ካብ 1-30 መስከረም 2012 ዓ.ም 425 ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ሸገራብ ኣትዮም Derived plain text from the preserved HTML. Original wording retained; layout, tables and images require the reader and originals. ካብ 1-30 መስከረም 2012 ዓ.ም 425 ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ሸገራብ ኣትዮም Written by ቤት ጽሕፈት ዜና ሰዲህኤ source http://www.harnnet.org/ ካብ 1-30 መስከረም 2012 ዓ.ም 425 ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ፡ ሱዳን ኣትዮም። ዝርዝር ናይ’ዞም ናብ ሸገራብ ዝኣተው 425 ስደተኛታት ድማ፡ ከም’ዚ ዝስዕብ ኢዩ። ትሕቲ 5 ዓመት ካብ 5-18 ዓመት ልዕሊ 18 ዓመት ድምር ደቂ ኣንስትዮ 16 45 103 164 ደቂ ተባዕትዮ 20 51 190 261 ድምር 34 127 397 425 ካብ 1 ጥሪ 2010 ክሳብ 30 መስከረም 2012 ኣብ ሱዳን፡ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ፡ ዑቝባ ዝሓተቱ ብዝሒ ኤርትራውያን ስደተኛታት 58,787 (58,362 + 425) በጺሑ ኣሎ። Author not established. ካብ 1-30 መስከረም 2012 ዓ.ም 425 ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ሸገራብ ኣትዮም. Date not established. EHREA archive: /library/documents/doc-f76ed8b8132cd30b6312e64f/ [1] ካብ 1-30 መስከረም 2012 ዓ.ም 425 ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ሸገራብ ኣትዮም. Original source: http://www.ehrea.org/re01.php. Preserved original: /library/originals/12cbf04e5a200890a4a2fdbdd87f870a7af349857d26e1e3f1da662ac00065da.html. SHA-256: 12cbf04e5a200890a4a2fdbdd87f870a7af349857d26e1e3f1da662ac00065da