ስርዓት ህግደፍ ኣብዚ ሰሙን ‘ዚ ልዕሊ 20 ኣመንቲ ናይተን ዝኣገደን ሃይማኖታት ክርስትና ኣሲሩ። Derived plain text from the preserved HTML. Original wording retained; layout, tables and images require the reader and originals. ስርዓት ህግደፍ ኣብዚ ሰሙን ‘ዚ ልዕሊ 20 ኣመንቲ ናይተን ዝኣገደን ሃይማኖታት ክርስትና ኣሲሩ። ስርዓት ህግደፍ ኣብዚ ሰሙን ‘ዚ ልዕሊ 20 ኣመንቲ ናይተን ዝኣገደን ሃይማኖታት ክርስትና ኣሲሩ ከምዘሎ ተገሊጹ። ስርዓት ህግደፍ ኣብዚ ሰሙን ‘ዚ ኣብ ኣስመራ ገዛ-ገዛ እናኳሕኵሐ ብዘካየዶ ዘመተ ማእሰርቲ ልዕሊ 20 ኣመንቲ ናይተን ዝኣገደን ሃይማኖታት ክርስትና ኣሲሩ ከምዘሎ ኣብ ኬንያ ዝመደበሩ ኣገልግሎት ፈነወ ወንጌል ንናይ ኣስመራ ምንጭታቱ ብምጥቃስ ሓቢሩ። እቲ ናይ ማእሰርቲ ዘመተ ቀጻሊ ምህላዉ ‘ውን ኣገንዚቡ። Source Assena 19/10/2009 Author not established. ስርዓት ህግደፍ ኣብዚ ሰሙን ‘ዚ ልዕሊ 20 ኣመንቲ ናይተን ዝኣገደን ሃይማኖታት ክርስትና ኣሲሩ።. Date not established. EHREA archive: /library/documents/doc-ad35f98f55c2de1e0cf562b4/ [1] ስርዓት ህግደፍ ኣብዚ ሰሙን ‘ዚ ልዕሊ 20 ኣመንቲ ናይተን ዝኣገደን ሃይማኖታት ክርስትና ኣሲሩ።. Original source: http://www.ehrea.org/asri.php. Preserved original: /library/originals/42ca8da51dc722506c46d2f0de4eb7fcf2cc5d31eb201498302f79357ce4ade8.html. SHA-256: 42ca8da51dc722506c46d2f0de4eb7fcf2cc5d31eb201498302f79357ce4ade8