ካብ 1-31 ጥቅምቲ 2012 ዓ.ም 537 ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ፡ ሱዳን ኣትዮም። ዝርዝር ናይ’ዞም ናብ ሸገራብ ዝኣተው 537 ስደተኛታት ድማ፡ ከም’ዚ ዝስዕብ ኢዩ። Editorial display title. Derived plain text from the preserved HTML. Original wording retained; layout, tables and images require the reader and originals. ካብ 1-31 ጥቅምቲ 2012 ዓ.ም 537 ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ፡ ሱዳን ኣትዮም። ዝርዝር ናይ’ዞም ናብ ሸገራብ ዝኣተው 537 ስደተኛታት ድማ፡ ከም’ዚ ዝስዕብ ኢዩ። ትሕቲ 5 ዓመት ካብ 5-18 ዓመት ልዕሊ 18 ዓመት ድምር ደቂ ኣንስትዮ 24 33 84 141 ደቂ ተባዕትዮ 16 58 322 396 ድምር 40 91 406 537 ካብ 1 ጥሪ 2010 ክሳብ 31 ጥቅምቲ 2012 ኣብ ሱዳን፡ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ፡ ዑቝባ ዝሓተቱ ብዝሒ ኤርትራውያን ስደተኛታት 59,324 (58,787 + 537) በጺሑ ኣሎ። source http://www.harnnet.org/index.php/news-and-articles/top-headlines/4584--1-31-2012-537- Author not established. ካብ 1-31 ጥቅምቲ 2012 ዓ.ም 537 ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ፡ ሱዳን ኣትዮም። ዝርዝር ናይ’ዞም ናብ ሸገራብ ዝኣተው 537 ስደተኛታት ድማ፡ ከም’ዚ ዝስዕብ ኢዩ። [editorial display title]. Date not established. EHREA archive: /library/documents/doc-8af6343397ef7f344eb10537/ [1] ghg.php. Original source: http://www.ehrea.org/ghg.php. Preserved original: /library/originals/d3ab4c737df8a0cc54f0abca585e76f915daf6ec00843f2603e158e2924cbceb.html. SHA-256: d3ab4c737df8a0cc54f0abca585e76f915daf6ec00843f2603e158e2924cbceb