይ ምግልልን ምግፋዕን በዯል ነዊሕ ታሪኽ 
዗ለዎ ሙዃኑ፣ ብጀብሃ ብዘሓት ዓዴታት ኩናማ ከም዗ይነበራን ናብ ሓሙክሽቲ 
ከምዜተቐየራን፣ ብዘሓት ዯቒ ኩናማ’ውን ከምዜተቐትሉን ከብቶም ከምዜተራሰያን እንተ 
ኣልዒልካሎም ርእሶም ይሓሙን ይቑጥዑኻን። ለይትን መዓልትን ብሻዕብያ/ህግዯፍ ኣብ 
ልዕሊ እሱራት ዜፍጸም ኢ-ሰብኣዊ ተግባራት ክዜርዘርልካ ዗ሰልክዮም ኣይኮነን፥ እዙ’ውን 
ክግበር ዜግብኦ እዩ፥ ግና’ኸ ካብቶም ኣብ ታሪኽ ገዴሊ ዜተፈጸሙ ኣዜዩ ዗ሕንኽ 
ተግባራትሲ፡ እቲ ኣብ ሰብዓታት ኣብ ግዛ ምዜላቕ ብጀብሃ ኣብ ልዕሊ እሱራት 
ኢትዮጵያውያን ዜተፈጸመ ጃምላዊ ናይ ምርሻን ስጉምቲ እዩ። በዙ መንጽር ክርአ 
እንከሎ፡ ሻዕብያ’ውን ነዙ ዜዲረግ ግፍዒ ዚጊት ኣይፈጸመን።  
 

PDF page 12

View this page in original PDF

12 
 
እቲ ዜርዜር ምዯርዯርክዎ፦ ብጀብሃ ዜተጀመረ ዗ስካሕኽሕ ግፋ፣ ኣብ ልዕሊ ዯቂ-ኣንስትዮ 
ዜፍጸም ዜነበረ ጾታዊ ዓመጽ (ብፍላይ በቶም ብልሽዋት ካዴራትን ወተሃዯራዊያን 
ሓለፍትን)፣ ለበዲዊ ብልሽውና መሪሕነትን ወ.዗.ተረፈን። ኩሎም እዙኦም ዗ሕንኹ 
ፍጻሜታትን ተግባራትን ቅዴም ኢሎም ብጀብሃ ዜጠረዩ ተመክሮታት ኮይኖም፡ ጸኒሑ 
ሻዕብያ ከም ውርሻ ተቐቢሉ ብዜበለጸ ኣገባብ ዜተራቐቐሎም እዮም።  
 
 
 
 
(6) ጽውጽዋያትን ሓሶታትን  
 
ሰውራ ምኽኑይ ንክኸውን፡ ኤርትራዊያን ብገዴሊ ተቓሚሞም ንዜቐረብሎም ጽውጽዋያት 
ሓቕነቶም ካየረጋገጹ ክቕበሉ ጸኒሖም። ቅዴም ቀዲዴም፡ ኤርትራዊያን ካብ 
ኢትዮጵያዊያን ዜተፈልየ ሃገራዊ መንነት ከም዗ለዎም ከምዜኣምኑ ክግበር ኔርዎ። እዙ ግን 
ከምቲ መሲሉ ዜረኣየና ብቀሊሉ ክረጋገጽ ዜክእል ስራሕ ኣይኮነን። ከመይ፡ እዙ 
ኤርትራዊያን ካብ ኢትዮጵያዊያን ዜፈላልየና ሮቓሒታት ፈሊካ ምርግጋጽ ጥራይ 
዗ይኮነስ፡ ነቲ ዜተፈላለየ ኣካል ሕብረተሰብ ኤርትራ ናብ ሓዯ ዜተጠመረ መንነት 
ምውጻእ‘ውን ዜሓትት ጻዕሪ ስለዜኮነ። ነዙ ከቢዴ ጻዕሪ ንምርግጋጽ እዩ እምበኣር ኣብ 
ሰውራ ታሪኽ ክመሓየሽ ዜነበሮ፥ ጽውጽዋያት’ውን ተቓሚሞም ከምዜውሰኽሉ ዜተገብረ። 
ገለ ካብቶም ተኸሻሺኖም ዜቐረቡ ነገራት ዴማ እዝም ዜስዕቡ ይርከብዎ፦ 
 
(ሀ)ንሕና ኤርትራዊያን ዜተፈላለየ ዴሕረ-ባይታ (ሃይማኖት፡ ዓሌት፡ ኣውራጃ፡ ቋንቋ 
ወ.዗.ተ.) እንዲሃለወና ንነዊሕ ዗በናት ብሰላምን ርግኣትን ዜነበርና ህዜቢ ከምዜኾንና፥ 
ብፍላይ ኸኣ ካብ ናይ ዯገ ሓይልታት ምትእትታዉ ነጻ ምስእንኸውን። እዙ ግን 
ብመርትዖታት ታሪኽ ዜተዯገፈ ኣይኮነን፥ ብኣንጻሩ ብናይ ወጻኢ ሓይሊ ሕግን ስርዓትን 
ኣብ ዜቖመሉ እዋን ጥራይ እዩ ኣብታ ሃገር ሰላም ተረጋጊጹ ዜፈልጥ። ንኣብነት ኣብ 
እዋን መግዚእቲ ጣልያን።  
 
(ለ) “ኤርትራዊ መንነት ዜበሃል ነገር ከም዗ሎን፥ ከንዱ ዕማም ገዴሊ ዴማ ነዙ መንነት 
እዙ ምዕቃብ ምዃኑ። ግና’ኸ ሕሉፍ ተመክሮታት ዗ግህድ ነገር እንተሃልዩ - ማለት ቅዴሚ 
ምምጻእ ጣልያን፣ ኣብ ግዛ ጣልያን፣ ቕዴምን ዴሕርን ፈዯረሽን ዜነበረ ህዜባዊ ናዕብታት፣ 
ከምኡ’ውን ኣብ ዗በነ ምፍንጫላት ገዴሊ- ሓዯ ቃና ዗ለዎ ሃገራዊ መንነት ተቐልቂሉ ኔሩ 
ክብሃል ኣይከአልን። ጀብሃ ነዙ መንነት ክህንዴስ ኣይከአለን፥ ሻዕብያ’ውን ነቲ መንነት 
ዜምልከት ጭቅጭቅ ብምሉኡ ከምዜጭፍለቕ ጥራይ ጌሩ። 
  
(ሐ) ሰውራ ኤርትራ ሓዯ ጭቁን ሓፋሽ ኣንጻር ናይ ባዕዱ መግዚእቲ ዜተላዕለሉ ኩነተ 
ኹነት ከምዜኾነ። ነቲ ጉዲይ ኣጥቢቕካ ምስ ትርእዮ ግን እቲ ሓቂ ኣዜዩ ዜተሓላለኸ 
ምዃኑ እዩ ዜእምት። ገዴሊ ካብ ዜብገስ ክሳብ ሕጂ ዜሓለፎም ውሽጣዊ ቑስልታት ሎሚ 
ንዴሕሪት ተመሊስካ ዲህሳስ ምስ እተካይዯሎም፡ እቲ ሓዯ ነቲ ሓዯ ከሕክሞ ዗ይክእል 
ክልተ ናይ ፈለማ ጌጋታት ከም዗ለው ትርዲእ።  እቲ ሓዯ ሓዴነት ከረጋግጽ ዗ኽ እል 
ገስጋሲ ራኢ ዗ይብሉ ጉጅለኣዊ ባህርያትን ሰረትን ዗ለዎ ጀብሃ ክኸውን ከሎ፥ በቲ ሓዯ 
ኣብቲ እዋን ኣብ ቀጽሪ ቤት ትምህርቲ ጥራይ ተሓጺሩ ክተርፍ ዜግብ ኦ ዜነበረ፡ ሸብሮ 

PDF page 13

View this page in original PDF

13 
 
ተባሂሉ ዜፍለጥ የዋህ ናይ ካልኣይ ዯረጃ ተማሃሮ ምንቅስቓሳት እዩ። ክልቲኦም ሸነኻት 
ብረት ምስ ጨበጡ እዩ እምበኣር ሓዯገኛ መልክዑ ክሕዜ ዜተዯረኸ።   
  
(መ) ታሪኽ ከበሳ ኤርትራ ካብ ናይ ኢትዮጵያ ፍሉይ ሙኳኑ። ምናልባት እዙ እቲ ዜዓበየ 
ካብቶም ኣብ ገዴሊ ዜተኸሸኑ ሓሶታት ክኸውን ይኽእል። በኣንጻሩ፡ ታሪኽ ከበሳ ኤርትራ 
ብፍላይ ምስ ታሪክ ትግራይ ናይ ኢትዮጵያ ሓፈሻዊ ኣዜዩ ዜተወሳሰበ ኮይኑ ምስ ርክብ 
዗ለዎ እዩ። “ናይ ኤርትራ ፍሉይነት” ንምርግጋጽ ተባሂሉ ብገዴልን፡ ከምኡ’ውን 
ብብዘሓት ኤርትራዊያን ሞያዊያን ስነ-ታሪኽ ዜተቃመመን ዜተኸለሰን ታሪኽ ግን ማዕረ 
ኽንዯይ ዜኣክል ምጥምዚዚት ከምዜተገብሮ ክትዕ዗ብ ከለኻ ኣዜዩ እዩ ዗ዯንጹ። 
 
ርደእ እዩ፡ እዙ ኣብ ላዕሊ ዜተጠቀሰ ናይ ሓባር ክሕዯት ኣብ ልዕሊ ሓቐኛ ፍጻሜታት - 
ማለት ምስምሳት ምግባር፣ ታሪኽ ምኽላስ፣ ጽውጽዋያት ምትራኽ፣ ሓሶት ምንዚሕ፣ 
ምክሑሓልን ወ.዗.ተረፈን - ዕላማኡ ንሕና ካብቲ ከነልዕሎ ዜግባአና በዲሂ ሕቶ፡ ማለት 
ኤርትራዊያን እንታይ ኢና ንኸውን ዗ሎና፧ ከም ህዜቢ እንታይ እዩ ወሪደና፧ ኣበይ እዩ 
እቲ ጌጋና፧ እንታይ እዩ ኣብ ገዴሊ ብሓፈሽኡ፡ ብፍላይ ዴማ ኣብ ሻዕብያ ዗ሎ 
መሰረታዊ ጸገም፧ ዜብሉ ሕቶታት ካብ ምሕታት ንኽንሃዴም ተባሂሎም ዜመጹ 
ጽጽዋያትን ምስምሳትን እዮም።