Asena - ስርዓት ህግደፍ ሰለስተ መንእሰያት ካብ ካርሸሊ ዓዲዃላ ብምውጻእ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ረሺኑዎም ክብሉ ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ንመርበብ ሓበሬታ ኣሰና ሓቢሮም። Derived plain text from the preserved HTML. Original wording retained; layout, tables and images require the reader and originals. Skip to content Skip to main navigation Skip to 1st column Skip to 2nd column Skip to 2nd column Asena Home Asena Radio ትግርኛ ህይወት ቃል ኣሰና ዜና ኣተኵሮ ኣብነት ኪዳን ምስ መን? ደብዳቤታት ዕቡሳት ጋዜጠኛታት ዋዛን ኣዋዘን English News Editorial Focus Articles Silenced Journalists Interview About Asena Documnets ብዛዕባ ኣሰና Contact Us ታሪኽ ታሪኽ Home ትግርኛ ዜና ስርዓት ህግደፍ ሰለስተ መንእሰያት ካብ ካርሸሊ ዓዲዃላ ብምውጻእ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ረሺኑዎም ክብሉ ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ንመርበብ ሓበሬታ ኣሰና ሓቢሮም። ስርዓት ህግደፍ ሰለስተ መንእሰያት ካብ ካርሸሊ ዓዲዃላ ብምውጻእ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ረሺኑዎም ክብሉ ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ንመርበብ ሓበሬታ ኣሰና ሓቢሮም። Saturday, 28 February 2009 ስርዓት ህግደፍ፡ “ክትሃድሙ ተረኺብኩም” ብዝብል ምኽንያት ኣብ ቤትማእሰርቲ ዓዲዃላ (ካርሸሊ) ኣሲሩዎም ንዝቐነየ ሰለስተ ተማሃሮ/መንእሰያት ካብቲ ቤትማእሰርቲ ናብ ጎልጎል ኣውጺኡ ብኡንብኡ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ከምዝረሸኖም ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ንመርበብ ሓበሬታ ኣሰና ሓቢሮም። ሓደ ካብቶም ግዳያት ምርሻን ህግደፍ ካብ ማእከል ዓዲ ዃላ ምዃኑ ከምዘረጋገጹ፡ እቶም ክልተ ካልኦት ግን ብልክዕ ‘ኳ እንተዘይፈለጡዎም ኣብቲ ከባቢ ካብ ዘለዋ ዓድታት ዝመጹ ክኾኑ ከምዝእሉ እቶም መሰካኽር ብተወሳኺ ኣረዲኦም። ንሳቶም ኣብ ሓበሬታኦም፡ “ነቲ ዝረኣናዮ ክንኣምኖ ኣይከኣልናን። እዚ ስርዓት ህግደፍ ብቐጻሊ ዝወስዶ ዘሎ ብኣገባቡን ጭካኒኡን እናገደደን እናኸፍአን ዝኸይድ ዘሎ ወፍሪ ምርሻን መንእሰያት መርኣያ ቅብጸቱ እዩ” ክብሉ ቁጥዐኦምን ነድሮምን ኣንጸባሪቖም። ስርዓት ህግደፍ፡ ነቲ እምነት ኣጥፊኡ ምስማዕ እናኣበዮ ዝኸይድ ዘሎ ህዝቢ ብራዕድን ሽበራን ኣንበርኪኹ ዕድመ ስልጣኑ ንምንዋሕ ኣብዚ ቐረባ እዋን ጥራይ ብናይ ተመልከተለይ ስጉምቲ-ምርሻን ሓያለ ዘይኣኸሉ ኤርትራውያን መንእሰያት ኣጥፊኡ ኣሎ። < Prev Next > ትግርኛ ዜና ቃል ኣሰና ኣተኵሮ ህይወት ኣብነት ናዕታ ዕቡሳት ጋዜጠኛታት ደብዳቤታት ዋዛን ኣዋዘን ኪዳን ምስ መን? ሰነዳት Copyright © 2005 - 2009 Asena. Loading... Author not established. Asena - ስርዓት ህግደፍ ሰለስተ መንእሰያት ካብ ካርሸሊ ዓዲዃላ ብምውጻእ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ረሺኑዎም ክብሉ ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ንመርበብ ሓበሬታ ኣሰና ሓቢሮም።. Date not established. EHREA archive: /library/documents/doc-71e09a41f23337b50f729351/ [1] Asena - ስርዓት ህግደፍ ሰለስተ መንእሰያት ካብ ካርሸሊ ዓዲዃላ ብምውጻእ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ረሺኑዎም ክብሉ ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ንመርበብ ሓበሬታ ኣሰና ሓቢሮም።. Original source: http://www.ehrea.org/tyynna_files/a.htm. Preserved original: /library/originals/b6741347615aaf074f25407e33a870f35d24b2a1f2b5b58f07ab903bc31d5509.html. SHA-256: b6741347615aaf074f25407e33a870f35d24b2a1f2b5b58f07ab903bc31d5509