assenna - ገዲም ተጋዳላይ ኮሎኔል ተስፋልደት ስዩም (ወዲ ስዩም) ተሰዊኡ። Derived plain text from the preserved HTML. Original wording retained; layout, tables and images require the reader and originals. Skip to content Home ትግርኛ English ብዛዕባ ኣሰና Contact Us ታሪኽ ህይወት ቃል ኣሰና ዜና ኣተኵሮ ኣብነት ኪዳን ምስ መን? ደብዳቤታት ዕቡሳት ጋዜጠኛታት ዋዛን ኣዋዘን News Editorial Focus Articles Silenced Journalists Interview About Asena Documnets ታሪኽ Home ትግርኛ ዜና ገዲም ተጋዳላይ ኮሎኔል ተስፋልደት ስዩም (ወዲ ስዩም) ተሰዊኡ። ገዲም ተጋዳላይ ኮሎኔል ተስፋልደት ስዩም (ወዲ ስዩም) ተሰዊኡ። Monday, 05 January 2009 ገዲም ተጋዳላይ ኮሎኔል ተስፋልደት ስዩም (ወዲ ስዩም) ብሪኢቶኡ ምስ ጉጅለ 15 ዝተዛመደ ኢዩ ተባሂሉ ምስ ሓዉ ኣባል ማእከላይ ሽማግለ ህዝባዊ ግንባር ደሞክራስን ፍትሕን ኣባል ሃገራዊ ባይቶ ኤርትራን ዝነበረ ብሪጋደር ጀነራል እስቲፋኖስ ስዩም ኣብ መስከረም 18 2001 ኣብ ቀይዲ ድሕሪ ምእታዉ ብዝወረዶ ኣስካሕካሒ ኣተሓሕዛ ኣብ ትሕቲ ሕክምና ሓይሊ ኣየር ግዝያዊ ሕክምና እናተገብረሉ ብ 26 ታሕሳስ 2008 ሰዓት 9፡47 ብመስዋእቲ ከም ዝሓለፈ ምንጭታትና ሓቢሮም። ስርዓት ህግደፍ ምስጢር ክሓብእ ክብል፡ ብዘይ ዝኾነ ይኹን መሰነይታ ብሰላሕመላሕ ሓመድ ከምዘልበሶ እቶም ምንጭታት ብተወሳኺ ኣፍሊጦም። ኮሎኔል ተስፋልደት ስዩም ኣብ ሕክምና ሓይሊ ኣየር ኣትዩ ከምዝቐነየ ኣሰና ኣብ እዋኑ ጠቒሳ ነይራ እያ። < Prev Next > ትግርኛ ዜና ቃል ኣሰና ኣተኵሮ ህይወት ኣብነት ናዕታ ዕቡሳት ጋዜጠኛታት ደብዳቤታት ዋዛን ኣዋዘን ኪዳን ምስ መን? ሰነዳት ኪዳን ምስ መን? ኪዳን ምስ መን? - ኣብ ሓቀኛ ታሪኻዊ ፍጻሜታት ዝተመርኮሰት ንፊልም ተባሂላ ዝተነድፈት ዛንታ እያ። ግዜ ተሓባቢሩዋ ፊልም ምዃን ክሳብ ዝሰምረላ ግን እንሀትልኩም። በብትርኢት ተኸፋፊላ ክትቀርብ እያ። ንመዘከርታ ተባሂሉ፡ ኣስማት ጠባያታ ኣብ ሓርነታዊ ቃልሲ ናይ ዝተሰውኡ ብጾት ኣስማት እዩ። ሰናይ ንባብ። Copyright © 2005 - 2009 assenna. Author not established. assenna - ገዲም ተጋዳላይ ኮሎኔል ተስፋልደት ስዩም (ወዲ ስዩም) ተሰዊኡ።. Date not established. EHREA archive: /library/documents/doc-7d99988abe982efafe8da875/ [1] assenna - ገዲም ተጋዳላይ ኮሎኔል ተስፋልደት ስዩም (ወዲ ስዩም) ተሰዊኡ።. Original source: http://www.ehrea.org/tesfaphp.htm. Preserved original: /library/originals/538c135ae89e01e896dc0085c7720e9432676af7ddfa2eb1f7dc07733f64be82.html. SHA-256: 538c135ae89e01e896dc0085c7720e9432676af7ddfa2eb1f7dc07733f64be82