Extracted PDF page text

Microsoft Word - liukat wey milmulat.doc

Machine-extracted derivative; not a transcript or translation. Reading order, spacing and characters have not been editorially verified. PDF page numbers are file positions, not printed page labels. No OCR has been added.

Open unchanged original PDF · Download unchanged PDF

Extraction status: extracted-unverified.

PDF page 1

View this page in original PDF

1 
 
ልUኻት ወይ ምልሙላት 
ንኣየናይ ታሪኽ ንምልዋጥ? 
 
መልሲ 
“ንመርዛም ነፍሕታት ውድብ ቀርነልዮስ ይቕጽል ኣሎ 
መዘኻኸሪ ካብ ደቂ ኩናማ ኣብ ሱዳን” 
 
ብወደባት፡ ግርማይ ኪዳነ (ወዲ ፊሊፖ) 
ሚላኖ-Iጣልያ 
 
Eለት 09/10/2012 
 
ኣመንዝራ ጉዳ ንኸይፍለጥ ምስ ጸዋሞ ውIላ ከም Eትባህለ፡ Eዚ ብስም ደቂ ሴም 
(ኩናማ) ኣብ Iንተርነት መርበብ ተጎሩባ ተለጢፉ ዘንበብኩዎ መልሲ ክህብሉ ዘገደደኒ 
ምኽንያት Eድመይ ዘርከበሉ ኣፍልጦይ ዘዋህለልኩሉ ዓቕመይ ንEስነተይን ዘበርከትኩሉ 
ታሪኽ ቃልሲ ኤርትራ ብዝጥEሞምን ዝተነግሮምን ቾብላ ዝተባህሎምን ዝትረኽ ታሪኽ 
ናይ በሃልቲ ዘይኮነ ናይ Eቶም ሕቡኣን ባሕተውቲ ተልEኾ ምዃኑ ዝዝንጋE ኣይኮነን 
Eሞ፡ Eቲ ሕጂ ሎሚ ከም መውጽI ኣፍን መለፍለፍን መህተፍተፍን ዝበሃልን 
ዝትረኽን ጌና መሓውራት ናይ Eቲ ንህዝቢ ኤርትራ ግዳይ ስቓይን Eህህታን ኣሕታን 
ገይሩና ዘሎ ሽፍታዊ ስርርE ህግደፍ ኮይኑ ከም ዘሎ ኣዳEዲEና ንገልጾን ነቃልOን Eዩ፡፡ 
 
Eዚ ድሕሪ ምባል 
Eዚ ክልተ ገጽ ዝኣክል ዘይEርኑብ Iለ ክገልጾ መዲበ ዘሎኹ ጽሑፍ ካብ ደቂ ኩናማ 
ዝወጸ ከምዘይኮነ ፈጺመ ኣይጠራጠርን Eዩ፡፡ ዘየጠራጥረኒ ኸኣ ኣብዚ ውሑድ ዓመታት 
ምምስራ ደሞክራሲያዊ ምንቅስቓስ ሓርነት ኩናማ ኤርትራ ዝገብሮን፡ ንኣወንታዊ 
መሰል ብሄራት ኤርትራ ንምርግጋጽ ዘላEሎ ዘሎን Eቱብ ክትትለይ ኣብ ዝገበርኩሉ 
Eታ መሰል ህዝቢ ልEሉ ኹሉ Eትብል ሽግ EትEንብበሉ ዝራEቲ ምዃኑ 
ብዘይሕንኽንኽ ውሸልኽልኽ ኩሉ Eቲ ንፍትሕን ሰላምን ቅሳነትን ዝኣምን ሰብ መሰል 
ብሄራት ዋሕስ ስድራ ቤታት ምዃኑ ስለዘረጋግጽ Eዩ Eሞ፡ ንEታ Eተተኣማምን 
ውሕስነት ከይትረትE በዓል ገበን ከይትጸፍE ዝተኣታተው ራEዲ ካልE ይትረፍን ድሙ 
Eውን ኛው ምባል ገዲፋ ከም ከልቢ ውሕውሕ ከም ዝብል ትገብሮ Eያ Eሞ፡ ብስም 
ቃልሲ ኤርትራ ምቕላብን ሃብቲ ምድላብን ዝለመዱ ኣሸንኳይዶ ሓቂ ክፈርዱ ስራሕ 
ህግደፍ ይደግሙ፡፡ ክኒU ኸኣ ንፈላጢOም ይሓርዱ ሓቂ ከይትወጽE ከኣ ይጋርዱ Eሞ፡ 
ናይ ሎሚ ክጽሕፍ ዘገደደትኒ ምኽንያት ንጸሓፍትን ጸሓፊ በሃልትን ንEቲ ዝበልዎ 
ክምልሰሎም ይረከበኒ ንጽሑፈይ ዘበድህ ጭብጢ ምስ ዝህልዎም ከኣ ይበድሁኒ፡፡ 
 
Iድርስ ሓምድ ዓዋተ!! 
1. ኣብ 1961 ክንደይ Eድመ ነይሩዎ? 
2. ኣብ ብረታዊ ቃልሲ ኤርትራ Eንታይ ጸንቢሩዎ? 
3. ኣብ ዝነበራ ካብ 1946 ክሳE 1961 ምንቅስቓሳት Eንታይ ተራ ነይሩዎ? 
4. ንዝንገረሉ Eጥቂ ቃልሲ ናጽነት ብኸመይ ኣበጊሱዎ? 
 

PDF page 2

View this page in original PDF

2 
 
 
ክቡራን ክቡራት!! 
ሕልፎት መርዓ ዓደቦና ስEስE ሓዲሮም ኣብ ኣጋ ወጋሕታ ሓውሲ ደልያ ነብሲ ሓውሲ 
ደልያ ነብሲ Iሎም ይጣርU Eሞ ገዓት ይቕረበሎም፡፡ 
 
ንሕና ኸኣ 
ነዘን ልEል I ለን ተለጢፈን ዘለዋ ኣርባEተ ሕቶታት፡ መልሲ ደሊና መልሲ ሓቂ 
ኣይትተዓበጥ ኣብ ጋህሲ Iለ ኣብ መቐጸልታ ጽሑፈይ Eሰግር ብዛEባ Iድርስ ሓምድ 
ዓዋተ ኸኣ ጭቡጥን ስኑድን ምስክርነተይ ኤቕርብ፡፡ 
 
ታሪኽ ህንጻ ኤርትራ ከም ዝምስክሮ 
መጀመርያ ምስረታ ኣቦታት ሽማግለ ብሄራት ኤርትራ ኣብ ከተማ ከረን ሽUU ኣብ 
ትሕቲ ምምሕዳር Iጣልያ ስለ ዝተነብረ (1890-1942) ኩሉ ህዝባዊ ብሄራዊ ፍታሓት 
ዝጽደቐሉ ኣብU ነይሩ፡፡ ካብ 1942 ግን ዝነበረ መግዛEቲ ጣልያን ብኣብ ጎረቤት ሃገር 
ሱዳን ገዛI ዝነበረ ብሪጣንያዊ ንግስነት (Eንግሊዝ) ኩናት ተሳIሩ ተለዊጡ Eቲ ቤት 
ጽሕፈት ከይተረፈ ንኣስመራ ግIዙ ክሳE 1952 ከኣ ኣብ ትሕቲ ምምሕዳር Eንግሊዝ 
ተጨዊና ብንሱ ዘምጸO ሰበባትን ቶንኮላትን ከኣ ብመልክE ፈደረሽን ናብ ስርዓት 
ሃጸይነት Iትዮጵያ ተረኪብና ባንዴራና ተጋሂሳ ተደምሲሳ ኤርትራ ኸኣ ነታ ብ1960 
ጀሚራ ፈለኽ Eትብል ዝነበረት ወሓጢት ገበል ኣሔርጊጻ ብወርሒ ሕዳር 1962 
ብወግI ተኾሊሳ፡፡ 
 
Eዚ ስለምንታይ ክዝክር ደልየ!! 
ኣብቲ Eዋን Eቲ ዓብየ ጎቢዘ ኣፋፍኖት ሃገራዊ ስምIት ኣብ ኣEምሮይ ሰሪጹ ብምንባር 
ካብ 1958 ጀሚረ ክሳE ሕጂ ህሉው ነበረን ጉዳይ ሃገረይ ኣብ ኣEምሮይ ተሰሪጹ 
ተነዲቑ ስለዘሎ ክምህ ዘይብል ምስክር Eየ Eንተበልኩ ኣጋንኖ ኣይኮነን፡፡ ነዚ ክብድህ 
ዝኽEል Eንተኣሎ ኸኣ? ሃየ….. ብዘይ ሓሸውየ Eብሎ፡፡ 
 
ሕቶይ 
ጣልያን ተዓዚሩ! Eንግሊዝ ተዓዚሩ! ዘመነ ፈደረሽን ተሰጊሩ፡፡ ብለባመት ኣቦታት 
ኣያታት ከኣ ራቢጣ I ስላሚያ ቀጺሉ ብክልብ ማሕበር ጀበርቲ ኣቢሉ ምንቅስቓስ 
ሓርነት ኤርትራ ( ሓራካ ማሕበር ሸውዓተ) ፈጢሩ ቃልሲ ናጽነት ኣንቂሉ ከብቅE 
Iድርስ ሓምድ ዓዋተ ንዝተሃገሮ መሬትን ከብትታትን (ቀደም ብሽፍትነት ዝሃገረን) 
ኣመሓዳሪ ዞባ ምምሕዳር ፈደረሽን ኤርትራ ምስ Iትዮጵያ Eናኾነ ናብ ልEሊ ቅድሚ 
Eስራ ዓመት ዝነበረ ኣመሓዳሪ ጣልያን ተበዲለ Iሉ ጥርዓን ዘቕረበስ ኤርትራ ኣብ 
ትሕቲ ፈደረሽን Iትዮጵያ ምህላዋ ኣፍልጦ ስለዘይነበሮ ድዩ ወይስ ኤርትራ Iትዮጵያ 
ሃጊሮሙኒ መንግስቲ ጣልያን ንዓ ዓገብ በለለይ ወይ ዝረየለይ ክብል ደልዩ? 
 
ከምታ ሓውሲ ደልያ ነብሲ- ኣነ ኸኣ መልሲ ንመተርከስ ርEሲ Eብል!!! 
 
ሽፍታ Iድርስ ሓምድ ዓዋተ ኣብ ጉዳይ ኤርትራ ወይ ንጉዳይ ኤርትራ ተመርኩሶ ከም 
ዘይነበሮ ልEሊ Eዚ ሓበሬታ ዘድልየና ወይ ንጉዱሳት ደቂ ሃገር ዘድልዮም ከም ዘይኮነ 
ዘጠራጥር የልቦን Eሞ፡ በዚ ወጣም ጽሑፍ ናይ በዓል ተዳሙን ቆፎ ደማሙ፡ ኣብ 
ሱዳን ኣውስትራልያ ኣብ በዓል ኣመሪካ ኤውሮጳ ዝንዛሕ ዘይንቡር ቃልሲ ናጽነትናን 

PDF page 3

View this page in original PDF

3 
 
ኣመሳርታUን፡ ንEዚ ደምና ኣፍሲስና ኣEጽምትና ኸስኪስና ንEስነትና ኣኸርቲትና 
ዝተጓናጸፍናዮ ዓወት ቁማር I ሎም ከቲሮሙና ዘለው ናይ ጥልመት መጋበርያOም 
መኸተና ኣጽኒEና ንOOም Eውን ከምዘይንንሕፎም ብኣጋU ክፍለጥን ክረጋገጽን ዘለዎ 
Eዩ፡፡ 
 
Eቲ ጽሑፍ!! 
ናይ ደቂ ኩናማ ከምዘይኮነ ብኣጋላልጸ ታሪኽ ህልዋን ስለ ዘሎና ንፈልጦ ነረጋግጾን 
Eዩ፡፡ ንUU ምንባበይ ከኣ Eቲ ብስም ጀብሃ ( ተሓኤ) ኣብ መጀመርያ ስሳታት 
ዝተሃንደደ መቕዘፍቲ ነዚ መሰረትን ኣካልን ኤርትራ ዝኾነ ሓበን ኤርትራውነት ህዝቢ 
ብዝወረዶ ግፍEን ጸፍEን ኣብ ሕቕፎ መነወር ሃይማኖት ቀሺ ዲመጥሮስ ገብረማርያም 
ብUU ኣቢሉ I ትዮጵያ ዘይበለ፡ ብምስልምና ተኸምበለ ኣብ ዘትከለ Eምነታት 
ኣEትዩዎም ምንባሩ Eቲ ተሓኤ ይኹን ህዝባዊ ግንባር ንመሬት ኩናማ ንምቁጽጻር 
ንEቲ ስድራቤታት ገድሊ ናጽነት ከም ዝኾነ ንምሕባር ምምሃር ዝወድኣሉ ግዜ ቀሊል 
ኣይኮነን Eሞ ነዚኸ መን Eዩ ኣብU ኣባጺሕዎ? 
 
ተጋዳላይ ቀርነልዮስ Uስማን ድዩ ክበሃለና? 
ሓውሲ ደልያ ነብሲ- ንሕና ኸኣ መልሲ ደሊና መልሲ ንብል፡ 
 
Eቲ ሕሱር ኣጸሓሕፋ!! 
መርዛም ነፍሕታት ውድብ ቀርነልዮስ ይቕጽል ኣሎ ዝበሃል፡ ምንቃው ዝለመደ ዝብI 
ዓይኑ ብቐትሪ ነይርI ከም ዝበሃል፡ ጸሓፍቱ ድዮም ኣጽሓፍቱ ንEቲ ልሙድ 
ቀጠፍጠፎም ተጋዳላይ ቀርነልዮስ Uስማን ሑሕ Eናበለ ስለ ዝEንቅፎም ልሙድ 
ወፍርታም ምEስካርን መሳርፍ ሂብካ ምውፋርን ሊቅነቶም ልሉይ ስለዝኾነ ነቲ ኣብ 
1981 ዝተራEየን ዝተረጋገጸን ውድብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ፡ ውድብ ዓብደላ 
Iድርስ ምንባሩ ዝተኸሸሔ ንቃልሺ ብሄር ኩናማ ከም ቃልሲ ውልቀሰብ ምፍታኖም 
ምህሮOም ተመኩሮOም ምዃኑ ኣዳEዲEና ኣፈርዚንና Eንፈልጦን Eንምስክሮን Eዩ 
Eሞ፡ 
 
ኣንታ ሌባ- Eቲ ዝዘመትካዮ ንብረት Eሞ ሃባ 
ዳሕራይ ክትዛረብ Eንተኣሎኻ ኾይኑ ዘረባ 
 
Iልና ንምልሶን ንገልጾን፡፡ 
 
Eቲ ወፍሪ ጸረ ተጋዳላይ ቀርነልዮስ!! 
ሕጂ ዘይኮነ ነዊሕ Eዋን ኮይኑ Eዩ፡፡ ንሱኸኣ Eቲ ኣወንታዊ መስርሕ ሓድነት 
ተኣማማንነት መሰረቱ መሰል ርEሰ ውሳኔ ብሄራት ስለዝጠልብ Eዩ፡፡ Eዚኣ ኸኣ 
ንብስም ህዝቢ ምቕላብን ሃብቲ ምድላብን ዝተለሙ ሕሱራት ርEይቲ E ንቅፋት 
ስለዝኾነት ነዚ ከይኣለና- ነይማላE ዊንታና ኾይኑዎም ድቃስ ክሳE ዝስEኑ 
ኣጽላEሊUዎም ምዃኑ ዓይነ ስውር ዝርEዮ ጸማም Eዝኒ ዝሰምO ሓቂ Eዩ፡፡ 
 
ከይተሓፍረ!! 
ቃልሲ ኤርትራ ከምዘይነበረ፡ ኣብ ኣርባዓታት ሓምሳታት Eምቢ ንባርነት Eወ ንናጽነት 
ዝበሉ ብማሕበር ኣንድነት ዝተቐትሉ፡ ኣብ ግቢ መንበሪ ሃይለስላሴ ዝተቐትሉ ኣቦታት 

PDF page 4

View this page in original PDF

4 
 
ሸኽ ዓብዱልቓድር ከቢረ፣ ዲጊያት ኪዳን ኣብርሃ ጓንጉል ከምዘይነበሩ ጌርካ ፈላም 
ቃልሲ-ፈላም መስዋEቲ ሽፍታ Iድርስ ሓምድ ዓዋተ ምሕባር Eንታይ ንምቕባር? 
 
ከምታ ሓውሲ ደልያ ነብሲ - መልሲ ንጽበ መልሲ!! 
 
ኣብቲ ዝብልዎ 
ምፍላም ቶኽሲ ገድሊ ኤርትራ መጀመርያ ስውE ክዝከር Eንተድኣ ኾይኑ-- ወዲ ወለላ-
-- ሳሆታይ ክዝክሩ ምስ ተገበOም፡፡ ዘይመዘከሪOም ከኣ ጠፊUዎም ዘይኮነ፡ ወዲ ወለላ--
ንሃገር Eተወፈየ ጅግና ወዲ ዓወተ ኸኣ ንዝምታ ዝወፈረ ብኣድራጋውያን ወሓጥቲ 
ብዓል Iድሪስ መሓመድ ኣዳም ዝተዓስከረ ስለዝኾነ፡ ነዚ ርEይቶ ወይ መልሲ ክወሃቦ 
Eንተኾይኑ፡ Eቲ ሕጂ ንምEራዩ ምEላዩ ሓርቢቱና ዘሎ ቃልሲ ተቓውሞ ኣብ ውሻጠU 
ክሱሳት ስሱኣት ይሕምብሱ ስለዘው Eቲ መሰል ርEሰ ውሳኔ ብሄራት ኤርትራ በሊሕ 
መታሪOም ካራ ስለዝኾነ ሓንሳብ ተዳማ- ድሓር ደማሙ ንዘልዓለም ሓቂ ሕተሙ 
የመራኽስዎ ከም ዘለው ዘይንፈልጦ ኣይኮንናን Eሞ፡ ከምታ ልEለ Iለ ዝሓትትኩዋ 
 
ብዓል ቁጥሚ ለያቡ 
ዝዘመትኩሞ ሃቡ› 
ዳሕራይ ማEረ ህዝቢ ክትዛረቡ 
Iለ 
 
ንፈሻል ጽሑፎምን ጽውጽዋዮምን ግዲ ኣይትግበሩሉ ኣንበብትን ደሞክራሲያዊ 
ምንቅስቓስ ሓርነት ኩናማ ኤርትራ (ዲምሓኩኤ) ብምባልን ሓደራ ምቕጻልን ንሎሚ 
መዓልቲ ብርዔይ ኤልEል፡፡ 
 
ሰናይ ቅነ 
ተወዲU Eዩ፡ ናይ ወጠምጠም ዘመነ