Extracted PDF page text

Microsoft Word - SILTANE.doc

Machine-extracted derivative; not a transcript or translation. Reading order, spacing and characters have not been editorially verified. PDF page numbers are file positions, not printed page labels. No OCR has been added.

Open unchanged original PDF · Download unchanged PDF

Extraction status: extracted-unverified.

PDF page 1

View this page in original PDF

ስልጣኔና Iዩ መድሕና 
 
ክቡራት ኤርትራውያን ብቐዳምነት ሰላም ብምቕጻል ሓደ ህዝቢ Eንታይነቱ ፈሊጡ ንመንነቱ፡ ሕሉፍ 
ታሪኹን ኣመጻጽUን ፈሊጡ ካኣ ንታሪኹ ዝቃለስ Eንተዳኣ ኮይኑ ኣይጠፍEን Iዩ፡ Eቶም ንሓደ ህዝቢ 
ከጥፍEዎ ዝደልዩ ካኣ መን I ዩ ዘይትብሎ መንነት ዘይብሉ ህዝቢ ጥፉE ስለ ዝኾነ፡ ከምዚ ናትና 
ብቐዳምነት ንመንነቱን ታሪኹን ኣብ ምጥፋE Iዮም ዝጋዋየዩ። 
 
ስለ'ዚ ብቕዳምንት መንነትና ኣብ ዝነበሮ መሊስና መን ምኳንና ክንፍለጥ ስለ ዘለና፡ ንኹሉ E ቲ 
ዝጠፍኣና ከነምልስ Eንታይ Iዩ Eቲ ጠፊUና ዘሎ ምፍላጥ ኣገዳስነት ኣለዎ፡ ደቂ ሰብ ኣብ ዓለም፡ ኣብ 
ዝተፈላለየ Eዋን ከምዚ ናትና ዝመስልን ካብU ዝገድድን ምስ ኣጋጠሞም ብቓልሶም ነቲ ኣብ ጉፅዞ 
ዝጠፍኤ ታሪኾምን E ንታይነቶምን ዘዛናብል ኩነታት ኣብ ንቡር መሊሶም I ዮም ናብ ምፅባሌ 
ተበጊሶም።  
 
ንኣና ካኣ ተኻታተልቲ ገዛEቲ ባህልና ከብርሱን ከዳኽሙዎን ንነዊሕ ስለ ዝጸንሑ፡ ዝነበረ ባህልናን 
ስልጣኔናን ክዳኸምን ናብ ምብራስ ገጹ ክኸይድን ጸኒሑ Iዩ፡ ብሓቂ Eቲ መሰረት ባህልናን ልምድናን 
ዝነበረና ስልጣኔን ክፍለጥ Eንተዳኣ ተደልዩ፡ ንሕና ኤርትራውያን ኣብቲ ዝሓለፈ Eዋናት ዝነበረ ትሑት 
ደረጃ ምፅባለ ስልጡናትን ምፅቡልትን Iና ኔርና፡ ግን Eቲ ዝነበረና ምፅባሌ ክንዲ ዝቕጽል ወይ ዝዓቢ 
ክድቆስ ጸኒሑ Iዩ።   
                                                
ዓለም ናብ ዝልዓለ ደረጃ ምፅባለ ክትሰግር ከላ ማለት ተክኖሎጂ ኣብ ዝተኣታተወሉ ጊዜ፡ E ቶም 
ቀዲሞምና ምስቲ ብዓለም ደረጃ ኣብ ዝልዓለ በጺሑ ዝነበረ ስልጣኔ ናይ ተክኖሎጂን ካልEን 
ተማዓራርዮምን ማፅቢሎምን ጸኒሖም ክገዝUና ዝመጹ ገዛEቲ፡ ናብ ምፅብልና ከምዘይንሰግርን 
ኣገልገልቶም ጥራይ ከም ንኸውንን ጌሮም ስለ ዝሓዙና፡ ካብ ድራርካ ምምEራር ዝሓለፈ ምብልሓትን፡ 
ካልE ምህዞ ከይንገብርን ከይንምፅብልን Eሞ ኣብ ኩሉ Eቲ ዓለም ዝበጽሕዎ ንምብጻሕ ከይንመጣጠር 
በቶም ገዛEቲ ተዓጊትና ኔርና Iና፡ ማለት ካብ ምፅቡል ኣታሓሳስባን ናይ ተክኖሎጂ ስልጣኔን ብሰንኪ 
Eቲ ሕማቕ ኣታሓሕዛ ባፅዳውያን ገዛEቲ ንነዊሕ በኺርና ጸኒሕና Iና። 
 
Eቲ ዝጸንሓና ሕግታት Eንዳባ ፍረ ምፅባለ ናይቲ ዝነበረ ስልጣኔና Iዩ፡ Eተን ኩለን ክፍላተ ሃገራት 
ኤርትራ በበቲ ዝነበረን ሕግታት Eናተማሓደራ ተኸባቢረን ብራEስታተንን ከንተብተንን ክካየዳ Iየን 
ንባፅዳውያን ገዛEቲ ጸኒሐኖOም፡ በዚ I ዮም ካኣ ካብቲ ዝነበረ ስልጣኔ ስለ ዝፈርሁ E ቲ ዝልዓለ 
ትምህርቲ ክንምሃር ፍቓዶም ዘይኮነ፡ E ዚ ማለት ካኣ E ንተዳኣ ፈሊጥና E ሞ E ንታይነቶም ኣለሊና 
ንኽገዝUና ከም ዘጸግሞም ስለ EተረድU Iዩ።  
 
ምፅባሌ ስለ ዝሓሰብካዮ ወይ ገለ ብዛፅብU ስለ ዘንበብካን ምሉE ብምሉE ዝጥረ ኣይኮነን ከምU 
Eንተዝኸውን E ሞ ካኣ E ቲ ጉፅዞ ብረታዊ ቃልስና ምስ ተጀመረ E ቲ ኩሉ ኣብ ሞንጎ ዘጋጠመ 
ገልጠምጠም ከምቲ ናይ ኣቦታትና ብልቦና ትኣልዩ ካብቲ ኩሉ ክወርደና ዝጸንሐን ጌና ውን ዝወርደና 
ዘሎን ኣንጻር ኩሉ ድልየታትና ዝኾነ ሽግራት ድሒንና ምሃለና ማለት'ዩ ምኽንያቱ Eቲ ብረታዊ ቃልስና 
ብዙሓት ዘንበቡን፡ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ዝበጽሑን ተሳቲፎምዎ ኔሮም I ዮም፡ E ንተኾነ E ቲ ዝነበረና 
ስልጣኔን ምፅቡል ባህልን ናይ ኣቦታትና ስለዘይሓዙ ንነገራት ብጥንቃቐ ሒዞም E ቲ ኩሉ ዝደልዮ 
ከምጽU ኣይክኣሉን። 
 
ስለ'ዚ Eቲ ዝነበረካን ካብ ኣቦታትካ ዝወረስካዮ ስልጣኔ ከም መሰረት Eንተዘይሒዝካዮ ጥራይ Iዩ፡ ናብ 
ምፅባሌ ከሰጋግረካ ዝኽEል E ምበር፡ ገለ ስለ ዘንበብካን ገለ ስለ ዝሰማፅካን ነቲ ዝጸንሓካ ምፅቡል 
ኣታሓሳስባን ስልጣኔን ከምቲ ዝግባE ጌርካ ብቐሊሉ E ትውንኖን ንቕድሚት ከተሰጉሞ E ትኽEልን 
ኣይኮንን፡ Eንታይ ድኣስ ካብ ጊዜ ብዝሓት ብተሞክሮ ዝውህለልን ናይ ኣብ ጉፅዞ ዘጋጥሙኻ ሽግራት 
ኣብ ምፍታሕ Eተጥርዮን Iዩ፡ ካብU ሓሊፉ ካብU ተማሂርካ ኣብ መጻI ካልE ሽግር ከየጋጥመካ 
ንምክልኻል ስለ ዝሕግዝ ናይ ልቦና መሳርያ Iዩ። 
  
ስለ ዝኾነ Eቲ ብብስለትን ተሞክሮን Eናተዋህለለ ተጠርዩ ከናብረና ዝጸንሐ ልቦናን ኣፍልጦን ኣቦታትና 
ስለ ዘጥፋEና፡ ከምቲ ገዛEትና ንኸይንምሓየሽ ዝተጣበቡዎ ኮይኑሎም ከይተማሓየሽና ንነብር ኣለና፡ በዚ 

PDF page 2

View this page in original PDF

Eቶም ባፅዳውያን ገዛEትና ብዝተፈላለየ ሜላ ካብ ንዝጸንሓና ጽቡቕ ነገራት ከነማፅብል ይኹን ካልE 
ክንምሃር ከምዘይንኽEል ጌሮም ዓጊቶምና ጸኒሖም Iዮም።  
 
ንኣብነት ገዛEትና ጥልያን Eዞም ህዝቢ EዚOም ሓያላት Iዮም ናቶም ምፅቡል ሕጊ ኣለዎም፡ ዝልዓለ 
ትምህርቲ ክውሃቦም የብሉን Iሎም ወሲኖም፡ ብኸምዚ ካኣ ንዳርጋ ስሳ ዓመት ክገዝUና ከለው ካብ 
ራባዓይ ክፍሊ ንላፅሊ ክንምሃር ከምዘይብልና ከም ንኸውን ብምግባር፡ ካብ ምኣዲ ትምህርቲ ዓጊቶም 
መገዲ ምፅብልና ሓጺሮም ሒዞምና ጸኒሖም E ዮም፡ ጌና ውን E ቲ ጸገም E ናተደራረበና ስለዝመጸ 
ክንምፅብል ኣይክኣልናን፡ ስለዝኾነ ካኣ Eቲ ብገዛE ናይ ህዝብና መስዋEቲ ዘምጻEናዮ ነጻነት ብላሽ ኮይኑ 
ኣብ ክንዲ ንኸብረሉ ኣብ ትሕቲ ዘስካሕክሕ ምልኪ ንነብረሉን ንሳቐየሉን ተውሳኺን ካብ ናይ ኩሉ ጊዜ 
ዝኸፍኤን ሽግር ኮይኑና ኣሎ። 
 
Eንግሊዛውያን ካኣ ኣብተን ዝጸንሑለን ዓመታት፡ ኣብ ምሉE ኤርትራ ትምህርቲ ከፊቶም ከም ንምሃር 
Eኳ Eንተገበሩ፡ በተን ዘምሃሩና ውሑዳት ፍልጥት ተጠቒምና ከም ንነብር ዘይኮነስ፡ ኣብ ጭቕጭቕ 
ኣቲና ከይተሳማማፅና ምEንቲ ክንነብር፡ ዓቕምና ዘይጸሮ ፖለቲካ ኣታኣታትዮም፡ ንዘንትEለት 
ከምዘይንቐስን ጌሮም፡ ከም መፋተዊ ምስ I ትዮጵያ ብፈደረሽን ቆሪኖም ገዲፎምና፡ E ንግሊዛውያን 
ድሓንና Eንተዝደልዩ ግን ከምተን ኩለን፡ ኣብቲ Eዋን Eቲ ነጻነተን ዝረኽባ ዝነበራ ሃገራት ኣፍሪቃ፡ 
ነጻነትና ባሪኾም ክገድፉና ምኻኣሉ። 
 
Eቲ ፖለቲካ ምስ ኣታኣታተው ሓንቲ ብሮ Eንግሊዝ ዝብል መጸውI ዘለዋ፡ ንዓሰርተ ዓምት ኣብ ትሕቲ 
መጉዚትነት Eንግሊ ንጽናሕ Eሞ ንጻነትና ክንረክብ ትብል Iያ ኔራ ግን ኣይማፅበለትን ሽU ንሽU ናብ 
ኤርትራ ንኤርትራውያን ተቕይራ፡ Eቶም ናይ Iትዮጵያ ወለዶ ዘለዎም ብምሉOም ዝወሰኹ ወሲኾም 
ሆ-ስለ ዝበሉ ድማ ክትፅወት ኣይካኣለትን፡ Eቲ ኤርትራ ምስ Iትዮጵያ ዝብል ኣንጻር ድልየት ህዝቢ 
ኤርትራ ዝኾነ መስመር ጊዚያዊ ዓወት ኣመዝጊቡ፡ መሰረት ናይቲ ኩሉ ጥፍኣትና ዝኾነ ናይ ሰላሳ ዓመት 
ውግE ኮይኑ፡ Eቲ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ዝቖመሉ ግዜ ድማ ይግረምኩም ሓደ ደጂይች ኣርኣያ ዋሴ 
ዝብሃሉ ጭው ዝበሉ Iትዮጵያ ጎንደሬ ሓደ ካብቶም ሽዱስተ ሚኒስተራት ናይ ኤርትራ ኔሮም፡ ብሓጺሩ 
ክልቲU ጊዜ ማለት ኣብ ፈደረሽንን ኣብ ናይ ሎሚን ህዝቢ ኤርትራ ነጻነቱ ተሰሪቑ Eዩ።    
 
Eዚ ብዙሕ ኣብ ትንታኔ ከይኣተኹ ዝትንክፈልኩም ዘለኹ ታሪኽ፡ Eቲ ዘይምስምማፅና በቶም ድሕነትና 
ዘይደልዩ ባፅዳውያን ግዛEቲ ዝተጸፍየን፡ ባህርያዊ ዘይኮነን መሰረታዊ ትሕዝቶን ሰንክን ስለዘለዎ፡ ከመይ 
Iልና ናብ ንኹልና ዘርብሕን ክጠቅም ዝኽEልን፡ ምፅቡል ኣታሓ ሳስባ፡ ንሰግር ኣብ ዝብል ኣቲና፡ 
ክንሓስብን ሽግርና ንምፍታሕ ዘኽEል ጥበብ ክንባላሓትን ከም ዘለና ክንርዳEን ስለU ብሓባር ክንሰርሕን 
ንምባል Eዬ። 
 
ደቂ ሰብ ክሳፅ ዝስልጥኑን ኣስፊሖም ዝሓስቡን Iዮም፡ ብዝጠቅምን ዘይጠቅምን ዝሳሓሓቡ፡ ምስ ማፅበሉ 
ግን ነቲ ዘሳሓሕቦም ብዘተ Eናፈትሑ ንኻልE ኣብ ጉፅዞ Eቲ ዘጋጠመ ሽግር ኣብ ምፍታሕ ዝሰርሑሉ 
ዘለው ጊዜ ዝምፅብል ዓንቃፊ ነገራት ንድሕሪት ንኸይመልሶም'ውን Eናተኸላኸሉ ኣብ ናይ ሓቂ ስምምፅ 
ከም ዝበጽሑ Eናገበሩ Iዮም ናብ ምፅብልንOም ሰጊሮም ብሕጊ ዝነብሩ ዘለው፡ ንሕና ካኣ ሎሚ ካብ 
ተሞክሮና ተማሂርና ብተመዲቡ ዘሎ ብሃገራዊ ዋፅላ ክንዲ ንሕጎስ E ሞ ንህዝቢ E ቲ ካብ ነዊሕ 
Eተጸበኻዮ Eነሀ ኣብU በጺሕና Eሞ ንዓ ዘቲ ኣብ ክንዲ ምባል ካልE ክትሰምፅ ከለኻ ዘስደምም Iዩ።     
 
ሕጂኸ Eቲ ኩሉ ዝሓለፈ ናይ ዝተፈላለዩ ገዛEቲ ምርረትን፡ ንነጻነት ኣብ ምድላይ ዝሓለፍናዮ ዝመረረ 
ኩነታትን፡ Eዚ ሕጂ ስኣን ስምምፅ፡ ኣብ ትሕቲ ሓደ ውልቀ መላኺ Eናተቐጥቀጥና ካብ ኩሉ ዝመረረ 
መዋEል Eናሕለፍና ዘይተማሃርና ድኣ ማኣስ ክንምሃር Iና። 
 
ስለ'ዚ ክቡራት ኤርትራውያን ኣሕዋተይ ኩሉ ኣዘራርባናን ኣሰራርሓናን ፍታሕ ንምድህሳስ ዝዓለመን 
ጭቕጭቕ በዚሑ ጊዜ ድማ ነዊሑ ሎምስ ንዘተ ዳኣ ንU፡ ጥራይ ዳኣ ይኹን ጭሮሖና Eሞ ሓቢርና 
ህዝብና ካብ ዘሎ ሽግር ሃገርና ድማ ካብ ውድቀት ከነድሕን ድኣ ንጋየ E ምበር ሎሚ ካኣ ሓደን 
ዝሓልፍ ሓደን ዝተርፍ ምዃንሲ መልክፅ የብሉን፡ ምኳን ድሕሪ ሕጂ ንዓማጺ ፅድል ስለዘይንህብ 
ዝተርፍ የለን ኣብ ኤርትራ ሕጊ Iዩ ዝገዝE። 
 
ሃገራዊ ዋፅላ ኣብ ሓደ መሰጋገሪ መንግስቲ Eንበጽሓሉ መድረኽ Iዩ ክኸውን ዘለዎ Eቶም ኩሎም ኣብ 
ቃልሲ ዘለው ውድባትን ኣካላት ሲቪክ ሶሳይትን ብሓደ ኮይኖም ሓደ መላE ህዝቢ ኤርትራ ዝቕበሎ 

PDF page 3

View this page in original PDF

መንግስቲ ኣብ ወጻI ከቑሙ ክበቕU ኣለዎም፡ ህዝብና ከም'ዚ ናይ ሎሚ ንጉዳዩ ባፅሉ ስለዘይሓዞ Iዩ 
ጉዳይና ኣስፈሊሉ ዘሎ Eምበር ስለ ዝሰነፍና ኣይኮነን፡ ስለ'ዚ ከምቲ ብኣፍና ስልጣን ናይ ህዝቢ Iዩ 
ንብል ብልብና ንወስኸሉን ንቀበሎን።  
 
ክብርን ዝኽርን ንስውኣትና 
ዓወት ድማ ነቲ ደም ዝነብፅ ዘሎ ህዝብና 
 
በላይ መስፍን ጀርመን