Halewa Sewra Gestapo section of the EPLF Editorial display title. Derived plain text from the preserved HTML. Original wording retained; layout, tables and images require the reader and originals. Halewa Sewra Gestapo section of the EPLF ኣብ ሓለዋ ሰውራ ሌተና ኮሎነል ጸጉ ኣብ ዝነበረሉ እዋን ንተጋደልቲ ዘሳቕዩን ዝቕጥቕጡን ካብ ዝነበሩ አባላት ሓለዋ ሰውራ ወዲ ጸጋይ (ብግዜሃይለስላሴፖሊስዝነበረ፡ ተስፋልደት ሚኪኤል “ቀሃስ” ዝጽዋዕ ጥቓ ወ.ወ.ክ.ማ.ዕዳጋ ሓሙስግዝኡዝነበረ የማነ “ተንሽን” ካብ ደቀምሓረ ኣማኑኤል ተስፋሁነኝ “ቀይሽብር” ኣማኑኤል ልጃም ኣማኑኤል ጳውሎስ (ካብቶም ንጂ15 ክእሰሩ እንከለዉ ኣብ ላንድክሩዘር ዝጽበ ዝነበረ “ታንዱር” ወልደዝጊ ወዲ ዋስዕ ተኪኤ “ወዲ ቐሺ” ካብ ዓዲ ንፋስ (ንኢትዮጵያ ኢዱ ሂቡ፡ ድሓር ብሱዳን ኣቢሉ ናብ ኣሜሪካ፡ ካሊፎርንያ ዝኸደ) ኮሎነል ስምኦን ገብረድንግል ጋይም ተስፋሚኪኤል (ኣብ ሃገራዊ ድሕነት ናይ ወጻኢ ጉዳያት ሓላፊ ዘሎ) ጸጋይ ይስሃቅ (ተመሃራይ ዝነበረ፡ ናብ ተ.ሓ.ኤ ዝሃደመ) ይርክብዎም።ካብዚኣቶም ድሕሪ ነጻነት መዝነት ዝረኸቡ ኣለዉ [source] ሌተና ኮሎነል ጸጉ መን እዩ? በረከት (ወ ዺ ረቢ) ናይዝጊ ክፍሉ EPLF Prison System of 1970s in picture Source asmarino.com Author not established. Halewa Sewra Gestapo section of the EPLF [editorial display title]. Date not established. EHREA archive: /library/documents/doc-6733756d08599d286077fdf7/ [1] Original title not recorded. Original source: http://www.ehrea.org/hal.php. Preserved original: /library/originals/113076e7a084c2c2bd8613b054ee944413d509f0f6c1567cf2e6b71a27e12ddd.html. SHA-256: 113076e7a084c2c2bd8613b054ee944413d509f0f6c1567cf2e6b71a27e12ddd