ካብ ሱዳን ተጨውዩ ዝተወስደ ዜጋ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ይሳቐ ከም ዘሎ ተሓቢሩ Derived plain text from the preserved HTML. Original wording retained; layout, tables and images require the reader and originals. ካብ ሱዳን ተጨውዩ ዝተወስደ ዜጋ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ይሳቐ ከም ዘሎ ተሓቢሩ Sunday, 18 October 2009 11:29 ካብ ሱዳን ተጨውዩ ዝተወስደ ዜጋ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ይሳቐ ከም ዘሎ ተሓቢሩ ኮር ባሪያ ዝዓዱ ዳዊት ገ/ሂወት ገ/ገርግስ ዝተባህለ ዜጋ፡ ቅድሚ 2 ዓመት ካብ ሱዳን ብትካል ጸጥታ ህግደፍ ተጨውዩ ከም ዝተወስደን፡ ኣበይ ከም ዝወደቐ ሃለዋቱ ጠፊኡ ከም ዝጸንሐ ዝጠቐሱ ምንጭታትና፡ ስድራ ቤቱ ድሕሪ ናይ 2 ዓመት ሓያል ድኻም፡ ወዶም ኣብ ቤት ማእሰርቲ ከረን ብሕማቕ ኣተሓሕዛ ይሳቐ ከም ዘሎ ከም ዘረጋገጹን ተፈሊጡ። ብዘይይ ሕጋዊ መስርሕን ሓታትን ኣብ ዕጹው ሸላ ዝማስን ዘሎ ዳዊት ገ/ሂወት፡ ካብ 1990 ጀሚሩ ኣብ መሳርዕ ሰራዊት ህግደፍ ኮይኑ ዘገልገለ ከም ዝነበረ፡ እቲ ብዕለት 11 ጥቕምቲ 2009 ዝተረኽበ ሓበሬታ ኣረጋጊጹ። ዕለት 16,10.2009 Source http://www.democrasia.org Author not established. ካብ ሱዳን ተጨውዩ ዝተወስደ ዜጋ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ይሳቐ ከም ዘሎ ተሓቢሩ. Date not established. EHREA archive: /library/documents/doc-ec8efa00cea648d6ca841a76/ [1] ካብ ሱዳን ተጨውዩ ዝተወስደ ዜጋ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ይሳቐ ከም ዘሎ ተሓቢሩ. Original source: http://www.ehrea.org/sud.html. Preserved original: /library/originals/6984c56a906f22d79bf2e761bc3b2e42375e03e2f38b123d772659f71879ede3.html. SHA-256: 6984c56a906f22d79bf2e761bc3b2e42375e03e2f38b123d772659f71879ede3